Please wait, video is loading...
-
- Member
- Posts: 3976
- Joined: 05 Nov 2019, 10:39
-
- Member
- Posts: 3890
- Joined: 25 Sep 2019, 02:42
-
- Member
- Posts: 3890
- Joined: 25 Sep 2019, 02:42
Re: ሰበር ዜና፣ በመቀሌ ከተማ የሚገኝ ወታደራዊ ካምፕ በአየር ጥቃት ወደመ!!!!
እዚ ከልቢ ኣብ ትርጉም ዘይብሉ ኲናት ኣይሳተፍን ኢሉ ኢዱ ሂቡ ሰሚዐ!!
-
- Member
- Posts: 3890
- Joined: 25 Sep 2019, 02:42
-
- Senior Member+
- Posts: 33606
- Joined: 30 Jul 2010, 20:43
Re: ሰበር ዜና፣ በመቀሌ ከተማ የሚገኝ ወታደራዊ ካምፕ በአየር ጥቃት ወደመ!!!!
ድሕሪ ኣላማጣን ኮሮምን
-- ድሕሪ ራያ ሓራ ምውጽኡ፡ ሰራዊት ኢትዮጵያ ናብ ሰሜን ብልዑል ንጥፈት ይግስግስ ከምዘሎ ፈሊጥና`ለና።
-- ካብ መቐለ ንደቡብ ወገን እታ እንኮ ስትራተጂካዊትን ንመቐለ ዝግስግስ ሰራዊት ኢትዮጵያ ክትዓግት ትኽእል ዝነበረት ቦታ ኣላማጣ ኢያ። ኣላማጣ ወተሃደራዊ ስትራተጂካዊት ቦታ ኮይና ንምክልኻል ዝምቹኡ ኣኽራናት ዝነበራ ኢያ።
-- ድሕሪ ኣላማጣ ክሳብ መቐለ ዘሎ ቦታ ብዘይካ ኣምባላጄ ፡ ሰራዊት ወያነ ከትክለላ ዝኽእል ቦታ የለን። ኣምባላጄ በሪኽ ኣኽራንን ኣጻድፍን ዘለዎ ኮይኑ ክትከላኸለሉ ድሓን እዃ እንተኾነ፡ ከምቲ ኣብ ኣክራናት ኣላማጣ ዓሪዱ ዝነበረ ሰራዊት ወያነ ዝወረዶ ናይ ተመልከተለይ መጥቓዕቲ ነፈርት ክከላኸል ኣይክእልን ኢዩ።
ድሕሪ ኣምባላጄ ከም እግርኻዩ ክኾውን። ንመቐለ ኣብ ትሕቲ ርሕቐት መዳፍዕ ብምእታው ብተመከተይ ቦምባታት ምዝናብ ኢዩ ዝኾውን። መቐለ በረኽቲ ኣኽራናት ትውንን ትኹን እምበር ንምክልኻል ዘይሙቹኣት ኢዮም። (c/o Eri Pic)

Zmeselo wrote: ↑16 Nov 2020, 10:46ድሕሪ ኣላማጣን ኮሮምን

- Posts: 2312
- Joined: 11 Jan 2020, 21:22
Re: ሰበር ዜና፣ በመቀሌ ከተማ የሚገኝ ወታደራዊ ካምፕ በአየር ጥቃት ወደመ!!!!
The terrorist Weyane are hoping for a "peace talk" that will not come.
-
- Member
- Posts: 2121
- Joined: 17 Feb 2011, 00:38
Re: ሰበር ዜና፣ በመቀሌ ከተማ የሚገኝ ወታደራዊ ካምፕ በአየር ጥቃት ወደመ!!!!
The Oromos are coming to aid Raya Alamata.
Listen to the Oromo graceful Qererto at 2.25 minutes. The Woyanie Tigrayan will shiiiti in their pants
ህወሃት እየተጠቀመባቸው የሚገኙ ሚሳኤሎች የሚገኙበትን ቦታ የሚያሳይ የሳተላይት ምስል ወጣ
–
በእስራኤል የሚገኝ Observer IL የተሰኝ ድርጅት በይፋዊ በትዊተር ገፁ ላይ ባወጣው መረጃ መሰረት በ06/03/2013 የተነሳ የሳተላይት ምስል መሰረት ከመቐለ በስተሰሜን አካባቢ ህወሃት እየተጠቀመባቸው የሚገኙ S-125 (SA-3 Goa) ከመሬት ወደ አየር ተወንጫፊ ሚሳኤሎች እንደሚገኙ አውጥቷል። እስካሁን 4 ሚሳኤሎች መወንጨፋቸውንም አብሮ አያይዟል።
–
Sat Imagery from November 15th 2020 indicates that the S-125 (SA-3 Goa) Battery located North of Mekele has been active and used by TPLF (launchers orientation). At least 4 SAM’s were fired. Contrary to reports, the SAM battery has not been destroyed. IMINT Tigray Ethiopia
Image