Page 12 of 14

Re: Good Morning Eritrea !!

Posted: 15 Dec 2022, 12:13
by Abe Abraham
  • ኩሉ ዘይጽግማ ዋዕሮ ፋጥማ ኢብራሂም ምስ ጎይታ ያታና ዮናስ!!!!!





-

Re: Good Morning Eritrea !!

Posted: 17 Dec 2022, 14:56
by Abe Abraham
ስዉእ ሓጎስ ገብረ-ሂወት ( ብወዲ ብሩ ዝፍለጥ ዝነበረ ) ብ መስተንክራዊ ዋርሳይ ቶማስ ወዲ ኣሰፋው ፥ ተቓላሲት ኣደ !!!!!!

/ስዉእ ሓጎስ ገብረ-ሂወት ወዲ ባጽዕ በዓል ሓሰን ከራር ዝመሃርዎ ተማሃራይ ልዑል መኮነን ዝነበረ እዩ ። ኣብ ሱዳን ክልተ ግዜ ኣብ ገዛና በጺሑና ኔሩ ። በዓልቲ ቤቱ ጓል ማማ ድማ መወዳእታ ሰሙን ምስ ስድራይ ተሕልፍ ኔራ ። "ተቓላሲት ኣደ" ን "ጎስጓሳት ወድብና ክወቅዕ ሾትኡ ንምጥፋእ መሃይምነትን ድንቁርናን ስርሑ " ን ክልተ ካብ እተን ንዘልኣለም ዘይርሳዓ ሰውራውያን ናይ ደርፊ ዕዮታቱ እየን ። ሓጎስ ንፈትዎን ነድንቖን ሓውና እዩ ኔሩ ። ምስኡ ከኣ ንፈትዋን ነድንቓን " ናቕፋ ኢለን ተበጊሰን ንክሓልፋ " ኢላ ዝደረፈት ሓፍትና ኢያ ። /



/መምህር ሓሰን ከራር ብሂወቱ እንተሎ ኣምላኽ ዕድመ ይሃቦ ኣባል ናይ ምምህርና ዝኾነት ስድራ-ቤት (family of educators) ከረን ዓባይ እዩ ። ከምኡ ስለዝኾነ ዓቢ ሓዉ ዳይረክተር ናይ ልዑል መኮነን ኔሩ ። ኡስታዝ ዓብደላ ከራር ኣዝዩ ሓቦኛን ዝኾነ ድምብርጽ ዘይብሎን ሃገራዊ ኤርትራዊ እዩ ኔሩ ። ከም ዝትረኽ ኣብ ከባቢ ምጽዋዕ ብርቱዕን እንዳ ቀረበ ዝመጽእ ዝነበረን ቶኽሲ ኣብ ዝስማዓሉ ዝነበረ እዋን ንሱ ንሂወቱ ከይፈረሐ ብድፍረት ንተማሃሮ ኣብ ናይ ንግሆ መስርዕ ብሞግልሕ ድምጺ " ቶኽሲ ትስምዕዎ ኣለኹም ፡ ኣሕዋትኩም ይዋደቑ ኣለዉ ፡ ስለዚ ንስኻትኩም ንመጻኢ ንክትዳለዉ ኣብ ትምህርቲ ተጊህኩም ክትሰርሑን ክትነፍዑን ሓላፍነትኩም እዩ ። " ዘስምዕ ዘረባ የማሓልፈሎም ኔሩ ።/

-

Re: Good Morning Eritrea !!

Posted: 20 Dec 2022, 16:45
by Abe Abraham
  • ኣንበሳ ወዲ ኣናብስ ሰብ ታሪኽ ዩሱፍ ሓምድ ሑመድ ( ኣፍዓበቸ) ፥ ገቢል በዓል መራነት!!!!!

/ ንኩሉ ነገር ሒካያ ከም ዝበሃል ካብታ ኣብ ኣፍዓበት ዘላ ታሪኻዊት ዒላ ክልተ ግዜ ሰትየ ። ኣብታ ቀዳመይቲ ሞት ጽብቕቲ ጓል ባጽዕ ኣኔታ ፡ ባዓልቲ ቤቱ ንሓደ ሓውና ፡ ዝሰማዕናሉ ግዜ ክኸውን እንከሎ ኣብታ ካልኣይቲ ድማ ንፈትዋ ሃገርና ገዲፍና ናብ ስደት ክነምርሕ እንከሎና ኔራ ።/



