Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
tarik
Senior Member+
Posts: 33235
Joined: 26 Feb 2016, 13:04

EXPOSED: Terrorist-Tplf Cadres Had A 6 Day Zoom Secret Meetings, Here Is Z Plan In Tigrinya!!! WEEY GUUD !!!

Post by tarik » 19 Apr 2021, 21:02

#ኣኼባ_ምሁራት_ትግራይ_ከመይ_ነበረ

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ምሁራት ትግራይ ዝተባህሉ ካብ ዝተፈላለየ ሃገራት ዝተኣኻኸቡ ንከባቢ 6ተ መዓልቲ ዝወሰደ ጽዑቅ ናይ zoom ርክባት ክገብሩ ቀንዮም። እዞም ሰባት ካብ ዝተፈላለየ ሃገራት ወጻኢን ካብ ውሽጢ ኢትዮጵያን ዝተኣኻኸቡ ኮይኖም፣ ኣብ በረኻ ብቀጥታ ምስ ኪዳነ ኣመነን መሓሪ ዮውሃንስን ዝራኸቡ ኢዮም። ነጥብታት ናይቲ ዝገበርዎ ዝርርብ ብኸምዚ ዝስዕብ ክጽብጸብ ይከኣል።
❖ ዕላማ ኣኼባ ትግራይ ሃገር ንምግባራ ክስራሕ ዘለዎ ውሽጣውን ግዳማውን ፖለቲካዊ ዕዮታት ንምርድዳእ ኢዩ

❖ ነዚ ንምግባር ድማ ከም ዘይስገር ቅድመ-ኩነት ዝተረዳድእሉ፣ ትግራይ ኣብዚ ተጀሚሩ ዘሎ ወተሃደራዊ ጥምጥም ስዒራ ክትወጽእ ኣማራጺ ዘይብሉ ጉዳይ ሙዃኑ ኢዩ

❖ ኣብዚ ወተሃደራዊ ጥምጥም ምስ ትስዓር ግን ይትረፍ ትግራይ ከም ሃገር መቀለ ‘ውን ከም ኣካል ክልል ትግራይ ኣይትቅጽልን ዝብል መደምደምታ ወሲዶም ኢዮም ነቲ ዝርርብ ከፊቶሞ

ኣብቲ ዝተገብረ ዝርርብ ድማ ኣብዞም ዝስዕቡ ነጥብታት ሓደ ሓባራዊ ኣረኣእያ ፈጢሮም ከምዝተፈላለዩ ኢዩ ተፈሊጡ ዘሎ።
1. ሃገረ ትግራይ ንምምስራት ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ሰለስተ ዓበይቲ ምዕባለታት ክፍጠሩ ኣለዎም

2. ብሄረ ኦሮሞ፣ ዝኾነ ሓባራዊ ሃገራዊ መንነት ስለዘይብሎም፣ ብስም ሃገር ክለዓሉ ‘ውን ስለዘይክእሉ ንጉዳይ ኣዲስ ኣበባ ከም ምኽንያት ብምልዓል፣ ፍንፊነ ናትና ኢያ ኢሎም ከምዝትስኡ ንምግባሮም ምስ ኦነግ ዘድሊ ምትሕግጋዝ ክፍጠርን ኣድላዪ ዝበሃል መስዋእቲ ተጋሩ ተኸፊሉ ጉዳይ ፍንፊነ ብምልዓል ኣካል ክልል ኦሮሞ እንተዘይኮይና ብዝብል ሕቶ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሓዊ ክእጎድ

3. ኣብ መንጎ ክልል ዓፋርን ሶማልን ንዝተፈጥረ ጎንጺ ብምምዝማዝ፣ ንብሄረ ዓፋር ብወገን ትግራይ ኲናት ከምዝኽፈት ጌርካ extensial threat ከምዝስምዖ ምግባር። ብሶማልን ብትግራይን ክቅተል ዝጀመረ ዓፋር ድማ ከይፈተወ ምስቶም ኣብ ኤርትራን ጁብትን ዘለዉ ዓፋር ናይ ምሕባር ስምዒት ከለዓዕል ኢዩ። ነዚ ንምቅልጣፍ፣ ምስ ዓፋር ናይ መሬት ሕቶ ብምልዓል ናብ ቀጻሊ ውግእ ምሽማም። ኣብቲ ውግእ ዘጋጥሞ ሃስያ ናብ ናይ ግዳይ ኣእምሮ ከምርሖ ስለዝኾነ ኣብ ኢትዮጵያ ተስፋ ክቆርጽ ኢዩ።

4. ኣብ ዓፋር ዝውላዕ ኲናት ብproxy ናብ ሶማል ከምዝልሕም ብምግባር፣ ክልል ሶማል ሓዊ ክድፋእ ምስራሕ። ብድሕር’ዚ ነቲ ኣብ ጁብትን ሶማል ዓባይን ዘሎ ብሄረ ሶማል ብምልዕዓል ነቲ ኣብ ኢትዮጵያ ናብ ኲናት ተሸሚሙ ዘሎ ሶማላዊ claim ናይ ምግባር ቅስቀሳ ምክያድ።

5. መስርሕ ሃገርነት ትግራይ ክስጉም ምስ ጀመረ፣ ጉዳይ ዶብ መሬት ምስ ኣምሓራን ዓፋርን ብምልዓል ህዝቢ ትግራይ ሓንሳብን ንሓዋሩን ምስዞም ኣህዛብ ዝፈላልዩ ናይ ስምዒት መንደቅ ምህናጽ

6. ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ንባድመ ብሓይሊ ከምዝተወስደት ብምእዋጅ ነቲ ኲናት ምዝርጋሕን ጉዳይ ኣተሓሕዛ ትግራዋይ ብሄርቴናታት ምልዓል። ነዚ ዝገብሩ ካብ ኤርትራውያን ዲያስፖራ ምጥቃም።

7. ድሕሪ ውድቀት ስርዓት ኢሰያስ ዝፍጠር ኤርትራዊ ስነ-ልቦና ብሄራዊ ኣእምሮ ንክሕዝ ስልጣን ብትግራዋይ ብሄርቴኛ ክትሓዝ። ነቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ትግሪኛ ዝዛረብ ህዝቢ ናይ መወዳእታ ዕድል ምሃብ።

8. ንሱ ምስ ትግራዋይ መንነቱ ከተኣሳስሮ ዝኽእል ናይ መሰጋገሪ ግዜ ስለዘድልዮ ንቅድም ብብሄራዊ ፈደራሊዝም ትመሓደር ኤርትራ ክትፍጠር ምስራሕ፣ ድሕር’ዚ ኣብ ዝተወሰነ እዋን ሓድነት ተጋሩ ምርግጋጽ።

9. ኣብ ኤርትራ ዘለዉ ዓፋር፣ ምስ ኣብ ኢትዮጵያን ጁብትን ዘለዉ ዓፋር ሓቢሮም ዝሰርሕዎ ሃገር ንምፍጣር ምጉስጓስን ምድጋፍን

10. ኣብ ኢትዮጵያ፡ ሶማልን ጁብትን ዘለዉ ሳማላውያን ናብታ ዓባይ ሶማል ክጽምበሩ ምግባር

11. ኣብ ኤርትራን ትግራይን ዘለዉ ትግሪኛ ዝዛረቡ ህዝቢ ዓባይ ትግራይ ክምስርቱ ምግባር

12. እዛ ሎሚ ኢትዮጵያ ትበሃል ሃገር ከኣ ኣምሓሩ ጥራይ ሒዛ ከምትተርፍ ምግባር

13. ብሓፈሻ ሃገረ-ትግራይ ንምምስራት፣ ህሉው ቅርጺ ኤርትራ ፡ ኢትዮጵያ ፡ ሶማልን ጁብትን ክቅየር ኣለዎ። እዘን ሃገራት መልክዐን እንተዘይቀይረን ግን ትግራይ ንውልቃ ተነጺላ ሃገር ክትከውን ዝከኣል ኣይኮነን።

ነዚ ዕዮ ንምስላጥ ድማ ምስ 4ተ ሃገራት ጥቡቅ ዝምድና የድሊ ኢሎም ደምዲሞም። ንሳተን ከኣ ግብጺ ፡ እስራኤል ፡ ዓዲ-እንግሊዝን ኣመሪካን ኢየን።
14. ንግብጺ ኣብ ጉዳይ ኣባይ ምዝርራብ። ንመስርሕ ሃገርነት ትግራይ ትድግፍ ምስ ትኸውን ንኣባይ ብወተሃደራዊ ስርሒት ብናይ ተጋሩ ዓቅሚ ክፈርስ ክግበር ከምዝኽእል እማመ ምቅራብ

15. ምስ እስራኤል ዝግበር ዝርርብ ንድሕረ ባይታ ናይታ ሃገር ብምልዓል፣ ትግራዋይ ተመሳሳሊ መስርሕ ይሓልፍ ከምዘሎ ምእማን።

16. ምስ እንግሊዝን ኣመሪካን ዝግበር ዝርርብ፣ ትግራይ ንስነ-ሓሳብ ኒዮ-ሊበራሊዝም ትቅበል ሃገር ከምዝኾነት ብምእማን፣ ትግራይ ሃገር ምስ ትኸውን፣ ማዕድናት እታ ሃገር ብኩባንያታት ናይተን ሃገራት ከምዝኮዓት ምርድዳእን NGO ናይ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ትግራይ መዕረፊ ክገብራ ከምዝኽእላ ምእማምን። ብተወሳኺ እተን ሃገራት ኣብ ዘውጽእኦ ፖሊሲ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ትግራይ ቀዳመይቲ ተግባሪት ክትከውን ከምዝኾነት ምቅባል።

17. ናይ ቻይናን ሩስያን ጉዳይ ምስ ኣመሪካን እንግሊዝን ኮንካ ክፍታሕ

18. ኣመሪካን እንግሊዝን ንዘቅርብኦ እማመ ምሉእ ብምሉእ ምቅባል። እታ እንኮ ክትስገር ዘይትኽእል ጉዳይ ናይ Protestantism ሃይማኖት ተቀበሉ ምስ ዝብላ ጥራይ ኢዩ።

19. ኣብ ኤርትራ ዝምዕብል ዘሎ ናይ ምስልምና ምስፍሕፋሕ ከም ምኽንያት ብምቅራብ ዘለና ስግኣት ነዘን ሃገራት ብምቅራብ ንኦርቶዶክስ ምክልኻል ግድን ከምዝኾነ ክኣምና ምግባር
NB:#እዚ_ጽሑፍ_እዚ_ካብ_ማሕበራዊ_ሜድያ_Face_Book_ዝተረኽበ_እዩ።

tarik
Senior Member+
Posts: 33235
Joined: 26 Feb 2016, 13:04

Re: EXPOSED: Terrorist-Tplf Cadres Had A 6 Day Zoom Secret Meetings, Here Is Z Plan In Tigrinya!!! WEEY GUUD !!!

Post by tarik » 19 Apr 2021, 21:27

Translation in english:
1- They said: 2 create cursed-land-tigray 3 things must be created in Ethiopia
2- Recruit oromos by saying addis-abeba belongs to oromos and create oromo pride
3- 2 continue z cooled down afar kilil vs somalia kilil civil war
4- Destroy kilil somalia by afar kilil
5- After the independence of tigray is lined up, create amhara vs afar conflict and create a wall of separation between these 2 kilils from tigray
6- Use Eritrean diasporas 2 say and blame Eritrean government took Badme by force
7- Kick isias afewerki out and use only Eritreans who speak Tigrinya language and make them obey and serve cursed-land-tigray
8- Unite afar in Eritrea and Ethiopia 2 benefit cursed-land-tigray
9- Somalians in Ethiopia and Djibouti help them make big Somalia
10- Eritreans tigrinya speakers and tigrians who speak agaminya 2 unite them
11- 2 Make Ethiopia and left with amharas only
12- 2 Create cursed-land-tigray independence make Eritrea and Ethiopia and Somalia shape different.
13- Help Egypt 2 destory Gerd Dam if it helps 2 create cursed-land-tigray independence .
14- Work with Israel and make them help with creation of cursed-land-tigray independence
15- Work with british and usa powers against Russia
16- Lie and Make z west think and believe that in Eritrea there is a muslim movement.

I summerized or squeezed some statements because they repeat themselves. I translated it z best i could, so look @ what cursed-land-tigray so called educated cadres r planing their evil on Eritrea and Ethiopia and Somalian ppl, they r ready 2 sell everything 4 their west masters so they can get their so called cursed-land-tigray fake independence country. BTW: That will never happen.
Last edited by tarik on 19 Apr 2021, 21:48, edited 1 time in total.

Sam Ebalalehu
Member
Posts: 3639
Joined: 23 Jun 2018, 21:29

Re: EXPOSED: Terrorist-Tplf Cadres Had A 6 Day Zoom Secret Meetings, Here Is Z Plan In Tigrinya!!! WEEY GUUD !!!

Post by Sam Ebalalehu » 19 Apr 2021, 21:44

tarik, thanks for the translation. I always doubted when people said the TPLF leaders consumedvnarcotics. If this translation even if it is close to accurate, these guys obviously function aided by drugs. All the points mentioned might happen, or not happen. Politicians could not chart their program starting from a 50 percent possibility. That is political malpractice. That is ok though for crackheads. They do not bother with percent. What they think is , what they think will happen. Come to the world of crackheads who run politics!

Post Reply