Page 1 of 1

ሰራዊት ሻዕብያ!

Posted: 13 Jan 2021, 01:59
by Zmeselo

ንስብሓት ነጋ ዝሓዙ ሰራዊት ሻዕብያ ኢዮም:: ናይ ሻዕብያ ወትሃደር ርኢናዮ ብኽዳኑ
ዝበሉስ ስብሓት ነጋ ከይተትሓዘ ከሎ: እንታይ ክገብሩ እቶም ናይ ኤርትራ ናይ ሓሶት ዩኒፎርም ዝገበሩ ምስኡ ኮፍ ኢሎም? እቲ ዝገርም: ጁንታ ህዝቢ ንምድንጋር ኮነ ኢላ ትሰርሓሉ ምንባራ'ዩ::

Re: ሰራዊት ሻዕብያ!

Posted: 13 Jan 2021, 02:53
by Zmeselo
የሜ/ጀነራል በላይ ስዩም አቅም: "የውስጣችንን ችግር እራሳችን እንፍታው"???

By: Meadi Guasot

መቼም ትልቅ የወታደር ማዕረግ አላቸውና ያሉትን ቢሉ ሰው ያለውን ከወረወረ ንፉግ አይባልም! ብለን ማለፉም ይቻል ይሆናል፡፡ በኃዘን የተመታች ከተማ ገብተዋልና በተመቸ ቃላት ቢናገሩ፡ ተገቢ የሚሆንበት ወቅት ነው ተብሎ ችላ ማለት ሰውኛ ሊሆንም ይችላል፡፡ ላለፉት 27 አመታት፡
ትልቋ የባህር መውጫ ያላት ህብረብሄራዊ መንግስት ታቋቋማለችና አንገታችሁን አቅኑ፡፡
ለተባሉ ማህበረሰብ፡
ሰዎቻችሁ እራሳቸው ድንበር ጠባቂዎችን ገደሉና የባዕድ ሰራዊት አስገቡ፡፡
ብሎ ቅብጢዎችን ማጽናናት ለግዜውም ቢሆን እፎይታን ይፈጥር ይሆናል፡፡

ላለፉት 2አመት ተኩል ደሞ፡ የኤርትራ ተቃዋሚዎችን አስተባብረን፤ ሰራዊቱንና ህዝቡን ጋብዘን ባዶ አድርገናቸዋልና መንግስት እንገለብጣለን ብለው በግላጭ አውጀው፡ የኤርትራን ብቸኛ ባለአራት ኮከብ ጄነራል የግድያ ሙከራ ከማድረግ ጀምሮ፡ እኛን ለመውጋትና ባህሩን ለመውረስ በቢልዮኖች ተበጅቶ በከፍተኛ ጉምዥት እንቅስቃሴ ሲያደርግ የነበረ ማህበረሰብ፡
በቃ በጦርነቱ ተሸንፈሃል! መሪዎችህም ቀሚስ ለብሰው ተደብቀዋል! ኢሮብ፤ ራያ፤ ወልቃይት፤ ባድመ ለየባለቤቶቻቸው ተመልሰዋል
ስትለው፡ አለም ይደበላለቅበታልና ሊሰማቸው በሚፈልገው ቃላት ብትሸነግለው፡ ብዙም አይገርምም፡፡
አቅም አለን፡፡ በራሳችን የውስጣችንን ችግር አለመፍታታችን ያመናል፡፡
ሲሉ ግን ያንን አቅማቸውን ብቻ ሳይሆን የቅብጢውን ማህበረሰብ ክፍል ፍላጎት እንድንፈትሽ ይጋብዛል፡፡

ወታደሩ የተሰበሰቡት ከነጋዴውና ከከተማ ሰራተኞች ጋር ነው፡፡ መቀሌ ውስጥ ነጋዴም ሆነ ሰራተኛ መሆን ወስጡ የማይታወቅ ብዙ ተያያዥ ጉዳዮች አሉት፡፡ ትግራይ ውስጥ በአብዮታዊ ዲሞክራሲ የተለወሰ መሳፍንታዊ ስርአት እንደመኖሩ ብዙ ቁሻሻ ነገሮች አሉበት፡፡ ግፍ የጥንቱም የዘመናዊውም ተዋህዶ፡ ዋናው በደል ቀማሹ የትግራይ ህዝብ ስለሚሆን ለያይቶ መናገሩ ተገቢ ነው፡፡ እናም እነዚህ ጥቅመኞች፡ ኑሮ እንደ እሬት እንደመረራቸው ማወቅ ከባድ አደለም፡፡ ሰለዚህ ወታደሩን በጥያቄ አፋጠጧቸው፡፡

አንዱ ነጋዴ እንዲህ አሉ፡፡
ከላይ ቆንዳፍ አጋሜ ይሉናል፡፡ ከታች ቅማላም ትግሬ ይሉናል፡፡ መሬታችን ተወሯል፡፡ አዲሱ የሽግግር መንግስት መሬታችንን ካስመለሰ ከጎናችሁ እንቆማለን፡፡
አሉ፡፡

ከላይ እስከታች ያሉት ወራሪዎች እንዲባረሩላቸው የፈለጉ ቅንጡ ነጋዴ!

ሌላው ካድሬ ነጋዴ ደሞ ጠበብ አደረጉትና፡
የሚጠብቀን መከላከያ እንዲሆን እንጂ፡ ከሌላ ቦታ የመጡ ከመሬታችን ይውጡልን፡፡
አሉ፡፡

ልክ እንደጌቶቻቸው ሁሉ፡ በማስፈራራት ነው የሚወያዩት፡
ባድመን መልሱልን ካልሆነ የትግራይ ህዝብ ከጎናችሁ አይቆምም፡፡
አብረናችሁ ካልቆምን ደሞ የትም አትደርሱም አይነት በአቅሚቲ ፉከራ ናት፡፡

ካድሬውም ቢሆኑ ሁመራ ሰሊጥ ዘርተዋል መሰለኝ፡ የአማራ ሚሊሻ እንዲወጣላቸውና ገብተው እንዲያጥፋፉ ተመኙ፡፡ የሚገርመው ግን ጌቶቻቸው በውድቅት አንጥፈውት የሄዱት ሰራዊት ደም እንኳ ሳይደርቅ፡ ሰራዊቱ እዚህና እዚያ እየተራወጠ መሬታቸውን እንዲመልስላቸው መጠየቃቸው ነው፡፡ አመቺ ነው ያሉት ጊዜ ሳያመልጣቸው ብልጥ መሆናቸው ነው፡፡ ምክኒያቱም፡ ፖሊስ የለም፡፡ የቀሩትን ወንጀለኞች ለመያዝም ሆነ ትግራይን ለማረጋጋት የህዝቡን ትብብር ይጠይቃል፡፡