/
ብዘይካ ኣኔታ(ምልእቲ ጥልያን ዝመልክዓ ሓንፈጽ) ሓንቲ ጓል ሰዓድ (ካብ የመናዊት ኤርትራዊት ስድራ-ቤት) ትበሃል ጽብቕቲ ጓል ባጽዕ ኔራ ። ኣብ ኣፍደገ ገዝኦም ኮይና ትሽቅጥ ስለ ዝነበረት ዘርቡንን ተዋዛይን ዝኾነ ሓወቦይ ምስኣ ቅሩብ ኣዕሊሉ ይሓልፍ ኔሩ ።ከምዝተሰምዐ ጓል ሰዓድ ናብ ሜዳ ምስ ወጽአት ሓደ መራሒ ናይ ጀብሃ ምስ ረኣያ ተቓዳዲሙ ክወስዳ መሪጹ ። ኣብ ኣሜሪካ ዝርከብ ሓወቦይ ጓል ሰዓድ ኣበይኮን ትህሉ እንዳ በለ ኣብ ኣጋጣሚታት ይዝክራ ። ከም ሓወይ እስቲፋኖስ ኣብራሃም -ዘማች - ንጅግና ሰሚራ ብጥዑም ድምጹን ዜማኡን ዝደረፈላ ግን ብተማሳሳሊ ንጓል ሰዓድ " ጓል ሰዓድ " ኢሉ ኣይደረፈላን !!
/

Re: Good Morning Eritrea !!

Posted: 23 Dec 2022, 13:46
by Abe Abraham
  • በርቃዊ ኣርቲስት መርሃዊ ወዲ ተኽለ-ብርሃን ፥ ሀሁ ( ተማሃራይ ሓቀኛ ፍቕሪ!! ) !!!!!
/ ገሌኹም ደሊኹም ረኺብኩም ቃለ-መጠይቕ ኣዳሊኹም ኣብ ዩትዩብ ኣቕርብዎ ።/


Re: Good Morning Eritrea !!

Posted: 28 Dec 2022, 14:13
by Abe Abraham
  • !!!!!!والله انا سكاب بديني/ موسى صالح
ስዉእ ፈናን ያታዊ ሙሳ ሳልሕ !!!



    • !!!!لالي سكاب ابا لبي

Re: Good Morning Eritrea !!

Posted: 31 Dec 2022, 08:20
by Abe Abraham
ሰዒድ ዓብደላ ! ሳሕል ቀብር ኣባይ ታ !!!


Re: Good Morning Eritrea !!

Posted: 31 Dec 2022, 16:04
by Abe Abraham
መሓመድ ዑስማን !!!!





Happy New Year to Eritreans and Ethiopians. !!!!


-

Re: Good Morning Eritrea !!

Posted: 01 Jan 2023, 01:37
by Abe Abraham
  • Wedi Druf - W`indaawri Simir - New Eritrean Music 2022
  • ሓርበኛ ኮኸብ ያታ ኤርትራ ወዲ ድሩፍ በዓል ፍሱህ ገጽ !!!!!

Re: Good Morning Eritrea !!

Posted: 04 Jan 2023, 18:53
by Abe Abraham
ኢንጂነር ኣስገዶም ወልደ-ሚካኤል ፍልዩን ሓደ ካብ እቶም ኣዝዮም ዝበረኹ ኣኽራናት ባህሊ ኤርትራ ፥ ጾመ-ኣርባዓ ልበይ !!!!!!!



/ካብ ቀደም ዝጠልቦ ዝነበርኩ ድራመር ዝሓዘ ውሁድ ኣቀራርባ ሙዚቃ ሃገርና ኣዝዩ የሐጒሱኒ ። ኩሎም ስነ-ጥበባውያን ኤርትራ ናይ ቀደም ይኹኑ ናይ ሕጂ ናይ ሜዳ ይኹኑ ድሕሪ ናጽነት ብስርዓቱ ዝሓዘ ምሉእ ባንድ ጌሮም ንባህሊ ሃገርና ብድምጽን ብቪድዮን ቀሪጾም ክዕቅቡ ተስፋ ይገብር ። /

Re: Good Morning Eritrea !!

