Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Eripoblikan
Member
Posts: 3206
Joined: 15 Sep 2019, 13:49

(ሬድዮ ኤረና) - “ነበርቲ ኳዜን፣ ጸረ ኣንበጣ መድሃኒት ዝዕደሉ መሲልዎም ድሕሪ ምእካቦም’ዮም ብሰራዊት ተኸቢቦም።”

Post by Eripoblikan » 12 Sep 2020, 04:19

ጽሟቕ፡

“ነበርቲ እታ ዓዲ፣ ጸረ ኣንበጣ መድኒት ዝዕደሉ ስለዝመሰሎም፣ ንዝተገብረሎም ጻውዒት ኣኽቢሮም ኣብ ዝተኣከብሉ፣ ብሰራዊት ተኸቢቦም፣ ኣብ 5 በጣሓት ተጻዒኖም‘ዮም ናብ ሓሽፈራይ ተወሲዶም።”

ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብ ታሕቲ ጠውቑ፡
https://erena.org/%E1%8A%90%E1%89%A0%E1 ... %E1%8B%95/