Breaking news
Updates፡ ምዕባሌታት
ብኣሽሓት ዝቁጸሩ ምልሻን ሓይልታት ጸጥታን ትግራይ፡ ብሸነኽ ዶባት ሕሞራ-ኦምሓጀር፡ ዶብ ሰጊሮም ናብ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ኢዶም ይህቡ ከምዘለዉ፡ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ይሕብሩ ኣለዉ።
12፡00ቅ/ቀትሪ፡
ልክዕ ሰዓት ፍርቂ-ለይቲ ብሰራዊት ሚሊሻን ፍሉይ ሓይሊን ህዉሓት ኣብ ርእሲ ኩለን መዓስከራት ሰራዊት ምክልኻል እታ ሃገር ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከባ መጥቃዕቲ ተፈጹሙ፡
1፡00ቅ/ቀትሪ፡
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢየ ኣሕመድ፡ ሰራዊት ምክልኻል ሃገሩ፡ ህጹጽ ስጉምቲ ክወስድ ኣዊጁ፡
2፡00ቅ/ቀትሪ፡
ሓይልታት ኮማንዶ ብህጹጽ ብሂሊኮፕተራትን ኣንቴኖቭን ተሓጊዞም ክልል ትግራይ ኣቲዮም፡
2፡10ቅ/ቀትሪ፡
ኣገልግሎት ቴለኩምኒኬሽንን፡ ኢንተርነት፡ ተለቪዥንን፡ ኣብ መላእ ክልል ትግራይ፡ ገለ ክፋል ክልል ኣምሓራ ኣቋሪጹ፡
3፡00ቅ/ቀትሪ፡
ቅድሚ ቁሩብ ሳምንታት ዝቆማ ክልተ-ሓደስቲ እዝታት ሰራዊት ምክልኻል እታ ሃገር ናብ'ታ ክልል መሪሾም፡
3፡45ቅ/ቀትሪ፡
ኣብ ኩሓ ከባቢ መቀለን፡ ሕሞራን ብሃንደበት ዝኸበደ መጥቃዕቲ ዝወረዶም ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጲያ፡ መኪቶም "Resist" ጌሮም፡ ጸብጻብ ኣመሓላሊፎም፡
4፡00ቅ/ቀትሪ፡
ሰራዊት እታ ሃገር፡ ንራያ ከባቢ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ከም ዘእተዉዎ፡ ተዘሪቡ፡
5፡00ቅ/ቀትሪ፡
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጲያ፡ ብወግዒ ኣብ ተለቪዥን እታ ሃገር "EBC" ቀሪቡ፡ መግለጺ ኣዉጺኡ፡ ምልሻታት ብረት ከዉርዱ፡ ህዝቢ ካብ ገዝኡ ከይወጽእ፡ ኩሎም መራሕቲ ህዉሓት ኣብ ትሕቲ ቀይዱ ክኣትዉ፡ ጸዊዑ፡
5፡35ቅ/ቀትሪ፡
ብተደጋጋሚ፡ ካብ'ቲ ብርቱዕ ከቢድ ብረት ዝተሓወሶ ናይ ኪናት ከባቢ ሕሞራ፡ ኣብ ዶባት ኤርትራ ቁጽሮም ዘይተነጸሩ ዕጡቃት ምልሻ ድሕሪ ሃዲሞም ይሰግሩ ከምዘለዉን፡ ብሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፡ ዕጥቆም ከምዝፈትሑን፡ ሓበሬታ መጺኡ፡. frist posted by deqi.
-
- Senior Member+
- Posts: 33304
- Joined: 26 Feb 2016, 13:04