Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

ተጋሩ ! ተጋሩ ! ይመጽእኹም ኣለዉ ሓዊ ዝዓተሩ ! ተጎምበሑ ፡ ተደበሩ ፡ ክትግበሩ !!

Post by Abe Abraham » 01 Dec 2020, 02:23

ተጋሩ ! ተጋሩ !
ይመጽእኹም ኣለዉ ሓዊ ዝዓተሩ !
ተጎምበሑ ፡
ተደበሩ ፡
ክትግበሩ !!

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ተጋሩ ! ተጋሩ ! ይመጽእኹም ኣለዉ ሓዊ ዝዓተሩ ! ተጎምበሑ ፡ ተደበሩ ፡ ክትግበሩ !!

Post by Abe Abraham » 08 Dec 2020, 12:01

ENDF + ሚሊሻን ፍሉይ ሓይልን ክልል ኣምሓራ + ናይ ብሄራት ( ዓፋር ዘለዎም ) ዕጡቓት ኣጎምቢሖም ንወያነ እንዳ ወገርዋ እንከለዉ እዞም ምሽሙሻት ማለሊት ኤርትራ እውን ኣብ እዚ " በሎ ዝበጦ ሕነቆ " ትካፈል ኣላ ኢላ ተእዊ ኣላ !!!! ወሽለ ኣነ ወዲ ባድመ ኣብ ግብኣተ-መሬት ወያነ ተኻፊለ ....!!!!!!

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ተጋሩ ! ተጋሩ ! ይመጽእኹም ኣለዉ ሓዊ ዝዓተሩ ! ተጎምበሑ ፡ ተደበሩ ፡ ክትግበሩ !!

Post by Abe Abraham » 16 Dec 2020, 11:24

ኣደብ ጌርኩም ምስ ኢትዮጵያን ኤርትራን ምድፋር እንተ ዘይ ኣቋሪጽኩሞ ካብ ስጋዕ ሕጂ ዝወረደኩም ዝገደደ ክመጽኣኩም እዩ ።

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ተጋሩ ! ተጋሩ ! ይመጽእኹም ኣለዉ ሓዊ ዝዓተሩ ! ተጎምበሑ ፡ ተደበሩ ፡ ክትግበሩ !!

Post by Abe Abraham » 16 Dec 2020, 19:10

እንደ የወንድልጅ መሳርያ ታጥቆ ቆይቶ መሳርያውን ጥሎ ልብሱን ኣውልቆ የሴት ልብስ ሲለብስ ምን ይባላል ? ፈሪ ትህነጋዊ ጁንታ !!!!

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ተጋሩ ! ተጋሩ ! ይመጽእኹም ኣለዉ ሓዊ ዝዓተሩ ! ተጎምበሑ ፡ ተደበሩ ፡ ክትግበሩ !!

Post by Abe Abraham » 19 Dec 2020, 05:42

Tegarus thought that I was making fun of them when I wrote my short warning " poem " !! I use waza ms qum-neger. That means I am always dead serious.

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ተጋሩ ! ተጋሩ ! ይመጽእኹም ኣለዉ ሓዊ ዝዓተሩ ! ተጎምበሑ ፡ ተደበሩ ፡ ክትግበሩ !!

Post by Abe Abraham » 27 Dec 2020, 10:53

ተስፋይ ወዲ " ራያ " ፥ " መሸኒት ላይ ኣምሓሩ ፈትያ ልተረኽበት ትግራወተይትን ፡ መሸኒት ላይ ኣምሓረይቲ ፈትዮ ልተገንየ ትግራዋይን ፡ ትግርኛ ለይኸኣለት ክንሳ ብኣምሓርኛ ክትናገርን ክትጽሕፍን ልተረኽበት ትግራወተይትን ፡ ትግርኛ ለይኸኣለይ ክንሱ ብኣምሓርኛ ክዛረብን ክጽሕፍን ልተገንየ ትግራዋይን ኻብ ሎሚ ልልንየው ብበትሪ ክልሃራርሞም ኣሎና ። ለቶም እንዳ ተወገርና 'ማ ኻመይ ጌርና ላብ ለልሕድሕድና በትሪ ክነልዕል ልብሉ ኣብ ላይ ወያነ ላይ በዓቲ ግምገማ ስብስብ ልምለስ ግዛዕ እዩ ልብሎም ። "

