Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

ተስእ ...ቀሪበ እጀ!! ተስእ ...ቀሪበ እጀ !! (ሓደ ወዲ ዓጋመን ፖሊስ ኣስመራን)

Post by Abe Abraham » 22 Nov 2020, 18:02


ሓደ መዓልቲ ሓደ ፖሊስ ኣብ ኣስመራ ጻዕዳ ንሓደ ወዲ ዓጋመ ( ካብ ኣውራጃ ዓጋመ ) ኣብ ግዳም ጸገ እንዳወጽአ ይርእዮ እሞ ጽያፍ ስለ ዝኾነ " ኣንታ ሰብኣይ ተስእ " ይብሎ ። እቲ ወዲ ዓጋመ " ቀሪበ እጀ " ክብል እቲ ፖሊስ ድማ " ተሰእ " ክብል ኣብ'ቲ ቦታ ዘይተሓስበ ኦፐራ ተሰሪሑ ። 'ዚ ስድራይ ዝነገሩኒ ናይ ብሓቂ ዛንታ እዩ ።

ፖሊስ ፥ ተስእ
ወዲ ዓጋመ ፥ ቀሪበ እጀ

ፖሊስ ፥ ተስእ
ወዲ ዓጋመ ፥ ቀሪበ እጀ

ፖሊስ ፥ ተስእ
ወዲ ዓጋመ ፥ ቀሪበ እጀ


Fed_Up
Senior Member+
Posts: 20641
Joined: 15 Apr 2009, 10:50

Re: ተስእ ...ቀሪበ እጀ!! ተስእ ...ቀሪበ እጀ !! (ሓደ ወዲ ዓጋመን ፖሊስ ኣስመራን)

Post by Fed_Up » 22 Nov 2020, 19:24

ቅቅቅቅቅቅቅ ሞይተ ሞይተ ... ፍኸስ .... :lol: :lol: :lol:


Post Reply