Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum

Follower
Member
Posts: 2303
Joined: 16 Feb 2013, 01:19

Re: DW International ትግርኛ ዜና ሰዓት 12:30 ፣ ሓምለ 04/2012 ዓ.ም

Post by Follower » 12 Jul 2020, 12:22

ማዕከናት ሓሶት ተዓጽየን፡ክልተ ኣባላት ማ.ኮሚቴ ልቀ ስይጥን(ወየላ) ዝኮኑ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣለዉ,ንሱ ከይኣክል ከኣ፡ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነበረ ናይ ኣይተ ስብሃት ነጋ፡ስዩም መስፍን፡ፈትለወርቅ መንበሪ ኣባይቶም ብመንግስቲ ተወሪሱ ኣሎ ንብለካ።
ሕርሕራይ ጌሮም ነጊፎም በብሓደ ናብ ትግራይ ከባርርኹም እዮም።
ኢድ ሸናሒት ጸናሒት,VIVA ABYE.

Post Reply