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ተጋሩ ! ተጋሩ ! ይመጽእኹም ኣለዉ ሓዊ ዝዓተሩ ! ተጎምበሑ ፡ ተደበሩ ፡ ክትግበሩ !!

Post by Abe Abraham » 28 Dec 2020, 18:23

ኣደብ ዘይብላ ትግራዋይ ግርም ጌሮም ይእድብዋ ኣለዉ ። እዛ ኩላ ኢትዮጵያው ካብ ብሄር ብሄረ-ሰቦች ጀሚርካ ኣብ ትግራይ ትወግርን ትእድብን ኢያ ዘላ !!!! :lol: :lol: :lol: :lol:

Lovetarik
Member
Posts: 349
Joined: 10 Apr 2018, 00:39

Re: ተጋሩ ! ተጋሩ ! ይመጽእኹም ኣለዉ ሓዊ ዝዓተሩ ! ተጎምበሑ ፡ ተደበሩ ፡ ክትግበሩ !!

Post by Lovetarik » 28 Dec 2020, 18:32

Abe, I do not know why you post in Tigrnya, Tegarus do not understand proper Tigrinya. Write in Amharic or in Orominya, (now their ancestry can be traced back to the Gallas.)

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ተጋሩ ! ተጋሩ ! ይመጽእኹም ኣለዉ ሓዊ ዝዓተሩ ! ተጎምበሑ ፡ ተደበሩ ፡ ክትግበሩ !!

Post by Abe Abraham » 02 Jan 2021, 13:27

ካልእ ብዙሕ እንተ ዘይተረደኦ ትግራዋይ ተጎምባሕ ተጎምበሰ እንተ ኢልካዮ ይርድኦ እዩ !!!
እዚ ኩሉ ሸርሞጥሞጥን ገደብ ዘይብሉ ምሕሳውን ናይ ተጋሩ ምስ እቲ ቃንዛኦምን ዝወሰድዎ ዓቢ ኻዙቕን ዝተኣሳሰረ እዩ ። :lol: ንምስሪ ኣሚኖም ኣፎም ከፊቶም ጽሕጻሕ ተቐቢሎም ተሪፎም !! :lol: :lol:

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ተጋሩ ! ተጋሩ ! ይመጽእኹም ኣለዉ ሓዊ ዝዓተሩ ! ተጎምበሑ ፡ ተደበሩ ፡ ክትግበሩ !!

Post by Abe Abraham » 05 Jan 2021, 04:55

ንበዓል " ዓጋመ ለብሮን " ዕብድብድን ጸለል-መለልን ክብሉ ክትርኢ እንከለኻ እቲ ቃንዛኦም ስጋዕ ክንደይ ምዃኑ ይርዳኣካ ። " ሓዊ ዝዓተሩ " ጽቡቕ ጌሮም ወጊሮም ከም ዝጽለሉ ጌሮሞም ። ወዲ ዓጋመ ከም ናይ ቀደም መሲልዋ " ብሄር ! ኣታዮ ብሄር ብሄረ-ሰዎች ላዓማ ላብ ፈንጂ እተይ " እንዳ በለት ክተእዊ እንከላ ትረኽቦ መልሲ " ኣታዩ ተወጋሪ ፡ ሱቕ ኢልካ ማ ተወገር ! ምስኡ ጥይት ማ ከይንርኩዓልካ " እዩ ። ደቂ ዓጋመ ጽጋብን ጥሜትን ኣይክእሉን እዩም ።

"ዩምሂል ዋላ ዩህሚል " !! ውዒሉ ሓዲሩ ሓደ ግብረ-እከይ ካብ መቕጻዕቲ ኣምላኽ ከምልጥ ኣይክእልን እዩ ።

TesfaNews
Member+
Posts: 6698
Joined: 14 Feb 2020, 22:23
Location: Ras Mesobawian

Re: ተጋሩ ! ተጋሩ ! ይመጽእኹም ኣለዉ ሓዊ ዝዓተሩ ! ተጎምበሑ ፡ ተደበሩ ፡ ክትግበሩ !!

