በጨረቃ መርጠው በፀሐይ ለቅሶ ተቀመጡ አይ ወያኔ!
Posted: 16 Sep 2020, 03:25
Please wait, video is loading...
ኢሉ ኣብ መግለጺኡ።ብመስዋእቱን ዓወቱን ዘረጋገፆ መሰል ዓርሰ ውሳነን ሉኣላዊ ስልጣኑን ከምዘይዋገ ንዓለም ዘመስከረሉ መረፃ ትግራይ ኣካል ብምዃኑ ኹርዓትን ሓበንን ይስምዖ
ዝብል ጽዕንቶታት ይገብሩ ነይሮም ኢሉ።ኣብዚ ኢኹም ምልክት ትገብሩ
ይብል።ንሕፁያት ተመረፅቲ ኣባላትናን ቤተሰቦምን፡ ብናይ ወረዳን ጣብያን መሓውራት ምፍርራሕን ብህዝቢ ከም ፀላኢ ክስርዑ ምሹቕራርን [ነይሩ]
ኣካይዱ ክብል ከሲሱ።ገዛኢ ውድብ ብሚድያን ብሰነድን ኣደጊፉ፡ ሰፋሕቲ ፀለመታትን ጠቐነታትን
ድማ ኢሉ።ኣብ እዋን ምሃብ ድምፂን ቖፀራን ንተወከልቲን ንተዓዘብቲን ካብቲ መድረኽ ንምርሓቕ ዝተገበሩ ፅዕንቶታት [ነይሮም]
ከም ሓደ ጸገም ከምዝወስዶ እቲ ውድብ ኣፍሊጡ።ፈፀምቲ መረፃ ብፈፃሚ ኣካል መንግስቲ ዝተጣየሹ ምንባሮም
ካልእ ጸገም ምንባሩ’ውን ሓቢሩ።ኣብ ናቑጣታት መረፃ ተዓዘብቲ ንምትእንጋድ ድልዊ ዘይምዃን
ውስንነት ከምዝነበሮም ድማ ገሊጹ።ንመረፃ ዘድልዩ ሓበሬታታትን ሰነዳትን ብእዋኑ ዘይምቕራብን ዘይምብፃሕን፡ ኮሚሽን መረፃ በቢ ብርኩ ዘለው መሓውራቱ ብሕግን ኣሰራርሓን መረፃ መሰረት ንምፍፃም
ከምዝኾኑ እቲ ውድብ ኣብ መግለጺኡ ሓቢሩ’ሎ።ኣብ ቐፃሊ ምዕራፍ ፖለቲካ ትግራይ፡ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ዝቃለሶም ሕፅረታት
ድማ ኢሉ።ብኻሊእ ወገን ብዛዕባ ኣብቲ ስርዓት መረፃ ተመዓዳዳዊ ሓንፈፅ /80/20/ ውክልና ዝምልከት ድማ ውድብና ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ድምፂ ህዝቢ ከይባኽንን ንዝሐሸ ዲሞክራስያዊ ተሳትፎን መንግስቲ ከጣይሽ ዘኽእል ወንበር ዝረኸበ ውድብ ኣብቲ 20% ክሳተፍ የብሉን ብምባል እቲ ኣዋጅ መረፃ ክወፅእ እንተሎ ኣጥቢቑ ዝተሟጎተሉ ነጥቢ ዝነበረ ዋላ እንተኾነ ኣብቲ እዋን ተቐባልነት ኣይረኸበን። ድሕሪ ኣዋጅ ምፅዳቕ ግን ውድብና ኣብ ምኽባር ሕጊን መትከላዊነትን ዝኣምን ውድብ ስለ ዝኾነ ውፅኢት መረፃ በቲ ኣዋጅ መሰረት ጥራሕ ክፍፀም ይፅውዕ
ኢሎም::ተነሓናሕቲ ፖለቲካዊ ሰልፍታት ተዓዘብቶም ከየቕርቡ ኣይከልከልናን