እዚ ኵናት ናይ ኢሰያስን መሻርኽቱን እምበር ናይ ህዝቢ ኤርትራ ኣይኮነን። ሰራዊት ኤርትራ ብረትካ ናብ ኢስያስን ናብ ኵናት ዘእትውኻ ዘለው መራሕትን ኣቕንዓዮ:ወይ ከኣ ብረትካ ደርቢኻ ነብስኻ ኣድሕን። ከሲርና ኢና እሞ ዘይከሰሩ ባራዩ ኢሰያስ ይዋግእዎ።
Tigray posseses missiles? This is real news lol, I thought they only possess rockets which are harmless compared to missiles. Wow!!!