Posted: 06 Jan 2023, 17:29
by Abe Abraham
ኢንጂነር ኣስገዶም ቀደም ኣብ ገዛ ብጽምጺ ብዝቀረጾ ኣዝዩ ምዑዝን ብዓይነቱ መወዳድርቲ ዘይብሉ ያታዊ ስራሕ ብጊታር ፡ ኣደይ ከም ትብሎ እንዳ ኣስተንተነ ፡ ብዛዕባ ዘመዱ ይኹን መታዓብይቱ ወዲ ባሻይን ቤት-ትምህርቲ ሳን ጆርጆን ጀሚሩ - ገለ ንምጥቃስ - ከምዚ ይብል ፥

" ኣንታ ወዲ ባሻይ ይዝከረካዶ ኮፍ ኢልና እንከለና ....."
" መንደፈራ ዝዓዱ ሰርጀንቲ ለባሲየ ፡ ጓንዲኡ ከይህብሲ ኣጥፊእዋ ነብሱየ ... "
"ጽገ! ጽገ! ጓለቦየ ረዳ ! (2) ቦኽሪ ለሚን ዝጥዕም ትንፋሳ ፡ ኣነ ኣይፈቱን ዝሕዘለይ ኢዳ! ... "
" ኣንቲ ቀጣን መዓንጣ ሽኮሪናየ ፡ ኣሻባይና ዳኣይና ተማኒናየ ... "
" ቆልዓ ናይ ማሳዋ ዓብደልቓድር ....."

በሉ ኩሉ ኢንጂነር ኣስገዶም ወልደ-ሚካኤል ዝደርፎ ትርጉምን ስምዒትን ዝሓዘለ ስለ ዝኾነ ናብ ዘይትምኖ " ወይዛ ጉማየይ " ክነብለኩም !!!




  • ርሑስ ልደተ-ክርስቶስ ይግበረልኩምን ይግበረልናን !!

Re: Good Morning Eritrea !!

Posted: 13 Jan 2023, 14:12
by Abe Abraham
መስተንክራዊ ዋርሳይ ቶማስ ወዲ ኣሰፋው ፥ ቁርጹ ንገርኒ !!!!!!


Re: Good Morning Eritrea !!

Posted: 17 Jan 2023, 18:21
by Abe Abraham
  • ዓቢ ኮኸብ ኣብ ሰማይ ያታ/ቱራስ ኤርትራ ኣል-ፈናን/ኣርቲስት ወድ ፈረጅ ፥ ወለት ዓጄ!!!!!!!

    ولت عجي- الفنان ود فرج

/ ወድ ፈረጅ ዋላ ኣብ ማኪና እንከለኻ ብኾፍካ እዩ ዘሳዕስዓካ /

-

Re: Good Morning Eritrea !!

Posted: 05 Feb 2023, 05:37
by Abe Abraham
  • ሓርበኛ ሓጃይት ምንዳል ፥ ገዶየ !!!!!



Re: Good Morning Eritrea !!

Posted: 11 Feb 2023, 13:23
by Abe Abraham
ሜሮን ( ወዲ ሓወይ ፡ ጅግና ወዲ ጀጋኑ!!! ) እስቲፋኖስ ኣብራሃም፥ ብናይ ደርጊ ፈኸራ !!!!





-

Re: Good Morning Eritrea !!

Posted: 13 Feb 2023, 13:57
by Abe Abraham
  • ሓርበኛ ተፈኖ !!!

/ከም ካልኦት ሰውራውያን ደርፍታትና እዛ ታሪኻዊትን ዘይትምኖን ናይ ሓውና ሓርበኛ ተፈኖ (ኣኽሊሉ ወዲ ፈቶ ፈታው ሃገሩን ህዝቡን) ብትሕዝቶኣ ስእላዊትን ገላጺትን ስለ ዝኾነት ጽን ኢልኩም ኣስተማቕርዋ ።/


-

Re: Good Morning Eritrea !!

Posted: 17 Feb 2023, 16:07
by Abe Abraham
  • سفارة دولة ارتريا بالرياض / ኤምባሲ ሃገረ ኤርትራ ርያድ ስዑዲ ዓረብ



Re: Good Morning Eritrea !!

Posted: 24 Feb 2023, 14:28
by Abe Abraham
  • ማራኺት ኣበባ (እቡብ) ጓል ሃይለ ፥ ናቕፋ !!!



/ ወዲ ኣሞይ ሓደ ካብ እቶም ኣብ ናቕፋ ታሪኽ ናቕፋ ሓበን ዝተሰውኡ ጀጋኑና እዩ ። /

-

Re: Good Morning Eritrea !!

Posted: 01 Mar 2023, 13:41
by Abe Abraham
  • ኩሉ ዘይጽግማ ዋዕሮ ፋጥማ ኢብራሂም ፡ ለቤላ ሊበል !!!!



Re: Good Morning Eritrea !!

Posted: 04 Mar 2023, 20:10
by Abe Abraham
  • ገብረ ገብረ-ሚካኤል ( ጂጂ) ፥ ሽኮሪና !!!!



Re: Good Morning Eritrea !!

Posted: 08 Mar 2023, 18:08
by Abe Abraham