Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
-
tarik
- Senior Member+
- Posts: 21643
- Joined: 26 Feb 2016, 13:04
Post
by tarik » 06 Apr 2021, 20:00
This mozerfkkker agame got over 10 user names on ER. !!! WEEY GUUD !!!

-
Abe Abraham
- Member+
- Posts: 8236
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Post
by Abe Abraham » 06 Apr 2021, 20:10
ወርሒ ጠፊአ ኔረ ምስ ተመለስኩ እንቋዕ ደሓን መጻእካ ኣብ ክንዲ ትብለንስ ብጸርፊ ትቕበለኒ ? ካብ እቲ ዝሃብካኒ ሓበሬታ ስድራቤተይ ንስድራኻ ከም ዝፈልጥዎም ዳርጋ ሚእቲ ካብ ሚእቲ ዝተረጋገጸ እዩ ። ኣሕዋት ኢና ።
-
tarik
- Senior Member+
- Posts: 21643
- Joined: 26 Feb 2016, 13:04
Post
by tarik » 06 Apr 2021, 20:19
Abe Abraham wrote: ↑06 Apr 2021, 20:10
ወርሒ ጠፊአ ኔረ ምስ ተመለስኩ እንቋዕ ደሓን መጻእካ ኣብ ክንዲ ትብለንስ ብጸርፊ ትቕበለኒ ? ካብ እቲ ዝሃብካኒ ሓበሬታ ስድራቤተይ ንስድራኻ ከም ዝፈልጥዎም ዳርጋ ሚእቲ ካብ ሚእቲ ዝተረጋገጸ እዩ ። ኣሕዋት ኢና ።
ሰብ ጸውዕ አንተ በልኩኻ'ሲ በዓል ኣድጊ። ሃይለ ገብሩ ደኣ መዓስ ነዓይ ሓወይ ኮንይኑ። ሃይለ ገብሩ ኣብ አርትራ ዝዓበየ ትግራዋይ ደኣ አምበር አርትራዊ ኣይኮነን። አዛ ትግራይ-ትግርኛ ኣጀንዳ ንዮው በላ። ንስኻ ትግራዋይ፣ ኢትዮጵያዊ ኢኻ ኣነ ድማ አርትራዊ አየ። ሃይለ ገብሩ ንዓኻ ይብጸሓካ ንዓይ ድማ ጅግና ወዲ ገብሩ አሪትራዊ ኣቦ ሰውራ አዩ ዝብጽሓኒ።
-
Abe Abraham
- Member+
- Posts: 8236
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Post
by Abe Abraham » 06 Apr 2021, 20:50
tarik wrote: ↑06 Apr 2021, 20:19
Abe Abraham wrote: ↑06 Apr 2021, 20:10
ወርሒ ጠፊአ ኔረ ምስ ተመለስኩ እንቋዕ ደሓን መጻእካ ኣብ ክንዲ ትብለንስ ብጸርፊ ትቕበለኒ ? ካብ እቲ ዝሃብካኒ ሓበሬታ ስድራቤተይ ንስድራኻ ከም ዝፈልጥዎም ዳርጋ ሚእቲ ካብ ሚእቲ ዝተረጋገጸ እዩ ። ኣሕዋት ኢና ።
ሰብ ጸውዕ አንተ በልኩኻ'ሲ በዓል ኣድጊ። ሃይለ ገብሩ ደኣ መዓስ ነዓይ ሓወይ ኮንይኑ። ሃይለ ገብሩ ኣብ አርትራ ዝዓበየ ትግራዋይ ደኣ አምበር አርትራዊ ኣይኮነን። አዛ ትግራይ-ትግርኛ ኣጀንዳ ንዮው በላ። ንስኻ ትግራዋይ፣ ኢትዮጵያዊ ኢኻ ኣነ ድማ አርትራዊ አየ። ሃይለ ገብሩ ንዓኻ ይብጸሓካ ንዓይ ድማ ጅግና ወዲ ገብሩ አሪትራዊ ኣቦ ሰውራ አዩ ዝብጽሓኒ።
ምድንጋጽን ርህራሄን ምልክት ናይ ሓደ ኤርትራዊ እዩ ። ዋላ እኳ ተጋሩ ምስ መራሕቶም ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ እዚ ዘይበሃል ግፍዕታት እንተ ፈጸሙ ንስኻ ብውሽጥኻ ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ስእሊ ርኢኻ ከም ትድንግጽ ይፈልጥ እየ ። ምድንጋጽን ምርህራህን ትግራዋይን ኢትዮጵያውን ኣይገብረካን እዩ ። ሰብ እዩ ዝገብረካ ብዝያዳ ከኣ ኤርትራዊ ። ንሕና ተዓዊትና ኢና ። ክትዕወት እንከለኻ generous ምዃን ሞራላዊ ልዕልነት ይህበካ ።
Totally unnecessary

Totally unnecessary

Totally unnecessary