Post by TesfaNews » 05 Jan 2021, 05:04

Abe Abraham wrote:
02 Jan 2021, 13:27
ካልእ ብዙሕ እንተ ዘይተረደኦ ትግራዋይ ተጎምባሕ ተጎምበሰ እንተ ኢልካዮ ይርድኦ እዩ !!!
እዚ ኩሉ ሸርሞጥሞጥን ገደብ ዘይብሉ ምሕሳውን ናይ ተጋሩ ምስ እቲ ቃንዛኦምን ዝወሰድዎ ዓቢ ኻዙቕን ዝተኣሳሰረ እዩ ። :lol: ንምስሪ ኣሚኖም ኣፎም ከፊቶም ጽሕጻሕ ተቐቢሎም ተሪፎም !! :lol: :lol:

:lol: :lol:

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ተጋሩ ! ተጋሩ ! ይመጽእኹም ኣለዉ ሓዊ ዝዓተሩ ! ተጎምበሑ ፡ ተደበሩ ፡ ክትግበሩ !!

Post by Abe Abraham » 05 Jan 2021, 11:51

2020 ዶንቆሮን ዘይተመደነን ወዲ ዓጋመ ካብ ስልጣን ዝተባረረላን ዝተቐብረላን ቅድስቲ ዓመት ኢያ !!

ከምዛ ሰለስተ ወርሒ ይገብር ደቂ ዓጋመ ይስዕስዑን ይፍክሩን ከምዘይነበሩ ደርፎምን ሳዕሲዒቶምን ናብ ሓዘንን ኣውያትን ተቐይሩ ።

ኣብ ትግራይ " ሰብኣይ " ካብ ኣርበኞች ፈሪሑ ክዳን ደቂ-ኣንስትዮ ክኽደን ክትርእይ እንከለኻ ስዕረቶም ናይ ውድቀት ውድቀት ጥራሕ ዘይኮነ ናይ ውርደት ውርደት 'ውን እዩ ። :lol: :lol:

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ተጋሩ ! ተጋሩ ! ይመጽእኹም ኣለዉ ሓዊ ዝዓተሩ ! ተጎምበሑ ፡ ተደበሩ ፡ ክትግበሩ !!

Post by Abe Abraham » 06 Jan 2021, 18:40

ኣብ ቱራስ ( ባህላዊ ውርሻ ) ናይ ዓረብ ሓደ " ጁሓ " ዝበሃል ናይ ዋጋ ምስ ቁም-ነገር ገጸ-ባህርይ ኣሎ ። ኣብ ቱርኪ " ሖጃ " ይብልዎ ። ኣብ ሰሜን ኣፍሪቃ እውን ተማሳሳሊ መጸውዒ ኣለዎ ።

ሓደ መዓልቲ ጁሓ ደኺሙ ክድቅስ እንዳ ፈተነ እንከሎ ኣቖልዑት ብጫውጭው ቀም ምባል ይኸልእዎ ። ቅሩብ ሕስብ ኣቢሎ " ኣብቲ ካብ 'ዚ ቦታና ቅሩብ ርሕቕ ኢሉ ዝርከብ ግዛዕ ዝበሃል ስፍራ ጉዳይ ስለ ዘለዎም ናብ'ኡ ብቕልጡፍ ኪዱ ። ካብ ስኸሸንዎ ሩዝ ምስ ስጋ ፡ ቅልዋታት ፡ ሰላጣታት ፡ ዝስተ ....ክህቡኹም ኢዮም ። " ይብሎም ።