በሰላም ያስገቡትም ሰራዊት እኛ ካልፈቀድን አንድ ቀን አታድሩም አይነት ማስፈራሪያም ይመስላል፡፡ አምስት ለአንድ የተደራጁ የጃንዳ አገልጋዮች ከስር ስር ወሬውን ያጧጡፉታል፡፡ እገሌ እዚህ ደረስ፤ እገሌ ያንን ደመሰሰ እያሉ፡፡ 13 ሺህ ባለ ሊቼንሳ ወንጀለኞች ሰዉን በጠራራ ጻሃይ ይዘርፉታል፤ ይገሉታል፤ ሴቶች ይደፈራሉ፤ የሚበላ የለም፡፡

ስለዚህ ካድሬዎቹ እዚህ ችግር ውስጥ ተሽሎክሉከው ገበተው ሽግግር መንግስቱን በጥያቄ ይፈታተኑታል፡፡ ሽግግር መንግስቱም ሆነ መከላከያው ትእግስትን መላበስ ግድ ይለዋል፡፡

ከንቲባው፡ ከሌላ ክልል የመጡት እንዲመለሱ እየተሰራ ነው አሉ፡፡ ጄነራሉም ባዕድ ሰራዊት እራሱ ገባ አሉ፡፡ አለበለዚያ በሃሰት ተኮትኩተው ካደጉ የግፍ ልጆች ጋር እንዴት ጤነኛ ንግግርስ ጤነኛ ምክኒያት መስጠት ይቻላል?

ወታደሩ ቃላት መምረጥ ቢገባቸውም ''አቅም ነበረን'' ያሉት ግና ብዙ ጥያቄ ያስነሳል፡፡ ከራሳቸው አንደበት እንደሰማነው፡
ድንበሩ አካባቢ የነበሩት ወታደሮች በሙሉ ታስረው ተገለዋል፡፡የቀሩትም ወደ ኤርትራ ተሻገሩ፡፡
75% የሚሆነው የኢትዮጵያ ሰራዊት የነበረው ትግራይ ውስጥ ነው፡፡ አገሪቱ ያላት መሳሪያዎች በሙሉ ትግራይ ውስጥ ነበሩ፡፡ 20 አመት ሙሉ ሲጠብቀው የነበረውን ሰራዊት በውድቅት ገሎ መሳሪያውን በሙሉ ተቆጣጠረ፡፡ የቻለ ወደ ኤርትራ አፈገፈገና እራሱን አደራጅቶ ተመልሶ ጦርነት ገባ፡፡
ጠ/ሚ አብይ አህመድ፡፡
ሴቶቹን ለብቻ አድርገው ወንዶቹን ሰበሰቡና ሽንት ቤት ውስጥ አስመጧቸው፡፡
ከደቡብ የመጣች የወታደር ሚስት
እሩቅ ቦታ ወስደውን አስፋልት ላይ ሰብስበውን እየሄድን እያለ፡ በትልቅ መኪና ገብተው ደፈጠጡን፡፡
ከመደፍጠጥ እግሩን ተሰብሮ የተረፈ ወታደር ለጓዶቹ እያለቀሰ
ሰይጣን ካልሆነ እንዴት የሰው ልጅ አብሮት የኖረውን ወገኑን በታንክ ይፈጃል?
ከታንኩ ስር በተአምር የተረፈ ወታደር
6 ሺህ ተማርከው የነበሩ ወታደሮች ዛሬ ገብተው የአማራ ህዝብ አቀባበል አደረገላቸው፡፡
በሌላ ዜና
1ሺህ የሚሆኑ ከፍተኛ አመራር የነበሩ መከላከታ ሰራዊታችን ነጻ አወጣቸው፡፡
የአማራ ቴሌቭዥን

በትግራይ ሙሉ የነበሩ የወታደር ካምፖች ስንት ሰው እንደሞተባቸው አልተናገሩም አንጂ ሁሉም ላይ ጥቃት ደርሷል፡፡ የተማረኩ፤ የሞቱ፤ ስልታዊ ያፈገፈጉ ናቸው አደል? መሳሪያዎችም ተዘርፈዋል፡፡ ግድየለም ስለመሳሪያው ጠ/ሚንስትሩ ያስታጠቀውን ነግረውናል፡፡ አንድ ክ/ሰራዊትም እስከመሳሪያው ኤርትራ ገብቶ ተመልሶ አጥቅቷል ብለውናል፡፡ ጥሩ ነው ሁሉም የለፋበትን ሙገሳ ያግኝ፡፡

ቆይ! ቆይ! ቆይ! ግን በእግራቸው ኤርትራ እስኪገቡ፡ ገብተው እስኪደራጁ የነበረው ክፍተት ላይ ጦርነቱ አላቆመም ነበር፡፡ አደል???

እና
አቅሙ ከሰማይ እንደማና ወረደና እነሆ እነሱ ደርግን ለመጣል 17 አመታት የፈጀባቸውን እኛ በ17 ቀን ደመሰስናቸው፡፡

ያስኬዳል???

ድል ለህዝባዊ ግንባር ለዲሞክራሲና ለፍትህ!!!

Re: ሰራዊት ሻዕብያ!

Posted: 13 Jan 2021, 03:11
by Abe Abraham
Zmeselo wrote:
13 Jan 2021, 01:59

ንስብሓት ነጋ ዝሓዙ ሰራዊት ሻዕብያ ኢዮም:: ናይ ሻዕብያ ወትሃደር ርኢናዮ ብኽዳኑ
ዝበሉስ ስብሓት ነጋ ከይተትሓዘ ከሎ: እንታይ ክገብሩ እቶም ናይ ኤርትራ ናይ ሓሶት ዩኒፎርም ዝገበሩ ምስኡ ኮፍ ኢሎም? እቲ ዝገርም: ጁንታ ህዝቢ ንምድንጋር ኮነ ኢላ ትሰርሓሉ ምንባራ'ዩ::

እቲ ስእሊ ናይ ኣብ ኤርትራ ዝነበሩ ኣሕዋት ደቂ ግንባር ኦሮሞ እዩ ። ካብ ኤርትራ ብትግራይ ኣቢሎም ናብ ዓዶም ክምለሱ እንከለዉ ወያነ ንምጥባር ናይ ድራር ዕድመ ጌሩሎም ። ኣብ'ቲ ናይ ድራር ዕድመ ትዝክሮ እንተ ኮንካ - ኣብ መረጃ እንኮለና ዝተገብረ ነገር ስለ ዝኾነን ንስኻ ድማ ጎይታ ፈላጣት ስለ ዝኾንካ - ስብሓት ነጋ ተረኺቡ ኔሩ ። ሂያ ዲ ኣልሒካያ !!

