They released him from prison and killed him at his house with his friend.
ዘሕዝን ዜና:
=========
DW ጋዜጠኛ ዳዊት ከበደ ብፀለእቲ ህዝቢ ትግራይ ኣብ መቐለ ኣብ ገዝኡ ረሺነሙዎ:: ትኣሲሩ ፀኒሑ ካብ ዝፍታሕ 3ይ መዓልቱ እዩ ነይሩ:: ኮነ ኢሎም ፈቲሖም ኣብ ገዝኡ ክቕተል ገይሮሞ:: ምስኡ ዝነበር መሓዝኡ እውን ሓቢሩ ተረሺኑ ኣሎ:: ዳዊት ንመንነቱን ንህልውና ህዝቡን ጥብቅና ዝቖመ ተባዕ ትግረዋይ እዩ ነይሩ:: ፀለእትና ዘመተኦም ልሂቅ ትግራይን ዘርኢ ትግራይ ምንፃት ስለዝኾነ ፀኒዕና ክንቃለሶምን ክንሕርንን ኣለና::