እቶም ኣቖልዑት ምኽሩ ሰሚዖም ምርቅፍ ይብሉ ። ኪድ ምስ በሉሉ ክድቅስ ክፍትን ቅሩብ ጠንቀላዕላዕ ምስ በለ ብድድ ኢሉ ተሲኡ " ኣብ'ቲ ጉዳይ መግቢ ብጥርሑ እንተ ኣሎስ እንታይ ይፍለጥ " ኢሉ እንዳ ኣህተምተመ ደድሕሪ እቶም ኣቖልዑት ናብ ግዛዕ ገጹ ኣምረሐ ።

ጁሓ ከም ደቂ ዓጋመ ሓሶት ሚሂዙ ንሓሶቱ ኣሚንዋ !!

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ተጋሩ ! ተጋሩ ! ይመጽእኹም ኣለዉ ሓዊ ዝዓተሩ ! ተጎምበሑ ፡ ተደበሩ ፡ ክትግበሩ !!

Post by Abe Abraham » 07 Jan 2021, 18:08

ጣጣጣጣጣ !!!!!!!!!!!!!

ጁንታ ፈንጣጣ
ራስዋ መላጣ
ለይብላ ባርኔጣ
ተጋላቢጣ
ኣተወት ኣብ ጣጣ
ብሸነኽ ኣላማጣ
ልትብሎ " ለባሲ-ፎጣ "
ሓምተላ ከም ሰላጣ !!

---------
ድሕሪ ምርጫ
ክዳለው እዩ
ሓደ ጉልቻ
መቕለዊ ጁንታ
መቕለዊናየ!!!

ብዛላምበሳ
ክጓዝም እዩ
እቲ ኣንበሳ
ከይኣተየየ !!!

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ተጋሩ ! ተጋሩ ! ይመጽእኹም ኣለዉ ሓዊ ዝዓተሩ ! ተጎምበሑ ፡ ተደበሩ ፡ ክትግበሩ !!

Post by Abe Abraham » 08 Jan 2021, 22:39

ኣይተ ዳደ ካብ ድምጺ ደደቢት ፥ " ሕዚ ኣብ ትግራይ ለሎ 'ዲኮክራሲ' እዩ ልበሃል ። ኩላ ሰብ ብውሽጣ ሕርር ኢላ እንኮላ ' መከላከያ ሰራዊታችን ' እላ በለት ሰጥ-ለበጥ ኢላ ትኸድ ኣላ ። ቐደም ኣውዚ ሓይሊ ልነበሮ ላይ ትግራይ ዲኮ ላብ ግራት ፈንጂ እተይ ልበሎ ስብ ተማእዚዙ እሺ-ሕራይ እላበለ ይኣትይ ነይሩ ። ሕዝይ ላይ ትግራይ ዲኮ ለሚሱ ላይ ደቂ-ኣንሽትዮ ክዳን ተኸዲኑ ይግነ ። ኻምዚ ኢሉ ልሓዋሩ ልጸንሕ ድማ እዩ ልመስል ። ብጣዕሚ ለሕዝን እዩ ። ኡይ ኢለዶ ክበኪ ከልቅስ ? "

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ተጋሩ ! ተጋሩ ! ይመጽእኹም ኣለዉ ሓዊ ዝዓተሩ ! ተጎምበሑ ፡ ተደበሩ ፡ ክትግበሩ !!

Post by Abe Abraham » 12 Jan 2021, 19:51

ግደፉ ! ግደፉ ! ኣብ እንዳ ጠሓኒት ኣእትዮም ፡ ኣብ ጎላጉል ፡ ኣብ ኣህባይ ዝሰፍረኦ ጎቦታት ኣትዮም ክጻወቱልኩም እዮም ኢልናዮም ምስማዕ ኣብዮም ካዕ-ካዕ ኢሎም ስሒቖም ፡ ኣስናኖም ትደርቀም !