Re: ሰራዊት ሻዕብያ!

Posted: 13 Jan 2021, 03:19
by Zmeselo
መጀር ጀነራል ኢትዮጵያ፡ ከይመሰየ ዝነቆወ ኣዛዚ።

By: Alazar Abraham

መጀር ጀነራል በላይ ስዩም፡ ናይ’ቲ ብ “ሰሜን እዝ” ዝጽዋዕ ጠቕላሊ ኣዛዚ ኢዩ። ብተዳጋጋሚ ከምዝብሃል፡ ሰሜን እዝ፡ ብዓቕሙን ዓቐኑን ካብ ኩሎም ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ እዝታት ጸብለል ዝበለ ኢዩ። ነዚ ኣብ ግምት ብምእታው ኢዩ ጭፍራ ወያነ፡ ነዚ ወትሃደራዊ መደብር፡ ንብረቱ ወሪሰ ሰቡ እንተኣምኪነ፡ ቀጥታ ኣራት ኪሎ ተመሊሰ፡ ዳግማይ ስልጣነይ ጨቢጠ ን”ሻዕብያ” ከራኻኽበላ ዝእግም ኣይኮነን ዝብል ፋልሶ ወትሃደራዊ ስትራተጂ ዝሓንጸጸት።

ከምቲ ዝሓለመቶ፡ ኣሊማቶ። ንትግባረኡ ድማ፡ ኩሉ ናይ ስለያ ስራሓት ኣጽፊፋ፡ ነቕጣታት ሸፋቱ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ዘሪኣን ኣዕጢቓን። ኣብ መቐለ፡ ኣማሓደርቲ ናይ “መጻኢት ኤርትራ”፡ ሓምሻይ መስርዐኛታት፡ ወዲባ ከም ትሕጃ ኣሰሊፋ። እንተ ንሰሜን እዚ ግን፡ ትኹላውን ጎድናውን ናይ’ቲ ትካል በሲዓ፡ ኣሎ ዝብሃል ወትሃደራውን ስለያውን መርበብ ሰክዒታ ዘርገሐት። ክውረሰ ዝግብኦ ኣጽዋርን ተተኮስትን፡ ክቕንጸሉን ክማረኹን ዝግብኦም ሰባት መምያ፡ መጽናዕታ ኣብ ወረቐት ኣስፊራ ተበገሰት። ምዓልቲ ደሞዝ፡ መስተን ሽሻይን ከስኪሳ፡ “እንብላ፡ ንጠጣ” ብምባል ንሓለፍቶምን ኣጋሮምን ኣደንዘዘቶም።

ዘገርም’ዩ። እዚ ኩሉ ክእለምን ክጻወድን፡ መጀር ጀነራል በላይ ስዩም ኣበይ ኔሩ? ብናይ ተራ ኣታሓሳስባ እንተኾይኑ’ኮ፡ እዚ ኣዛዚ’ዚ እንተ ብሸለልትነት እንተ ብወዲት ነታ መደበር ኣጥፊኡዋ ኢዩ። ኮለኔል መንግስቱ እንተዝኸውን፡ ድሮ ተረሺኑ ምሃለወ። ምስጢሩ ብዘይፍለጥ ግን፡ ጌና ኣዛዚ ኮይኑስ፡ ስልጣኑ ዘየፍቅዶ ዝሰርሕ ዘሎ ኣይመስልን።

እዋናውያን ኣማሓደርቲ ትግራይ ምስ ህዝቢ ኣብ ዝተራኸቡሉ፡ ኣብ ሞንጎ’ቲ ብዙሕ ናይ ህዝቢ መረረን ሕቶታትን ክምልሽ ከሎ፡
…ናይ ባዕዲ ሰራዊት ልዑላውነት ሃገረይ ጥሒሱ ብዘይ ኣፍልጦይ ኣትዩ። ኣነ ዝፈልጦ ኣይኮነን፡ መን ከምዘፍቀደሉ ክፍለጥ ኣለዎ..
ክብል፡ ምስ ናይ ሓለቕኡ (ቀ.ም. ኣብዪ) ኣዝዩ ዝጋራጮን ኣመና ተኣፋፍን መግለጺ ሂቡ።

ክብሪ ዘይግብኦ፡ ካሕዳይ ወትሃደራዊ መኮንን ኢዩ’ዚ። ነቲ ጅግናን ብዓል ውዕሎን ሰራዊት ኤርትራ፡ ብስሙ ምጽውዑ ያኢ ዓብይዎስ፡ ኣብ ክንዲ “ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ” ኢሉ ዝጠቕስ፡ “ናይ ባዕዲ” ኢሉ ብቅኒት ቂምን ቅርሕንትን ጽልእን ሕርቃንን ደርጒሑዎ። እቲ መጀር ጀነራል በላይ ዝመርሖ ወትሃደር ኢትዮጵያ፡ ብሰንኪ ድኹምን ግዕዙይን ኣመራርሕኡ ኣደዳ ጭፍራ ወያነ ምግባሩ ከይኣክል፡ ኤርትራ ነቶም ብወያነ ዝተገፍዑ ኣባላቱ ተቐቢላ ስለ “ዘልበሰት፡ ዝዓንገለት፡ ዘዕጠቐት”፡ ተመሊሱ ብዛዕባ’ቲ ብሰንኩ ዝተደፍረ ልዑላውነት ሃገር ከምዘሕመሞን ከምዘቆንዞወን ክዛረብ፡ ዘሕንኽ’ዩ። ብኣጋላልጻ ሓለቕኡ፡ ዶር ኣብዩ፡ እቲ ንሰራዊት ኢትዮጵያ ብህዝቢ ኤርትራ ዝተገብረሉ ደገፍ እንተዘይነብር፡ እቲ ዝተከስተ ፍጻሜታት ብከመይ ምተደምደመ? ጀነራል በላይ እንታይ መልሲ ኮን ምሃበሉ?

እቲ ብሱዳን ዝረአ ዘሎ ወስታታት፡ ብጀነራል በላይ ዝእለ ሰሜን እዝ ክኽእሎ ድዩ? ምዕራባዊ ውዲት፡ ማይካ ከይትሰቲ፡ ናይ ፈልግካ ተጠቃሚ ንከይትኸውን ዝእለመልካ ውዲትን ሸርሕን ናይ ምንባብ ብቕዓት ትውንን ዲኻ ጀነራል በላይ? እስራኤል፡ ንኣመሪካ፡ ግብጺ፡ ሱዳን ኣኽቲታ ከተናዓዕበካ፡ ቅሳነት ለቢስካ ነቲ “ዞባዊ ስትራጂካዊ ልምዓት” ዝብል ውዑል ንከይሰርሕ ዝዝርጋሕ ዘሎ ናይ ቶንኮል መርበብ ተስተብህለሉ’ዶ ክቡር ጀነራል? እንተዘይተሰቚሩካ፡ ሓዘኒ፡-

1. ዓለምለኻዊ ጽዮናዊ ሓይሊ፡ ኣብ ኣመሪካ፡ ትራምፕ ከምዝምረጽ ጌሩ። ተዓዊቱ።

2. ትራምፕ ኣማስይኡ፡ “ኢየሩሳሌም ርእሰከተማ ናይ እስራኤል ኢያ”፡ ኢሉ ብምፍላጥ፡ ናብ ዓለም ኣዊጁ። ሓደ በል።

3. ትራምፕ፡ እስራኤል ዝወረረቶ ኣኽራናት ጎላን፡ ዓለም ዝፈልጦ ናይ ሶርያ ክንሱ፡ ናይ እስራኤል ኢዩ ብምባል ተፈላጥነት ከተውሓስ፡ ናይ ወጻኢ ጉዳይ ሓላፊ፡ ፖምፐዮ፡ ኣብቲ ኣኽራናት ከይኑ ኣዊጅዎ።

4. ትራምፕ፡ ብኣዝዩ ዘይእርኑብ ቅጥዒ፡ “ምስሪ፡ ንሓጽቢ ኣባይ ናይ ኢትዮጵያ ከተፍርሶ ትኽእል ኢያ”፡ ኢሉ ዓለም ኣናዊጹ። (እዚ ንግብጺ ዝዘረየ ከይመስለካ ክቡር ጀነራል፡ እቲ ጉንዓ ንእስራኤል ኢዩ።)

5. ትራምፕ፡ ንመንግስቲ ሱዳን፡
ካብ ደምበ ደገፍቲ ኣሸበርቲ ክትወጺ እንተደሊኺ፡ ዕዳ ናይቶም ኣሸበርቲ ዝቐዝፍዎም ስድራቤታት ክሓሲ፡ ኣውራ ግን ምስ እስራኤል ዘለኪ ድፕሎማስያዊ ርክብ ኣብ ንቡር ስርዕዮ
ብምባል፡ ኢዳ ጠውዩ ኣብ መጻወድያ ሞሳድ ኣእትዩዋ።

6. ብድሕሪ’ዚ፡ ሱዳን እንታይ ገበረት? ዝተኣዘዘቶ ክትፍጽም፡ ኣንፊ ወትሃደራታ ናብ ኢትዮጵያ ከምዝጥምቱን ከምዝሳግሙን ጌራ።

7. ንስለ ሓቒ ግን፡ ሱዳን ሓደ መንግስቲ ክትሃንጽ ኣብዘይክኣለትሉ፡ (ወትሃድራውን ሲቪላውን ክንፊ ዘለዎ ክልተ ኣዑኑድ’ዩ ዘሎ)፡ ናይ ህዝቢ ናዕቢ ከትህድእ ኣብዘይበቕዐትሉ፡ ናይ UN ወትሃደራት ሓለውቲ ዳርፉር ክኾኑ ኣብ ዘስፈረትሉስ፡ ምስ ኢትዮጵያ ውግእ ከትገጥምስ፡ በየናይ መምዘኒ ቅቡል ይኸውን? ብሓቂ ድያ ብዓቕማ ተኣማሚና ተበጊሳ?

8. ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ሱዳንን፡ ኣብ 2018 ሓደ ካብቲ ስምምዐን ናይ ጸጥታ’ዶ ኣይነበረን?

ኣቦታትና ክምስሉ፡ “ዋልታ ኣይትርአ፡ ድሕሪ ዋልታ ዘሎ ረአ” ይብሉ። ብዓል ጀነራል በላይ ነቲ ብድሕሪ ዋልታ ዘሎ ሱዳናዊ ወስታ ክርእዩ ምስዘይበቕዑ፡ ንዓና’ውን ብኣሉታ ክጸልዉና ኢዮም። ስምምዕ “ዞባዊ ቁጠባዊ ልምዓት”፡ ብኤርትራን ኢትዮጵያን’ዩ መበገሲኡ። ኣብዚ ተበግሶ’ዚ ዝሰግኡ ብመጀመርያ እስራኤልን ግብጽን ኢዮም። እስራኤል፡ ብፈልግ ኒል ትጠልል ዘላ ሃገር ኢያ። ካብ ግብጺ ኢያ ትመጽዮ። እዚ ሉሉ ዞባውን ዓለማውን ውዲት ኣንጻር ሃገራት ኢጋድ መበገሲኡ ንሱ’ዩ።

ጀነራል፡ በላይ፡ ካልእ ሕቶ ከስዕበልካ፡ “ሓሙሽተ ነጥቢታት” ውዑላት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ 2018 ዝተፈራረምወን፡ ሓንቲ ካብአን፡ ወትሃደራውን ጸጥታውን ምትሕግጋዝ’ያ ትብል፡ ትዝክሮ’ዶ? ቀዳማይ ምንስቴር ንዑዳት ኣብ ኤርትራ ምስ መጸ፡ ክቡር ፕረስደንት ኢሳያስ፡ ኣብ ቅድሚ ዓለም፡
ዶር. ኣብይ፡ ብሉጽ ሕርያ ኢኻ ጌርካ። ጸገማት ክህልዉ ኢዮም፡ ኣጆኻ፡ ብሓባር ክንሰግሮ ኢና፡
ዝብል መብጽዓ’ኸ ትዝክሮ’ዶ? ብትርጉም ፖለቲካን ዲፕልማስን ድሓን ይጽንሓልካ፡ ብወትሃደራዊ ቋንቋ እንታይ ማለት’ዩ?

ወያነ፡ ነቲ ይግባይ ዘይብሃል ፍርዲ ጉዳይ ዶባት ኤርትራን ባድመን፡ እምቢ ኢሉ፡ ንመምርሒ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብምቅዋም፡ ኣውራ ግን፡ ንሰራዊትካ ካብ ሰሜን ተሳሒቡ ናብ ማእከል ኢትዮጵያ ክምለስ ኣብ ዝፈተነሉ፡ ወያነ፡ ንመስኪን ህዝቢ ኣናዒቦም፡ ኣብ መገዲ ከምዝድቅስ ጌሮም፡ ወትሃደራትካ ንድሕሪት ተመሊሶም። ንጠቕላላ ኣዛዚ ሰሜን እዝ ዝለዓለ ብዓል ስልጣን፡ ካብ መዕረፍ ነፈርቲ መቐለ፡ በታ ዝመጻላ ነፋሪት ናብ ዝመጻሉ ሰጒጎሞ። እዚ ኩሉ ኣብ ትሕቲ ምምሕዳርካ ኢዩ። ሎሚ፡ ማይ ምስ ዛረየ ጽሓይ ምስ በረቐ፡ በቲ ዘርኣኻዮ ዒብ ኣልቦ ኣዘራርባ፡
...ናይ ባዕዲ ሰራዊት ልዑላውነት ሃገራይ ንክጥሕስ ዘፍቀደ መን ምዃኑ ክፍለጥ ኣለዎ…
ምባልካ እዚ ኩሉ ኣብ ላዕሊ ተጠቒሱ ዘሎ ኣዝዩ ሓደገኛን ዞባውን መናውራት ዕሽሽ ምባልካ ድዩ ስኣን ኣፍልጦኻ? ናይ ብሓቒ ብሰሜን ዶብካ ዘሎ ብምጥሓሱ ዲኻ ጒሂኻ ወይ ገለ ምስ’ቲ ዝሃደመ ጁንታ ትጻላሎ ኢኻ። እቲ ፍርዲ ንሞያውያን ዝውሃብ ዕድል ይኹን እምበር፡ ብዓይኒ ተራ ዜጋታት፡ ነቲ ተዋሂቡካ ዘሎ ኣዝዩ ኣሰካፊ ስልጣን፡ ብቑዕ ኣይኮንካን።

ብናትካ ዓቕሚ፡ መራሒኻ፡ ናይ ባዕዲ ሓይሊ የሎን ከምዝበለ እናፈልጥካ፡ ብፍላጥ፡ ንተቐባልነቱ ከተህስስ ዝወሰድካዩ ተበግሶ ኢዩ። ንሱ ክሃንጽ ንስኻ ከተፍርስ? እዛ ዝገበርካያ፡ ኣብ ቃልዕ፡ ንጹር መልሲ ክንጽበየላ ኢና። ንዘልበሰካ፡ ዘብላዕካ፡ ዘዕቆበካ፡ ዘዕጠቀካ ኣካል ብኣሽሙርን ብትዕቢትን ናይ ጫለዳ መግለጺ ክትህበሉ፡ ኣይነፍቅድን ኢና። ክሳብ ምኣስ’ዩ ህዝቢ ኤርትራ ኣኣዳዉ ክንከስ?

ናብ ሰላም ስለነቛምት ኢዩ እምበር፡ ስርዓታት ኢትዮጵያ ክንደይ ግዜ ድዮም ኣህጉራዊ ሕግታትን ውዑላትን ኣፍሪሶም ክብርን ልዑላውነትን ኤርትራ ኣፍሪሶምን ደፊሮምን፡፡ ክንደይ ህዝቢ ድዩ ጸኒቱ! ክንደይ ንብረት ድዩ ተዘሚቱ! ክንደይ ትካላት ድዩ ዓንዩ! ንስኻ ሓንቲ ሕቶ ኢያ ዘላትካ። ህዝቢ ኤርትራን ሽሕን ሚእትን ሕቶትትን ናይ ይቕረታ ጠለባትን’ዩ ዘለዎ። ካብኡ ሓሊፉ፡ ናይ’ቲ ወትሃደራዊ ትካላት ኢትዮጵያ፡ ኣብ ልዕሊ ሲቪላውን ንዋታውን ዝተፈጸመ ዕንወት ካሕሳ ክንሓትት ሕጋዊ መሰልና ምዃኑ፡ ንስኻን ከመኻን ዝሓስብዎ ኣይመስሉን። ሕቶኻ፡ ሓለቓኻ ክምልሸልካ ኢዩ።

ኣብ ቦታኻ እንተጸኒሕካ፡ ሕቶ ህዝቢ ኤርትራ ክትምልሽ ተዳሎ።

Re: ሰራዊት ሻዕብያ!

Posted: 13 Jan 2021, 03:32
by Zmeselo
Abe Abraham wrote:
13 Jan 2021, 03:11
Zmeselo wrote:
13 Jan 2021, 01:59

ንስብሓት ነጋ ዝሓዙ ሰራዊት ሻዕብያ ኢዮም:: ናይ ሻዕብያ ወትሃደር ርኢናዮ ብኽዳኑ
ዝበሉስ ስብሓት ነጋ ከይተትሓዘ ከሎ: እንታይ ክገብሩ እቶም ናይ ኤርትራ ናይ ሓሶት ዩኒፎርም ዝገበሩ ምስኡ ኮፍ ኢሎም? እቲ ዝገርም: ጁንታ ህዝቢ ንምድንጋር ኮነ ኢላ ትሰርሓሉ ምንባራ'ዩ::

እቲ ስእሊ ናይ ኣብ ኤርትራ ዝነበሩ ኣሕዋት ደቂ ግንባር ኦሮሞ እዩ ። ካብ ኤርትራ ብትግራይ ኣቢሎም ናብ ዓዶም ክምለሱ እንከለዉ ወያነ ንምጥባር ናይ ድራር ዕድመ ጌሩሎም ። ኣብ'ቲ ናይ ድራር ዕድመ ትዝክሮ እንተ ኮንካ - ኣብ መረጃ እንኮለና ዝተገብረ ነገር ስለ ዝኾነን ንስኻ ድማ ጎይታ ፈላጣት ስለ ዝኾንካ - ስብሓት ነጋ ተረኺቡ ኔሩ ። ሂያ ዲ ኣልሒካያ !!

ኣሃ ok!

እዞም ካድረታት ወያነ ናይ ኤርትራ ወተሃደራትዮም ዝብሉና ድኣ: ናይንዳ መን ኢዮም? ፋብሪካ ዓለባ ትግራይ: ናይ ኤርትራ ወተሃደራዊ uniform ዝመስል ሰፍየን ተዓዲሉ ሰሚዕናሞ: ንሱ ኢዩ ዝኸዉን ኢለ ኔረ::

ጎይታ ፈላጣት ዝበልካዮ ኸኣ: ትሕሾ ብጻይ!!!

Re: ሰራዊት ሻዕብያ!

Posted: 13 Jan 2021, 11:10
by Abe Abraham
Zmeselo wrote:
13 Jan 2021, 03:32

ተወሳኺ

ድሕሪ ናይ ሰላም ስምምዕ ምስ ኤርትራ ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ እቶም ዝኣምነሎም ተቓወምቱ 'ውን ሰላም ክገብር መሪጹ ። ብኡ መሰረት እቶም ናይ ኦጋዴን ተቓለስቲ ምስ መንግስቲ ምርድዳእ ብምግባር ምስ ኣሕዋቶም ኤርትራውያን ተፋንዮም ብነፋሪት ናብ ዓዶም ኣምሪሖም ። ደቂ ኦሮሞ ድማ ኣብ ክንዲ ብነፋሪት በመሬት ጌሮም ናብ ኦሮሚያ ክጓዓዙ ስለ ዝመረጹ ወተሃደራት ስለ ዝኾኑ ጨርቀም-ቀም ኢሎም ሓደ ጅንስ ሓደ ካኪ ካብ ዝኽደኑ ሓደ ዝዓይነቱ ወተሃደራዊ ክዳን ተኸዲኖም ብኽብሪ ቅድስቲ ዶብ ኤርትራ ሰጊሮም ናብ ኢትዮጵያ ኣትዮም ። ንእግረ መንገዶም ዘጓነፎም እቲ ኣቐዲመ ዝጠቐስክዎ እዩ ።

እቲ ጉዳይ ንመደናገሪ እንተ ዘይኮይኑ ዋላ ሓደ ዘዳናግር ነገር የብሉን ። ስብሓት ባንዴራ ናይ ግንባር ኦሮሞ ሒዛ እንከላ ነቲ ስእሊ ቆሪጽካ ምውጻዕ ደንቆሮ ሽጣራ ናይ ደቂ ዑግምሽ እዩ !! :lol:

'

Re: ሰራዊት ሻዕብያ!

Posted: 13 Jan 2021, 11:54
by Meleket
ከመይ ከመይ ደኣ እዩ እዡይ ጹሑፋት፧ እስከ “ጌጋ ደኣ ይኽልኣለይ እምበር” ቢልና ብምጅማር ክንዋዘ! :mrgreen:

እዡይ ዛዕባ ዀይኑ ዛሎ ጀነራል አዛዚ ሰሜን እዝ ዚብል ኃላፍነትን ስልጣንን ዝተዋህቦ፡ ነቱይ ቐንዲ አዛዚ ሰሜን እዝ ዝነበረ ጀነራል ወየንቲ ሰሚሞሞስ ኣብ ኣ/ኣ ኣብ ሕክምና እንከሎ ኢዩ። እዡ ጀነራል ነቱይ ስሙም ወይ ኣብ ሕማም ዝነበረ ጀነራል ክትክእ ተባሂሉ ቀቅድሚ “በርቃዊ ስርሒት” ወየንቲ :lol: አብዝነበረ ግዜ ብጠቕላዪ ኣብዪ ከምዝተረቝሐ ባዕሎም አብ ባርላማ ገሊጮም ኢዮም። (ጥቕሚ ግሉጽነትን ባርላማን እዙይ ኢዩ!) ወያ እዙይ ዛዕባ ዀይኑ ዛሎ ጀነራል፡ ሃንደበታዊ ግዕዙይ መጥቓዕቲ ወየንቲን ዅናትን ስለዝቀደሞ፡ መዝነቱ ከተግብር ናብቱይ መኣዘዚ ስፍራኡ ኪኸይድ አይከኣለን፡ ምናልባት ካብ አዲስ አበባ መቐለ ከይኣተወ እንከሎ እዩ እዙይ ኩነታት ኣርኪብዎ ዚኸውን! እዙይ ኣብ ላዕሊ ዛሎ ጽሑፍት ግን፡ ከምዚ እቱይ ሰብአይ ንነዊሕ እዋን ኣዛዚ ሰሜን ዕዝ ከምዝነበረ ገቢሩ ቀሪብዎ ኣሎ፡ ወያ ሰብአይ ዐቓብ ሰላም አብ ሱማሊያ ዚነበረ ኢዩ ኪበሃል ንሰምዕ፤ ኣብታሕቲ ዛሎ ጥብቖ ሓበሬታ ተወከስ።

ግደ ሓቂ፡ አይተ መለስ ዜናዊ’ዉን “ናይ ካልእ ሃገር ሰራዊት አብ ሃገርና የሎን” ቢሎም ንህዝቦም ሓሲዮም ነቢሮም ኢዮም። ኣይተ መለስ ከምኡ ኪብሉ እንከለው፡ ኣብቱይ እዋን ታንክታትን መዳፍዓትን ደቂ ኤርትራ ኣብ ኢጦብያ የዅድዳ ነቢረን። እዙይ ማለት ድማ ብካልእ ኣገላልጻ፡ ተጋደልቲ ኤርትራ “ወፍሪ ስግረ ዶብ ቀዳማይ ክፋሉ ይጽሕፉ ነቢሮም።” ማለት ኢዩ። ንነገር ነገር የምጽኦ ንሓመድ እንከ ድጕሪ የውጽኦ ከምዚበሃል፤ እቶም መንእሰይ ጠቕላይ ኣብዪ ድማ ከም ወዲ ሰብ መጠን ከም ሰቦም፡ እሞ ድማ ከም ቦለቲከኛ መጠን፡ ቦለቲከኛ ብቦለቲከኛኡ ድማ ከም ቦለቲከኛ ወዲ ቀርኒ አፍሪቓ መጠን፡ አይሕስዉን ኢዮም ክንብል አይንክእልን ኢና!!!! ኵናት ዝኣኽል ተገቢሩስ “መቐለ ክንኣቱ ከሎና ሓደ ንጹሕ ሰብ’ኳ ኣይተቀትለን” ኪብሉ ዘምሕረሎም አይመስለናን። :mrgreen: ካብዙይ ሓሊፎም’ዉን “ንሳቶም 17 ዓመታት ዝወሰደሎም ንሕና ብ17 መዓልቲ ኢና ዛዚምናዮ፡ ንሳቶም ብእግሮም ንሕና ብእግርና” ዝበልዎ ዘረባ አይዘረባን ኢዩ፤ እቱይ ምንታይ እንተተባህለ “እቱይ ዝተጎዓዝዎ ጎደና ሽዑዑን ሕዚን ማለት ቅድሚ 30 ዓመትን ሕዚን እቱይ ጎደና ሓደ ኣይዀነን፡ ቀደም ጽርጊያ ኣይነበረን ሕዚ ግና ወላኳ ሰሪቓ መሪቃ እንተኾነት ሳላ ወያነ ትግራይ ልምጽምጽ ዝበለ ጽርጊያ ተሰሪሑ ስለዝዀነ፡ 17 መዓልታት ኪወስደልኩም እውን ደንጕኩም” ከይበሃሉ ከስተብህሉሉ ምተገብኦም እቶም ጠቕላዪ። :lol: እቲ ምንታይ እንተተባህለ ከምቶም ወየንቲ “ንሳቶም ኣብ 3ሽሕ ዓመታት ዘይሃነጽዎ ህንጻታት፡ ንሕና ኣብ 30 ዓመት አብ ዘይመልእ ግዜ ኢና ሃኒጽናዮ” ቢሎም ከምዝጀሃርዎ፡ ጃህራ ከይከውን ምጥንቃቅ የድሊ። በዙይ ኾነ በቱይ ሓደሽቲ ተጀሃርቲ ምእንቲ ንክጀሃሩ ዕድል ከይፍጠር፡ ሃብሮማት ደቂ ቀርኒ አፍሪቓ “ካልኣይ ክፋል ወፍሪ ስግረዶብ” ዚብል መጽሓፍ ከምዚጽሕፉ ንኣምን ኢና። እቱይ ምንታይ እንተተባህለ ታሪኽ ቐኒኑ ከይጸሓፍ፡ ቃል ዝኣተው ደቂ ሕዝቢ ከምትማል ሎሚውን ስለዘለው ኢዩ።

ብርግጽ “ባዕድ” ዚብል ቃል ትርጉሙ “ናትካ ዘይኾነ” ማለት ኢዩ። እዙይ ኣርእስቲ ዛዕባ ዀይኑ ዛሎ ጀነራል ነቱይ ዝበሎ ኪብል ዝተገደደ፡ አዛዚ ሰሜን እዝ እንክንሱ፡ ኣብ ክሊ መዝነቱ ብኡኡ ዘይእዘዝ ሰራዊት አጋጢምዎ እንተዀነ’ከ መን ይፈልጥ፧ ብዝዀነ አነ ጠርጢረ አሎኹ፡ እንታይ ኣይትበሉኒ! እቱይ ሰራዊት ባዕዲ ዝተባህለ ናይ ጅቡቲ ከይከውን ጠርጢረ ኣሎኹ። ጅቡቲ ንጀነራል ብርሃኑ ጁላ ሜዳልያ ሂባቶ ዚብል ዜና ሰሚዔ ነዙይ እንተጥርጠርኩ ኣይገርመኩምን ግዲ! :lol:

ዋዛ ምስ ቍምነገርና ይጽንሓልና’ሞ’ መጻኢ ወለዶና መታን ኪቐስን! “ብመሰረት ዓለም ለካዊ ብይን ልዕልና ሕጊ ብዕሊ ይተግበር፡ ዶብና’ዉን ብግብሪ አብ ባይታ ይተሓንጸጽ እሞ ፍትሒ ብዕሊ ይንገሥ” ሓቀይ’ዶ፧
:mrgreen:
Zmeselo wrote:
31 Oct 2020, 18:13
. . .

A senior tplf official says, the PM has no mandate to decide appointments, or troop movements.

ሜጀር ጀነራል በላይ ስዩም የሰሜን እዝ ዋና አዛዥ ሁነው ተሾመዋል

ሰሜን እዝ የአመራር ለውጥ አድርጓል:: በዚህ መሰረት ሜጀር ጀነራል በላይ ስዩም የሰሜን እዝ ዋና አዛዥ ሁነው ተሾመዋል።

ጀነራል በላይ ስዩም በሱማሌ ክልል ይመራ የነበረው ዓብዲ ዒሌ ሲነሳ የምስራቅ እዝ አዛዥ እንደነበሩ ይታወቃል።

ትግራይ ክልል ያለው ሽፍታ ቡድን
ሰሜን እዝ የአመራር ለውጥ ሆነ መሳርያ ከትግራይ ክልል ማንቀሳቀስ አይችልም ይሄን ካደረገ ለሚፈጠረው ችግር ሃላፊነት አንወስድም
ብለው መግለጫ ማውጣታቸው ይታወሳል።

ህወሓት ፎክሮ ዝም ይል ይሆን ወይስ መከላከያው ላይ ትንኮሳ ይፈጥራል በቀጣይ ቀናት የምናየው ጉዳይ ይሆናል።

(መረጃው የግዕዝ ሚዲያ ነው)

______________
. . .

Re: ሰራዊት ሻዕብያ!

Posted: 13 Jan 2021, 12:21
by Abe Abraham
Meleket wrote:
13 Jan 2021, 11:54

እቲ ጀነራል " ምስ ተጋሩ ወሊድናን ተዋላሊድናን ኢና ። ኣነ ንገዛእ ርእሰይ ኣብ ኣድያቦ ኔረ ። " ኢሉ ተዛሪቡ ። ከም'ዚ ኢሉ ብስምዒት ዝዛረብ ሰብ ምስ ትግራይ ንውሕ ዝበለ ምትእስሳር ዘይብሉ ዶ ይመስለካ ? ሰራዊት ኤርትራ ኣብ መሬቱ እዩ ዘሎ ። ኣብ መቐለ ዝኣተወ ሰራዊት ኤርትራ የለን ። ጸላእቲ ኤርትራ ናይ ሰብ ዓቕሚ የብላን ክብሉ ጸኒሖም ሕጂ ኣብ ኩሉ ቦታ ተዘሪኣ ኣላ ክብሉ ኣይክእሉን እዮም ። መልክዕ ድማ የብሉን ።

Re: ሰራዊት ሻዕብያ!

