-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: ተጋሩ ! ተጋሩ ! ይመጽእኹም ኣለዉ ሓዊ ዝዓተሩ ! ተጎምበሑ ፡ ተደበሩ ፡ ክትግበሩ !!
ተጋሩ ! ተጋሩ ! ገታራት ተጋሩ ! ጸላእቲ ኣይተብዝሑ ከይትበርሱ ከይትሓሩ !!!!
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: ተጋሩ ! ተጋሩ ! ይመጽእኹም ኣለዉ ሓዊ ዝዓተሩ ! ተጎምበሑ ፡ ተደበሩ ፡ ክትግበሩ !!
መከረኛ ትግራዋይ ኣብ ንእሽተ ዕድሜኡ
ኣብ ምድሪ ኣምሓራን ምድሪ ዓፋርን
ከይዱ ይመውት ።
ተጋሩ ! ተጋሩ !
እንታይ ደኣ ኰንኩም
ብኢድኩም ጉድጓድኩም ትፍሕሩ !
ኣርሒቕኩም ኣብ ዓዲ ኣምሓራ
ኣርሒቕኩም ኣብ ዓዲ ዓፋር
ክትቅበሩ
ባዕልኹም ዕድሜኹም
ክተሕጽሩ !!!!
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: ተጋሩ ! ተጋሩ ! ይመጽእኹም ኣለዉ ሓዊ ዝዓተሩ ! ተጎምበሑ ፡ ተደበሩ ፡ ክትግበሩ !!
ተጋሩ ዝተረግሙ ፍጥረታት ክኾኑ ኣለዎም ። 'ዚ ዝወርዶም ዘሎ መቕጻዕቲ ካልእ ትርጉም የብሉን ።
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: ተጋሩ ! ተጋሩ ! ይመጽእኹም ኣለዉ ሓዊ ዝዓተሩ ! ተጎምበሑ ፡ ተደበሩ ፡ ክትግበሩ !!
Time is not on the side of the junta.
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: ተጋሩ ! ተጋሩ ! ይመጽእኹም ኣለዉ ሓዊ ዝዓተሩ ! ተጎምበሑ ፡ ተደበሩ ፡ ክትግበሩ !!
ኣታዩ ሕደግ እንዳተባሃልካ " እምቢ ኣይሰምዕንየ " ይባሃል ድዩ ?
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: ተጋሩ ! ተጋሩ ! ይመጽእኹም ኣለዉ ሓዊ ዝዓተሩ ! ተጎምበሑ ፡ ተደበሩ ፡ ክትግበሩ !!
ላብ መሬት እንዳማትካ ኬድካ ሊጥ ሰቲኻ ሰኺርካ ክምብል ! ወይ ጉድ !!!

- መንግስትን ህዝብን ኢትዮጵያ ብላይ ክተት ኣዋጅ ሽሾ ልኾነ ህዝባዊ ሰራዊት ይሃንጹ ስለ ለለዉ ብልገበርካ ጌርካ ጠጠው ክተብሎም ለይከኣልይ ። ሕዚ ልመጽኣና ለሎ ውግእ ለይኮነስ ሬፕ እዩ ። ብቕድሚትን ብድሕሪትን ብታሕትን ብላዕልን ። ኣብ መንጎ መቐለን ሸዋን ተቖሪጽካ ብልተረፍካ ቆረጻ ለየዋጽእይ ። ዋይ ዋይ ! ቆረጻ እላበልካ ዶ ባዕልኻ ኣው ከብዲ ጸላኢ ኣቲኻ ዓርስኻ ተቑርጽ !!
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: ተጋሩ ! ተጋሩ ! ይመጽእኹም ኣለዉ ሓዊ ዝዓተሩ ! ተጎምበሑ ፡ ተደበሩ ፡ ክትግበሩ !!
- ሕዚ ክተት ኮይኑ ጁንቲት ኣበይ ኢያ ክትክተት ? ዋሻ ሃገረ ጸላም ? ኹሉ ብልጸልኣካ ተዋጊእካ እንኮለይ ለየዋጽእይ። ጉድጓድ ኳዓቲኣ ይኣትዋ በሉ ለባማት ኤርትራውያን !
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: ተጋሩ ! ተጋሩ ! ይመጽእኹም ኣለዉ ሓዊ ዝዓተሩ ! ተጎምበሑ ፡ ተደበሩ ፡ ክትግበሩ !!
ምከረው ! ምከረው !
እምቢ ካለ
መከራ
ይምከረው !!!!!
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: ተጋሩ ! ተጋሩ ! ይመጽእኹም ኣለዉ ሓዊ ዝዓተሩ ! ተጎምበሑ ፡ ተደበሩ ፡ ክትግበሩ !!
ገና ሕጂ ከኣ ኣይጸገብናን መሊስኩም ጽቡቕ ጌርኩም ሃቡና ይብሉ ኣለዉ!!!
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: ተጋሩ ! ተጋሩ ! ይመጽእኹም ኣለዉ ሓዊ ዝዓተሩ ! ተጎምበሑ ፡ ተደበሩ ፡ ክትግበሩ !!
ጁንቲት " እዝጊ ልጸልኣላ ሳይክልስያ ኣብ ቅድሚ ሲኖ ትስዕስዕ " እላ በለት ኣብ ትህንደደሉ ልነበረት እዋን ንሕና ድማ ብዋዛ ከምዚ ኢልና ደሪፍናላ ኔርና ፥
ኣብ ደስየ
ክህርስየ
ኣነ
ተመስየ !!
ኮምቦልቻ
ክቆርስየ
ቅጫ
ንጽብሒቱ !!
ኣብ ሓድሽ ኣበባ
ክሰትይ እየ
ጸባ
ከሰትይ!!
ሓንጊሩ ላብ ኣዲስ ለእትይ ለየለይ ኻመይ ጌርካ እዩ ጸባ ልስተ ? ሓመድ እዩ ልስተ፡ ካልእ ልስተ የለን !!!
-
ኣብ ደስየ
ክህርስየ
ኣነ
ተመስየ !!
ኮምቦልቻ
ክቆርስየ
ቅጫ
ንጽብሒቱ !!
ኣብ ሓድሽ ኣበባ
ክሰትይ እየ
ጸባ
ከሰትይ!!
ሓንጊሩ ላብ ኣዲስ ለእትይ ለየለይ ኻመይ ጌርካ እዩ ጸባ ልስተ ? ሓመድ እዩ ልስተ፡ ካልእ ልስተ የለን !!!
-
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: ተጋሩ ! ተጋሩ ! ይመጽእኹም ኣለዉ ሓዊ ዝዓተሩ ! ተጎምበሑ ፡ ተደበሩ ፡ ክትግበሩ !!
በሺዎች የሚቆጠሩ የአሸባሪው ህወሓት አመራሮች እና ታጣቂዎች የተቀበሩበት የጅምላ መቃብር ስፍራ በጨርጨር መገኘቱን የመከላከያ ሠራዊት አስታወቀ። EBC
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00