Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
JudgementDay1234
Member
Posts: 2977
Joined: 10 Mar 2016, 11:47

ህወሓት ድያ ንህዝቢ ትግራይ ሕሶት ምሂራቶ'ስ ወይ ህዝቢ ትግራይ ፍጥር ካብ ዝብል ሓሳዊ ህዝቢ አዩ?

Post by JudgementDay1234 » 24 Jan 2021, 22:46

ኣብ ኩሉ ሃይማኖታት ናይ ዓለምና ሕሶት ሓጥያት አዩ። ግን ኣብ ትግራይ ሕሶት ካብ ኦክስጅንን ማይን መግብን ንላዕሊ አዩ ዝርአ። ሕሶት ቆሪሱ ዝምሳሕ ዝድረር ሕብረት ሰብ ህወሓት ጥራይ አዩ ዝመስለና ነይሩ አምበር ብምል ኡ ህዝቢ ትግራይ ውን ሕሶት አዩ መጽሓፍ ቅዱሱን ቁርኣኑን። ስለዚ ድማ ህወሓት ካብ ሓሳዊ ሕብረተ ሰብ ትግራይ ስለዝተፈጥረ ብሕሶት አዩ ከኣ ተጠሚቁ። ምሕረት የውደሎም ነዞም ሕሙማት ተጋሩ ዝበሃሉ ህዝቢ፣ ሕማሞት ድማ ኣይልኸፈና። ኣመን።