ሕጂ ኣብ ትግራይ ስብሓት ነጋኣ ዘላ ኣባይ ወልዱኣ ዘላ ግዛዓ ዘላ ተጎምቢሓ ትውገር ኣላ !! :lol: :lol:

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ተጋሩ ! ተጋሩ ! ይመጽእኹም ኣለዉ ሓዊ ዝዓተሩ ! ተጎምበሑ ፡ ተደበሩ ፡ ክትግበሩ !!

Post by Abe Abraham » 13 Jan 2021, 13:11

ተጋሩ ተጸሊሎም ምሉእ መዓልቲ ብዛዕባ ምዕማጽ ይዛረቡ ኣለዉ ። ኢንተርነት ንቁም-ነገር ኢላ ዝተማህዘት እንከላ ተጋሩ ናብ ምንጪ ናይ ፖርኖግራፊን መናሃርያ ናይ ሓሶትን ቅጥፈትን ቀይሮማ ።

ዓንቶቦይ ኣብ'ዚ ( ኣብ መረጃ ) ሓንቲ ናይ ትግራይ ህሉው ኩነታት ዘርእስታ ብቋንቋ ጀርመን ዝተዳለወት ቪድዮ እንዳ ረኣኹ እንከለኹ ሓደ ካብ ሰራዊት ወያነ ዝኾብለለ እሞ ካብ ወተሃደራዊ ማለሊታዊ መቕጻዕቲ ፈሪሑ ገጹ ከርእይ ዘይደለየ መንእሰይ ከምዚ ኢሉ ተዛሪቡ ፥ " ኣነ ምስ ሓምሻይ ርእሰይ ኣብ ወሰን እንዳ ሓለና እንከለና ኣምሓሩ ብታንኪ ጌሮም ምስ መጽኡና ከም ዘይኣዋጽኣና ምስ ረኣና ኣብ ክንዲ ምቅዋም ክንሃድም መሪጽና " ኢሉ ። ሃዲሞም ናብ ሱዳን ኣትዮም ማለት እዩ ።

እዚኣ እታ ሓቂ እንከላ ተጋሩ "ኤርትራውያን ብደውናን ኣጎምቢሖምን ንብምሉእ ስድራ-ቤትና ይወግሩና ኣለዉ " እንዳ በሉ ነዛ ኢንተርነት ኣውያት ብኣውያት መሊኦማ ። ደቂ ዓጋመ ቁራጽ ሰይጣን እዮም ። ምሕረት የውርደሎም!!እዞም ዲስግራስያቶታትን ማለዲኳቶታትን ፍንጥሪዕ ኣብዚሖም !!

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ተጋሩ ! ተጋሩ ! ይመጽእኹም ኣለዉ ሓዊ ዝዓተሩ ! ተጎምበሑ ፡ ተደበሩ ፡ ክትግበሩ !!

Post by Abe Abraham » 24 Jan 2021, 16:34

ሓዊ ዝዓተሩ ይመጽእኹም ኣለዉ እንተ በልና ኣይፋልን ጀላቲ እዮም ሒዞም ዝመጽኡ ዘለዉ ኢሎምና ! ወዮ ጀላቲ ኣብ ግንባር ኣምባየ ክዓልብ ርኢናዮ!!!!

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ተጋሩ ! ተጋሩ ! ይመጽእኹም ኣለዉ ሓዊ ዝዓተሩ ! ተጎምበሑ ፡ ተደበሩ ፡ ክትግበሩ !!

Post by Abe Abraham » 29 Jan 2021, 08:25

ሰይ ኮታ!! ተጎምበሑ ፡ ተደበሩ ፡ ክትግበሩ
እንተ ተባህሉስ ኣብ ክንዲ ምጉንባሕ ኣብ ባይታ ጠንቀላዕላዕ ይብሉ ኣለዉ ።

ከየግንይዎም ፈሪሓቶም ዶ ይኾኑ !!

Post Reply