Page 1 of 1

ሓደ ለባም ትግራዋይ ንሓደ ዕሱብ እንታይ ኢልዎ ይመስለኩም ?

Posted: 20 Nov 2020, 23:05
by Abe Abraham

ሓደ ለባም ትግራዋይ ንሓደ ዕሱብ እንታይ ኢልዎ ይመስለኩም ፥ ኣታይ ኺድ 'ማ ረሓቕ ልኤርትራ ለይሓሰብኻ ኻመይ ኢልካ ኢኻ ልትግራይ ትሓልይ ? ነቲ ሙሽሙሽ ኣዋሪዱ ስጋዕ ኣብ ጽፍሩ ዝኣቱ ጌርዎ ።