Page 1 of 1

(ሬድዮ ኤረና) - ስቓይ ኣመንቲ ጴንጠቆስጣል ክርስትና ኣብ ኤርትራ

Posted: 14 Sep 2020, 16:00
by Eripoblikan
ጽሟቕ፥

ውህበት የማነ ጓል 16 ዓመት እንከላ’ያ ተኣሲራ። ድሕሪ 14 ዓመታት ድማ ዝሓለፈ ቅንያት ተፈቲሓ። ሕጂ ብዘይ መርዓ፡ ግቡእ ትምህርቲ ወይ ናይ ስራሕ ልምዲ፡ ናይ 30 ዓመት ጎርዞ ኮይና ኣላ።

ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብ ታሕቲ ጠውቑ፥
https://erena.org/%E1%88%B5%E1%89%93%E1 ... %E1%89%A5/