-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
"ሑመራ ኔረ ስምስም ኣለኒ በጢኽ ኣለኒ እላ በለ እዩ ወያነ ለታለለኒ " - ትግራወተይቲ
"ሑመራ ኔረ ስምስም ኣለኒ በጢኽ ኣለኒ እላ በለ እዩ ወያነ ለታለለኒ " - ትግራወተይቲ
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: "ሑመራ ኔረ ስምስም ኣለኒ በጢኽ ኣለኒ እላ በለ እዩ ወያነ ለታለለኒ " - ትግራወተይቲ
ክንድያ ፥ " ላይ ወያነ ጭንቅላት ኣስቤሻል እዩ ። "
ጋዜጠኛ፥ " ኣስቤሻል ? ኡንታይ ማለትኹም እዩ ። "
ክንድያ ፥ " ኣታዮ ጸማም ድኒኢኻ ? ኣስቤሻል ኣይትፈልጥይ ? ኸምዚ ልዩ ልኾነ ነገር ኣስቤሻል ኻም ልበሃል ኣይታውቅይ ? "
ጋዜጠኛ ፥ " ኣይትሕረቑታ መታን ዓርስኹም ዓርሰይን ለምጽኣና ክንገብር ። ኣስቤሻል እማ ከመይ ኢሉ እዩ ? ""
ክንድያ ፥ " ሑዙይ ዘረባ ኣምጺእኻ ። ኣስቤሻል ልብለሉ ላብ ዓለም ለይተራእየ ግዛዕ ስለ ልገብሩ እዮም ። "
ጋዜጠኛ ፥ " ለምሳሌ "
ክንድያ ፥ " ኣብ ላይ እርሻ ቦታ እርዳታ ክህብዎም ልዝወዓሉ ወታደሮች ላይ ኢትዮጵያ ምግብና ውሃ ኣቕሪቦም እላበልዑ ኣብ ዝነበርዎ ቁጽሪ ቶክስ ከፊቶም
ገዲሎሞም ። ኡዙይ እማ ላብ ዓለም ለይተራእየይ ላይ ኣስቤሻል ጭንቅላት ስራ እዩ ። "
ጋዜጠኛ ፥ " ሕጂ እማ እንታይ ይገበር ? "
ክንድያ ፥ " እንድዒ ። ኣነ በዓል ኣስቤሻል ላይ ኣስቤሻል ስራ እላ ገበሩ ልትግራይ ላብ ኣስቤሻል ቦታ ከየውድቕዋ እየ ልፈርሕ ። "
ጋዜጠኛ ፡ " የቐንየለይ "
ክንድያ ፥ " ምቕናይ እማ ምስ በዓል ኣስቤሻል ኣበይ ክግነ ። "
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: "ሑመራ ኔረ ስምስም ኣለኒ በጢኽ ኣለኒ እላ በለ እዩ ወያነ ለታለለኒ " - ትግራወተይቲ
ወያነ ከደትየ
ከምዚኣ እንዳ በለትየ
ከምዚኣየ !
ወያነ ኣድጊ
ጉድጓድ ፊሒሩ
ኣብኣ ፡ ወደቐ ግዲ !!
-
- Senior Member+
- Posts: 33606
- Joined: 30 Jul 2010, 20:43
-
- Member+
- Posts: 5279
- Joined: 04 Jun 2013, 22:23
Re: "ሑመራ ኔረ ስምስም ኣለኒ በጢኽ ኣለኒ እላ በለ እዩ ወያነ ለታለለኒ " - ትግራወተይቲ
Abe Abraham, welcome, long time no see.
-
- Member+
- Posts: 5279
- Joined: 04 Jun 2013, 22:23
-
- Member
- Posts: 3279
- Joined: 31 Dec 2010, 13:17
Re: "ሑመራ ኔረ ስምስም ኣለኒ በጢኽ ኣለኒ እላ በለ እዩ ወያነ ለታለለኒ " - ትግራወተይቲ
Abe Abraham wrote: ↑11 Nov 2020, 17:12
ክንድያ ፥ " ላይ ወያነ ጭንቅላት ኣስቤሻል እዩ ። "
ጋዜጠኛ፥ " ኣስቤሻል ? ኡንታይ ማለትኹም እዩ ። "
ክንድያ ፥ " ኣታዮ ጸማም ድኒኢኻ ? ኣስቤሻል ኣይትፈልጥይ ? ኸምዚ ልዩ ልኾነ ነገር ኣስቤሻል ኻም ልበሃል ኣይታውቅይ ? "
ጋዜጠኛ ፥ " ኣይትሕረቑታ መታን ዓርስኹም ዓርሰይን ለምጽኣና ክንገብር ። ኣስቤሻል እማ ከመይ ኢሉ እዩ ? ""
ክንድያ ፥ " ሑዙይ ዘረባ ኣምጺእኻ ። ኣስቤሻል ልብለሉ ላብ ዓለም ለይተራእየ ግዛዕ ስለ ልገብሩ እዮም ። "
ጋዜጠኛ ፥ " ለምሳሌ "
ክንድያ ፥ " ኣብ ላይ እርሻ ቦታ እርዳታ ክህብዎም ልዝወዓሉ ወታደሮች ላይ ኢትዮጵያ ምግብና ውሃ ኣቕሪቦም እላበልዑ ኣብ ዝነበርዎ ቁጽሪ ቶክስ ከፊቶም
ገዲሎሞም ። ኡዙይ እማ ላብ ዓለም ለይተራእየይ ላይ ኣስቤሻል ጭንቅላት ስራ እዩ ። "
ጋዜጠኛ ፥ " ሕጂ እማ እንታይ ይገበር ? "
ክንድያ ፥ " እንድዒ ። ኣነ በዓል ኣስቤሻል ላይ ኣስቤሻል ስራ እላ ገበሩ ልትግራይ ላብ ኣስቤሻል ቦታ ከየውድቕዋ እየ ልፈርሕ ። "
ጋዜጠኛ ፡ " የቐንየለይ "
ክንድያ ፥ " ምቕናይ እማ ምስ በዓል ኣስቤሻል ኣበይ ክግነ ። "
This would eloquently express Agames never-ending 'ingenuity' and 'resourcefulness'. God bless them!
Please wait, video is loading...
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: "ሑመራ ኔረ ስምስም ኣለኒ በጢኽ ኣለኒ እላ በለ እዩ ወያነ ለታለለኒ " - ትግራወተይቲ
Ya, ሃመቢሉ ሓወልቲ ቀሺ ገብሩ ፈሪሱ ! ንለባም ኣምተሉ ፡ ንዓሻ ደርጉሓሉ !!
He recognized it!! One can not miss Haweli Qeshi Gebru in Humera ( as long as it there! ) !!
The former Sudanese foreign minister Mustafa Osman Ismael was such a Woyane character for he would take United Nations' officials to a totally burned down village in Darfur and would tell them with a smile on his face ( his nature ) " look, there is nothing." as though nothing had happened there.