Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

ወያነ ጭንቃ እንዳ ገደደ ክኸይድ እንከሎ ኣብ ናይ ዓቕለ-ጽበታዊ ፍንጥሪዕ ትኣቱ ። ሰራዊት ኢትዮጵያ ጽቡቕ ጌሩ ይወግሮም ኣሎ ። ንሱ ንባዕሉ ዓቢ መልሲ እዩ ።

Post by Abe Abraham » 27 Nov 2020, 23:18


ወያነ ጭንቃ እንዳ ገደደ ክኸይድ እንከሎ ኣብ ናይ ዓቕለ-ጽበታዊ ፍንጥሪዕ ትኣቱ ።

ሰራዊት ኢትዮጵያ ጽቡቕ ጌሩ ይወግሮም ኣሎ ። ንሱ ንባዕሉ ዓቢ መልሲ እዩ ።

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ወያነ ጭንቃ እንዳ ገደደ ክኸይድ እንከሎ ኣብ ናይ ዓቕለ-ጽበታዊ ፍንጥሪዕ ትኣቱ ። ሰራዊት ኢትዮጵያ ጽቡቕ ጌሩ ይወግሮም ኣሎ ። ንሱ ንባዕሉ ዓቢ መልሲ እዩ ።

Post by Abe Abraham » 28 Nov 2020, 00:17




እዚ ጽቡቕ ጌሩ ዝተሓስበሉ ፖሊሳዊ ጎስጓስ ኣብ ትግራይ ብዘዕግብ ኣገባን ይግስግስ ኣሎ ። ወያነ እንዳ ተሓርደት ፍንጥሪዕ ክትብል ባህርያዊ እዩ ። ላይ ልተሓርደ ፈር-ፈር ስለ ልኾነ !!

ጓል ዓጋመ በቲ ሓደ ሸነኽ ኤርትራ ኣብ ውሽጢ ኣትያ ገላቢጣ ትድክረና ኣላ እንዳ በለት በቲ ካልእ ሸነኽ ከኣ መልሲ ኣበይ ኣሎ ከኣ ትብል ። እቲ ዝኣቱ ብቐረባ ስርሑ እንዳ ገበረ ካብኡ ዝዓቢ እንታይ መልሲ ኣሎ ?


Post Reply