-
- Senior Member+
- Posts: 33293
- Joined: 26 Feb 2016, 13:04
-
- Member
- Posts: 3057
- Joined: 16 Feb 2018, 05:08
Re: ዝተረግመት-መረት-ትግራይ፥ ብጀካ ጽሉልን ሓሳዊን ሸርሙጣን ለኽባጥን ዘይትፈጥር ድርባይ ክልል!!! ወይይይ ጉድድድ !!!
ሓዉና tarik
ሊቃውንቲ ኣፍሪቓ ኩሎም ተደማሚሮም፡ ክንዲ ትግራዋይ ቅዱስ ያሬድ ኣይዳረጉን።
ትግራይ ወለሎ ፡ ንሊቀ-ሊቃውንቲ ቅዱስ ያሬድ ስለዘፍረኺ ነመስግነኺ።
ንሕዝቢ ትግራይ ዓዱ ብምጽራፍ ብኣልማማ ንምጽላምን ንምስኳንን ዝግበር እዅይ ኣካይዳ፡ ኤርትራውያን ኣይንሰምሮን።
መን ረጊምዋ? መዓስ’ከ ረጊምዋ? መርትዖኻ ብጭብጥን ብመሰኻኽርን ክተሰንይ ትኽእል’ዶ?
የኣፍሪካ ሊቃውንት ሁሉም ተደምረው ተባዝተውም ጭምር፡ ኢትዮጵያዊውን ትግሬ ሊቀሊቃውንት ቅዱስ ያሬድን አያክሉም።
የትግራይ ህዝብንና ሃገሩን በሙሉ ለማጠልሸት የሚነዛ እኩይ ፕሮፓጋንዳን ኤርትራውያን ወንድሞቻቸው አንደግፈውም ብቻ ሳይሆን እንቃወመዋለን።