Page 1 of 1

ቃለ-መጠይቕ ምስ ውሩይ ትግራዋይ ኣይተ ክንድያ

Posted: 20 Nov 2020, 17:04
by Abe Abraham



ጋዜጠኛ ፥ ኣይተ ክንድያ እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም ። ከመይ ትኾኑ ።

ክንድያ፥ ክውረት ይሃበለይ ፡ ደሕና ።

ጋዜጠኛ ፥ ብቐዳማይ ብዛዕባ ኣስቤሻል ልኾነ ጭንቅላት ላይ ወያነን ሳዕቤናቱን ኣውሪና ኔርና ። ሕዙይ ድማ ነተን ብዝሕ ልበለ ወታደራዊ ስርሓውትታት ልተገውረለን ቦታታት እናጠቕስኩ ሪኣክሽንኩም ክትህዉኒ ክጥይቐኩም እየ ።

ክንድያ ፥ ኣብ ልሓለፈ ግዜ ትርጉም ላይ " ኣስቤሻል " ለይፈለጥካስ ሕዙይ " ሪኣኽሽን " ዶ ግዛዕ ዶ ትውለኒ ? ደሕና እቲ ሪኣክሽን ብምንታይ እዩ ክኾን ? ብትግርኛ ዶ ብሑዝይን ላውዝን ?

ጋዜጠኛ ፡ ደሕና ብትግርኛ ግወርዎ ብሑዝይን ላውዝን ግወርዎ ፡ ኻም ልጠዓመኩም ።

ክንድያ ፡ ተስማዕሚዕና

ጋዜጠኛ ፥ በሉ ሓዙ ፥ ኣላማጣ

ክንድያ፥ ወያነ ኣብኡ መዓኮራ ተቐጥቂጣ

ጋዜጠኛ ፥ ዋልቃይት

ክንድያ፥ ወያነ ጫቅጯቕ ኢላ ከም ጨቓዊት

ጋዜጠኛ ፥ ጸገደ

ክንድያ ፥ ወያነ ብሓዊ ነደደ

ጋዜጠኛ፥ ሑመራ

ክንድያ፥ ወያነ ስትያ ሑመራ

ጋዜጠኛ ፥ ሸረ

ክንድያ ፥ ወያነ ኣብ'ኡ ተመትረ


ጋዜጠኛ
፥ ሰለኽለኻ

ክንድያ ፥ ወያነ ኣብ'ኡ ተሓላሊኻ

ጋዜጠኛ ፥ እንትጮ

ክንድያ፥ ንወያነ ላብ ልረኸብካዮ ርእሱ መንጭጮ


ጋዜጠኛ
፥ ኣኽሱም

ክንድያ ፥ ንወያነ ኣርእዮ ሕሱም ። ሕሱም ስለ ለርኣየና ።

ጋዜጠኛ ፥ ዓዲ-ግራት

ክንድያ ፥ ወያነ ተሓዊኡ ኣብ ትሕቲ ዓራት

ጋዜጠኛ ፥ መቐለ

ክንድያ፥ ወያነ ርእሱ ተመቕለ

ጋዜጠኛ ፥ ራማ

ክንድያ ፥ ሕዙይ ይኣክል እማ ። ገይም ኦቨር ። ልዓኻ ለይኮነ ልወያነ ።


ጋዜጠኛ
፥ የቐንየለይ

ክንድያ ፥ ጽቡቕ ቅንያት ይሃብካ ልወደይ መታን ውድቀት ወያነ ክትርእይ ።

Re: ቃለ-መጠይቕ ምስ ውሩይ ትግራዋይ ኣይተ ክንድያ

Posted: 21 Nov 2020, 00:17
by Abe Abraham

Re: ቃለ-መጠይቕ ምስ ውሩይ ትግራዋይ ኣይተ ክንድያ

Posted: 21 Nov 2020, 00:33
by LeeVanCliff
:lol: :lol: :lol: :mrgreen: :lol: 8)

Re: ቃለ-መጠይቕ ምስ ውሩይ ትግራዋይ ኣይተ ክንድያ

Posted: 21 Nov 2020, 13:24
by Abe Abraham




ጋዜጠኛ፥ እንትጮ

ክንድያ፥ ንወያነ ላብ ልረኸብካዮ ርእሱ መንጭጮ