Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Halafi Mengedi
Senior Member+
Posts: 45799
Joined: 30 May 2010, 23:04

Hamassien Bologna maid is on the run in Tembien and Edaga Hamus, MI 35 helicopter is down with 3 pilots???

Post by Halafi Mengedi » 20 Apr 2021, 11:15

LEMIN MEDIA
3 hours ago
ፀላኢ ምስ ጋዕገልጠሙ ይሕምሸሽ ይድዓኽ ኣሎ!

ኣብ ቆላ ተምቤን ከባቢ ጉያን ዕዳጋሓሙስን ክልተ ክፍላተ ሰራዊት ሻዕቢያ ብሰራዊት ትግራይ ይድዓኽ ኣሎ:: ሓንቲ MI-35 ሄሊኮፕተር ውግእ ብኣሃዱታት ፀረነፈርቲ ትግራይ ተወቒዓ ኣብ ደምበ ተጋደልትና ወዲቓ ኣላ:: ሒዞምዋ ዝነበሩ ሰለስቲኦም ኣብረርቲ እውን ተሰናቢቶም ኣለዉ:: ኣብ ዝተፋላለያ ከባብታት ማእኸልን ሰሜን ምዕራብን ትግራይ ተመሳሳሊ ዕውት መስተንክራዊ ስርሒት ሰራዊት ትግራይ ቀፂሉ ኣሎ:: ትግራይ ትስዕር!