Page 1 of 1

List of Eritrean factories closed by Iasias & Co.

Posted: 11 Apr 2021, 07:47
by sarcasm
እዚኣን ካብተን ዝተዓጽዋ ፋብሪካታት ኤርትራ እየን

ገለ ገለ ሓንሳብ ይዓጽወን ሓንሳብ ይከፍተን ብዉሑድ ዓቀን ናኣብነት ከም እንዳ ኮካ እንዳ ሞሎቲ ገለ። ናኣሽቱ ትካላት እሞ ኣዲኣን ትቁጸረን ከም ባራት ዱካናት እንዳ ሻሂ ሞቅጸሪ የብሉን። ንዝበደለ ትካል ኣይኮንካን ተዓጹ ናይ ገንዘብ መቅጻዕቲ ነታ ሃገር ኣታዊ። እዩ ጉቡኡ ።ኣብ ሃገርና ግን በጀካ ምዕሻግ ካልእ የለን

1. ፋብሪካ ዓለባ (ባራቶሎ)
2. ፋብሪካ ዓለባ (ሸር ካምፓኒ)
3. ፋብሪካ መረንጊ (እንዳ መረንጊ)
4. ፋብሪካ ማይ ሳሓ (ሰባር ጎማ)
5. ፋብሪካ ፍንጃል (እንዳ ፍንጃል)
6. ፋብሪካ ክሻ (እንዳ ክሻ)
7. ፋብሪካ ቢራ (ሜሎቲ)
8. ፋብሪካ ኮካኮላ (እንዳ ኮካ)
9. ፋብሪካ ዘይቲ (እንዳ ዘይቲ)
10. ፋብሪካ መስማር (እንዳ መስማር)
11. ፋብሪካ ዚንጎ (እንዳ ዚንጎ)
12. ፋብሪካ ኖራ (እንዳ ኖራ)
13. ፋብሪካ ክርቢት (እንዳ ክርቢት)
14. ፋብሪካ ኦሞ (እንዳ ኦሞ)
15. ፋብሪካ ሳምና (እንዳ ሳምና)
16. ፋብሪካ ጫማ (ችፖሊኒ)
17. ፋብሪካ ጫማ (ዳህላክ)
18. ፋብሪካ ጎማ (እንዳ ካንዘን)
18. ፋብሪካ ፈኒሊ (እንዳ ፈኒሊ)
19. ፋብሪካ ኢንኮደ(እንዳ ቆርበት)
20. ፋብሪካ ሽጋራ (እንዳ ሽጋራ)
21. ፋብሪካ ጎልፎ (እንዳ ጎልፎ)
22. ፋብሪካ ኣውቶቡስ (እንዳ ሓረጎት)
23. ፋብሪካ ኣውቶቡስ (እንዳ ሳታዮ)
24. ፋብሪካ መልጎም (እንዳ መልጎም)
25. ፋብሪካ ሽምዓ (እንዳ ሽምዓ)
26. ፋብሪካ ጸባ (እንዳ ኣቺ)
27. ፋብሪካ ሳልሳ (እንዳ ሳልሳ)
28. ፋብሪካ ፊኖ (እንዳ ፊኖ)
29. ፋብሪካ ፓስታ (እንዳ ኣልፋ)
30. ፋብሪካ ማርሞ (ማተኔላ)
31. ፋብሪካ ካናቴራ (እንዳ ካናቴራ)
32. ፋብሪካ ስምስም (እንዳ ስምስም)
33. ፋብሪካ ሕጡብ (እንዳ`ቦይ ሃይለ)
34. ፋብሪካ ሕጡብ (እንዳ ማርቆስ)
35. ፋብሪካ ሕጡብ (እንዳ ሞንጎሎ)
36. ፋብሪካ ፍልስፍና (ኣስመራ ዩኒቨርስቲ)
37. ፋብሪካ ራእይ (ብፍቕሪ ወለዱ ተኾስኲሱ ዝዓቢን፣ ናይ መጻኢ ህይወቱ ራእይ ዝቕይስን፣ ምስ ዓበኹ ከምዚ ክኸውን`የ እንዳበለ ዝትልም ወለዶ)

https://www.facebook.com/desale.tikabo/ ... 5815585449

Re: List of Eritrean factories closed by Iasias & Co.

Posted: 11 Apr 2021, 07:58
by sarcasm
Please wait, video is loading...

Re: List of Eritrean factories closed by Iasias & Co.

Posted: 11 Apr 2021, 12:01
by Aba
sarcasm wrote:
11 Apr 2021, 07:47

Tragic!

Re: List of Eritrean factories closed by Iasias & Co.

Posted: 18 Apr 2021, 10:21
by sarcasm
Please wait, video is loading...
[/quote]

Re: List of Eritrean factories closed by Iasias & Co.

Posted: 18 Apr 2021, 11:05
by Zmeselo
ምስ ቢራ መሎቲ: ኣብ ማእከል ባድመ! :lol:

ቆንዳፋት ዘይትብሎኦ የብልክንን: መቸም! :roll:

Now, I gotta dance. Tnx, for reminding me of Badme! :lol:

Re: List of Eritrean factories closed by Iasias & Co.

Posted: 18 Apr 2021, 11:07
by sebdoyeley
:lol: :lol: :lol: :lol: :lol:
Zmeselo wrote:
18 Apr 2021, 11:05
ምስ ቢራ መሎቲ: ኣብ ማእከል ባድመ! :lol:

ቆንዳፋት ዘይትብሎኦ የብልክንን: መቸም! :roll:

Now, I gotta dance. Tnx, for reminding me of Badme! :lol:

Re: List of Eritrean factories closed by Iasias & Co.

Posted: 18 Apr 2021, 12:08
by Cartmann
sarcasm wrote:
11 Apr 2021, 07:47
እዚኣን ካብተን ዝተዓጽዋ ፋብሪካታት ኤርትራ እየን...

1. ፋብሪካ ዓለባ (ባራቶሎ)....

https://www.facebook.com/desale.tikabo/ ... 5815585449
Oops ኣራይ ኩዕንቲ started the list with Asmara Textile factory. The factory is actually turned into the best factory in Eritrea. Its products are currently sold in internationally, especially in Europe it has high demand in premium stores. Shame you can't afford it. :mrgreen: