Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
sesame
Member+
Posts: 5940
Joined: 28 Feb 2013, 17:55

For Agames Who Hallucinate, Eritreans in Khartoum are Organizing a Football tournamenet to be Opened on 30/12/2020

Post by sesame » 28 Dec 2020, 23:40

NationalEr Interest

ዝሐጉስ ብስራት ንአፍቀርቲ ስፖርት!
ብኤምባሲ ሃገረ ኤርትራን ማሕበረ ኮም ኤርትራውያን ኻርቱምን ከባቢአን ዝተወደበ ብመንእስያት ኤሪ-ሊግ ዝካየድ ውድድራት ኩዕሶ እግሪ ''Eri-league Kartoum- Sudan 2021'' ጸባሕ ረቡዕ 30 ታሕሳስ 2020 ንዋንጫ ስርሒት ፈንቅል 2021 ከምኡ'ውን ዋንጫ ናጽነት 30 ዓመት 2021ን: ላዕለዎት ሓለፍቲ መንእሰያትን ስፖርትን ሱዳንን ድፕሎማሰኛታትን ዝሳተፍዎ ወግዓዊ መኽፈቲ ክግበረሉ ስለዝኾነ: ኩልኹም ጉዱሳት ኣብቲ ዝግበር መኽፈቲ ሰነ ስርዓት ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም።

ዕለት ረቡዕ 30/12/2020
ግዜ ልክዕ ሰዓት 2:30 ድ/ቀትሪ
ዝካየደሉ ቦታ ስታድዩም ኣል-ጅሬፍ (st.60 ከባቢ ጥሩምበት ኣል-በሻይር)
ብደሓን ምጹ!
ዓወት ንሓፋሽ !
ኢምባሲ ሃገረ ኤረትራ ሱዳን

https://www.facebook.com/NationalErInte ... 7048419485