Posted: 14 Jan 2021, 03:58
by Meleket
Abe Abraham wrote:
13 Jan 2021, 12:21

እቲ ጀነራል " ምስ ተጋሩ ወሊድናን ተዋላሊድናን ኢና ። ኣነ ንገዛእ ርእሰይ ኣብ ኣድያቦ ኔረ ። " ኢሉ ተዛሪቡ ። ከም'ዚ ኢሉ ብስምዒት ዝዛረብ ሰብ ምስ ትግራይ ንውሕ ዝበለ ምትእስሳር ዘይብሉ ዶ ይመስለካ ?
ንደቂ ገርሂ ልባ ደቂ ኤሩና ከይደናገሩ ገለ ሓቅታት ፈይ ከነብል። እዙይ ጀነራል ጥር ኢሉ ብሓደ መዓልቲ ጀነራል ዝኾነ ኣይኾነን። ከም መጠን ወተሃደር ኣብዝተፈላለየ ቦታታት ሃገሩ ንሃገሩ ኣገልጊሉ ኪከውን ኣለዎ። ኣብ መስርሕ ድማ ካብ ታራ ክሳብ ሓለቃ ሚእቲ፣ ሻለቃ፣ ኾለነል ወዘተ ኣብ ዝነበረሉ እዋን፡ ኣብ ግዜ ኵናት ኤርትሮ ኢትዮጵያ’ውን ከይተረፈ ኣብ ትግራይ ሰፊሩ ኔሩ ኪከውን ናይ ግድን ኢዩ። ሽዑዑ፡ ንሱ ኮነ ካልኦት አባላት ሰራዊቱ ምስ ተጋሩ ኪዋሰቡ ይኽእሉ። እዙ ሰብ እዙይ ከምኡ እንተ ኢሉ ሓቁ ኢዩ። ባዕሉ “ኣብ አድያቦ ኔረ” ኢሉ እንተዀይኑ፡ ይትረፍ’ዶ ምስ ተጋሩ፡ ስግርዶብ ምስ ዝርኸቡ ደቂ ኤርትራዉን ተዋሲቡ ከይከውን ክንጥርጥር ንኽእል። ኣብ ሽረ ሕጂ ናይ ትማል ዛይዀነስ ቐደም ካብ ጥንቲ ክንደይ ኤርትራዊ ዲያ ተዘሪኣ ዛላ! ብታሪኽ ከምእፈልጦ፡ ኣብ መሬት ሃገረይ ተቆዲጮም ብኽብረት ካብ ምውጻእ ዕጭ ሓንፊፎም ዝነበሩ፡ ሎሚ ዝቕበሩ ዛለዉ ቀዳሞት መራሕቲ ወየንቲ፡ ቃልሲ ጀሚርናሉ ኣብ ዚብልዎ “ኣብ አስገደ-ጽምብላ ኣብ በረኻ ደደቢት” ማለት ኣብ “ደንደስ ሩባ ሱር” ሓወልቲ ተኺሎም ነቢሮም፣ ብፍላዪ እቱይ ሓወልቲ ሕወሓት ዝሰፈሮ መሬት ደደቢት፡ ኣብ ግራት ኤርትራዊ አቦይ ፍስሓ ከምዝዀነ ፈላጢኡ ኢዩ ዚፈልጦ። ክንድዝዀነ ድማ እዙይ ጀነራል “ይትረፍዶ ምስ ተጋሩ ምስ ኤርትራዉያን እውን ወሊድናን ተዋላሊድናን ኢና” እንተበለ እንታይ ጸገም ኣለዎ፧ ኪኸውን ዝኽእል ነገር ኢዩ ተዛሪቡ። (አርባዕተ ነጥቢ)
Abe Abraham wrote:
13 Jan 2021, 12:21
ሰራዊት ኤርትራ ኣብ መሬቱ እዩ ዘሎ ።
መን’ከ ኣብ መሬቱ የሎን ቢሉ፧
Abe Abraham wrote:
13 Jan 2021, 12:21
ኣብ መቐለ ዝኣተወ ሰራዊት ኤርትራ የለን ።
እውነትና ንጋት እያደር ይጠራል!” ይብሉ እዞም ጎረባብትና። ከምዝፍለጥ ኤርትራዉያን ከም ሓሶትን ሓሳዊን ንፍንፍኖ ነገር የሎን ወየንቲ ድማ ሓሰውቲ እዮም!:mrgreen: ኣብ ዋዛ ምስ ቍምነገርና ንሕና ዝበልና ድማ፡ ንብርሃኑ ጁላ፡ ጅቡቲ ሜዳልያ ካብ ሃበቶ፡ ሰራዊት ጅቡቲ ኣብ ትግራይ ኣትዩ ከይከውን ጠርጢርና ኣሎና ኢዩ! ቀጺልናዉን እባ፡ ሃብሮማት ደቂ ቀርኒ ኣፍሪቓ “ካልኣይ ክፋል ወፍሪ ስግረ ዶብ” ዘርእስቱ መጸሓፍ ታሪኽ ከምዚጽሕፉ ንኣምን ኢና ዘልና! እቱይ ምንታይ እንተተባህለ፡ ታሪኽ ቐኒኑ ከይጸሓፍን ሓደሽቲ ውልዶ ተጀሃርቲ መታን ንኽጀሃሩ ዕድል ከይረኽቡ ኢና ኢልና፡ ሓቅና ድማ ኢና!
Abe Abraham wrote:
13 Jan 2021, 12:21
ጸላእቲ ኤርትራ ናይ ሰብ ዓቕሚ የብላን ክብሉ ጸኒሖም ሕጂ ኣብ ኩሉ ቦታ ተዘሪኣ ኣላ ክብሉ ኣይክእሉን እዮም ። መልክዕ ድማ የብሉን ።
ጸላኢ ጸሎሎ ቀባኢ!” ከምዝበሃል፡ ከምኡዉን “ጸላኢ፡ ሓቂን መልክዕ ዛለዎ ዘረባን ከምዛይዛረብ” ኤርትራውያን ኣጸቢቕና ንፈልጥ ኢና። ካብ መዓስ’ከ ጸላኢ መልክዕ ዛለዎ ዘረባ ይዛረብ፧ በዙይ ሸነኽ ጥሙራት ኤርትራዉያን ካብ ዝዀነ ይኹን ኣካል ወይ ባእታ እሞ ድማ ካብ Abe Abrhamaዊ ልሉይ መቓቓላይ፡ ጎዛዛዪን ገማማዓዪን ፈናጫላዪን ቄናን ባእታ ምዕዶ ኮነ ርእይቶን ኣይንደልየሉን ኢና! :mrgreen:
Meleket wrote:
13 Jan 2021, 11:54
ዋዛ ምስ ቍምነገርና ይጽንሓልና’ሞ’ መጻኢ ወለዶና መታን ኪቐስን! “ብመሰረት ዓለም ለካዊ ብይን ልዕልና ሕጊ ብዕሊ ይተግበር፡ ዶብና’ዉን ብግብሪ አብ ባይታ ይተሓንጸጽ እሞ ፍትሒ ብዕሊ ይንገሥ” ሓቀይ’ዶ፧ :mrgreen: