Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

ስታሊን በርሊን(TMH) ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከይተረፈ ደቂ-ኣንስትዮ ተጋሩ ይድፈራ ኣለዋ ። ደፊሮም ደርብዮመን ይኸዱ ።

Post by Abe Abraham » 25 Jan 2021, 18:28




ስታሊን በርሊን (TMH) ፥

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከይተረፈ ደቂ-ኣንስትዮ ተጋሩ ይድፈራ ኣለዋ ። ደፊሮም ደርብዮመን ይኸዱ ።


Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ስታሊን በርሊን(TMH) ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከይተረፈ ደቂ-ኣንስትዮ ተጋሩ ይድፈራ ኣለዋ ። ደፊሮም ደርብዮመን ይኸዱ ።

Post by Abe Abraham » 26 Jan 2021, 16:51

ደቂ-ኣንስትዮ ተጋሩ ኣብ ውሽጢ ትግራይ ብሃንግ ጌሮም ዝቐትሉ ሰረቕትን ካልኦት ዕድል ዝረኸቡ ተጋሩ ይዕመጻ ኣለዋ ፡ ኣብ መዕቆብ ስደተኛታት ናይ ሱዳን ይዕመጻ ኣለዋ ፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይዕመጻ ኣለዋ ፡ ጁንቶችን ተኸተልቶምን ነንዝረኸብወን ይዕምጹ ኣለዉ ፡ ኮታስ...ትግራይ ስለ ዝሓሰረት ብምልእታ ትዕመጽ ኣላ ።

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ስታሊን በርሊን(TMH) ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከይተረፈ ደቂ-ኣንስትዮ ተጋሩ ይድፈራ ኣለዋ ። ደፊሮም ደርብዮመን ይኸዱ ።

Post by Abe Abraham » 27 Jan 2021, 17:44

ካብ ኩሉ ምድፋር ከኣ ንወያነ ስማ ናብ ጁንታ ቀይሮም 17 መዓልቲ ርውእ ርውእ ኣቢሎም ኣብ ባዓቲ ደርብዮም ብድሕሪኡ ጥይት ኣብ ግንባራ ኣእትዮም ኣጸጊዖማ !!



Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ስታሊን በርሊን(TMH) ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከይተረፈ ደቂ-ኣንስትዮ ተጋሩ ይድፈራ ኣለዋ ። ደፊሮም ደርብዮመን ይኸዱ ።

Post by Abe Abraham » 25 Jul 2021, 16:19

:lol: :lol: :lol: :lol:

ኣየ ትግራዋይ ኩሉ ግዜ ንነብሱ ከም ተበዳሊት እምበር ከም በዳሊት ጌሩ ከንቱ ዘየቕርብ ኣራዊት !!

Post Reply