Page 2 of 2

Re: The corruption of wedi Medhin berad and the army with Sandals

Posted: 16 Oct 2020, 11:40
by Deqi-Arawit
Mister useless
Please wait, video is loading...

Re: The corruption of wedi Medhin berad and the army with Sandals

Posted: 16 Oct 2020, 11:59
by Deqi-Arawit

እዚ ሓርኢ እኽሊ እስከ ስምዕዎ, ይኣይ ብኣፋስ ተዛሪባ ኡካ እያ. ኣብዚ ሃገር መተካእታ ዘይብሉ ሰብ ወይ መራሒ የለን ኢላ ተጠሊዓ. እሞ ነዚ ሃገር ዝረመሰ, ንፍናን ህዝቢ ዝዶቀሰ ድኣ እንታይ እዩ መተካእታ ተሳእንዎ.

ትፎዞታት ወዲ መድሕን በራድ ነዚ ዲኽን ኣንበሳ ናቕፋ ትብልኦ ከይሓፈርክን🤣. እዚ ከምቲ ሓደ ዝበሎ. "ኣብ ሜዳ ከለና, ወዲ መድሕን በራድ ሻሂ የፍልሓልና, ክዳና ይሰፈልና ዝበሎ" ይብል ነይሩ. ኣኣንጋዲ ተጋደልቲ እንተ በልክንኦ ይሓይሽ

Please wait, video is loading...

Re: The corruption of wedi Medhin berad and the army with Sandals

Posted: 16 Oct 2020, 12:29
by Deqi-Arawit
Please wait, video is loading...

ባሊቃ ክንቲት እወ

Re: The corruption of wedi Medhin berad and the army with Sandals

Posted: 17 Oct 2020, 19:30
by Deqi-Arawit
Like any other projects which is embarked by Wedi Medhin berad and the morally decayed regime he leads, it is doomed to fail and fail big. and the latest, actually, it is far fetched to call it latest since the project started 17 years ago. But since some wedi Medhin berad supporters bring the project as latest project and use it as some PR tools to give the impression that the alcoholic junk is doing some thing positive, for the sake of discussion, lets call it latest....

#ዝጠፈሸ ፕሮጀክት
እዚ ህንጻታት እዚ ብወፍሪ ዋርሳይ ይክኣሎ ዝተሃንጸ ዓሰርተታት ሚልዮናት ገንዘብ ሃገር ዝወጻሉ ድንቒ ዝኮነ ህንጻታት እዮም።
#ብስም እንዳ ኮርያ ዝፍለጡ ኣብ ባጽዕ
#ኣብ ማይ ሑጻ ዓዲ ንፋስ ዘለዉ
#ኣብ ሓሊበትን ካልኦት ከባቢታት ኣስመራን ዘለዉን እዮም።
ብፍላይ ኣብ ባጽዕን ዓዲ ንፋስን ዘለዉ ተጀሚሮም ካብዘይዛዘሙን ኣብ ኣገልግሎት ካብዘይውዕሉን ልዕሊ 16 ዓመታት ጌሮም ኣለዉ።
እዞም ናይ ኣስመራ ክኣ ልክዕ ከምኡ ኣስታት 5 ዓመታት ጌሮም ኣይተዛዘሙን ናብ ጥቓ ምዝዛም ውን ኣይቐረቡን።
ኣብ ሃገርና ስእነት ክራይ ኣባይቲ ደረቱ ዝሓለፎ ጸገም እዩ። እንታይ ድኣዩ እቲ ጸገም እሞ እዞም ኣባይቲ ተዛዚሞም ኣብ ጠቅሚ ህዝቢ ንከይውዕሉ ክንድዚ ግዜ ወሲድሎም ዘሎ?
1 ሕጽረት ባጀት?
2 ጸገም ምሕደራ?
3 ዋላስ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዘሎ ጸገም መንበሪ
ኣባይቲ ክፍታሕ ስለዘይድለ እዩ?
ንብሎ ጠፊእና። ባዕሉ ክቡር ፕረዝደንት ውን ኣብ EriTv ቐሪቡ ከም ዝበሎ ዝፈሸለ ፕሮጀክት ኢልዎ እዩ።
ንምንታይ እዩ መንግስቲ ካብ ልቢ ጸገም ሽግር ኣባይቲ ህዝብና ክፈትሕ ድሌት እንተሊዎ፡ እንተኮነ ነዞም ዝተጀመሩ መደባት ተዛዚሞም ኣብ ጠቅሚ ህዝቢ ውዒሎም ካልኦት መደባት ክጅመሩ ይግባእ ኔሩ።
ነዚኦም ክዛዝምን ሓደስቲ ፕሮጀክት ክጅምርን ዘጸግሞን ዘሸግሮን እንተኮይኑ መንግስቲ ክኣ ንዓቅምን ክእለትን ዘለዎም ሰብ ጸጋ ዜጋታትና ኣብዚ ስራሕ እዚ ክሳተፉን እጃሞም ከበርክቱን ከፍቅደሎም ይግባእ።
ተበግሶ ኣብ ምልዋጥ መነባብሮ ህዝብን ሰራዊትን ይጽንሓለይ ዘይብሃሎ ጉዳይ ክከውን ኣለዎ። ዞባዊ ኩነታትና ዝብል ዘረባን ካልኦትን ድሕሪ እዚ እዩ ክስራዕ ዝግብኦ።
እዞም ንፉዓት ኣሕዋትና ኣብ ውሽጢ ዓዲ ኮንኩም ብቐጻሊ ኣብ ህንጸት ዘለዉ ኣባይቲ ኢልኩም ዓሰርተ ግዜ ነዞም ህንጻታት post ትገብርዎም ዘለኩም ክኣ ዓገብ። እዚ ምስ ምድንጋር ህዝቢ እዩ ዝሕሰብ ። ምክንያቱ ህዝቢ ልቢ ኣለዎ ኩሉ እዩ ዝፈልጥ። 17 ዓመት ሓደ ህንጻ ሰብ ተጠቒሙሉ ካልኣይ ጽገና ዝግበረሉ ዓመት እዩ። እዞም ህንጻታት እዚኦም ክኣ ከምዛ ዘለዉዋ ሰብ ከይኣተዎም 17 ዓመት እዮም ጌሮም።
ንክገርመኩም ነዞም ኣብ ከባቢ ሓሊበት ዘለዉ ህንጻታት ህዝብና እንታይ ኢሉ ይጽውዖም ትፈልጡ ዶ?
""ዳስ ሓሙስ"" ኢሉ እዩ ዝጽውዖም ኩሉ ህዝቢ ኣስመራ። ዳስ ሓሙስ ማለት ናይ እንዳ ጋል ዳስ ሓሙስ እዩ ዝስራሕ ኣብ ባህልና ሓሙስ ምስተተክለት ክኣ እታ ዳስ ቴንዳ ከይተከድነት ክሳብ ቐዳም ብክፍታ እያ ትቅኒ። ስለዚ እዩ ህዝብና ነዞም ተጀሚሮም ዘይተጎልበቡ ህንጻታት ዳስ ሓሙስ ዝብሎም።
ስለዚ ብጾት ብፍላይ እዞም ሃገራውያን ኢና ኢልና ንዛረብ ንጻዕዳ ጻዕዳ ንጸሊም ጸሊም ክንብል ክንክእል ኣለና። ብትክክል ሓልዮት ህዝብናን መንግስትናን እንተሊና። ጌጋ እንተለኒ ክትእርሙንን ክትነቅፉንን ክጽበ እየ ወድሓንኩም





Re: The corruption of wedi Medhin berad and the army with Sandals

Posted: 17 Oct 2020, 19:58
by Deqi-Arawit
Cheap PR of Wedi Medhin berad to give the impression that he is the man of the people while the countrys debt is 174% of its GDP and there is nothing to show off !



Re: The corruption of wedi Medhin berad and the army with Sandals

Posted: 17 Oct 2020, 20:14
by Deqi-Arawit
Please wait, video is loading...
Dr Abiye whopped and lectured the Agame leaders who are under quarantine in Axum hotel and indirectly whopped his morally decayed guest. :lol: :lol: :lol: :lol:

Re: The corruption of wedi Medhin berad and the army with Sandals

Posted: 22 Oct 2020, 22:02
by Deqi-Arawit
Please wait, video is loading...

ናይ ደገ ተጻብኦ, CIA, M16 መሳርሒ ወዲ መድሕን በራድን ኮራኹሩን
. ካብዞም ረስሓት ዓሌት ንላዕሊ ንህዝቢ ኤርትራ ጸላኢ የብሉን.