ጃንዳ: ኣላዶ የላን?
Posted: 12 Jul 2020, 08:45
Please wait, video is loading...
Zmeselo wrote: ↑12 Jul 2020, 09:35
NationalErInterest
ምትእስሳር ጃንዳ ወያነ ምስ ከም ሙስሊም ብራዘርሁድ (Muslim Brotherhood) ዝኣመሰሉ፡ ዝጠፈሹ ፖለቲካዉያን ሓይልታት፡
11 July, 2020
Published by Mr. YS
https://www.nationalerinterest.com/post ... 3%E1%89%B5
ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ንበብእዋኑ ቅዲ እንዳተቅያየሩ ንዝመጹ ንሉኡላውነቱን ሓድነቱን ዝፈታተኑ ሽርሕታትን ብድሆታትን እንዳ መከተ ክመጽእ ጸኒሑ እዩ።
ኣብዚ ዘለናዮ ናይ ሰላም መድረኽ እውን እንተኾነ እቶም ዝተሳዕሩ ነዚ ብጻዕሪ ፈተውቲ ሰላም ናይ ክልቲአን ሃገራት ኣህዛብ ዝተረኽበ ሰላም ንምዝራግ፡ ጃንዳ ወያነን ምስ ካልኦት ሓይልታት ኣብ ኢትዮጵያን ምስ እቲ ካብ ሶማል ጀሚሩ ክሳብ ሊብያ ዝዝርጋሕ ናይ ጥሩፋት "ብኣሕዋት ሙስሊም" (Muslim Brotherhood)፡ ዝፍለጥ ምንቅስቃስ (ብቱርክን ቀጠርን ዝምራሕ) ንዞባና ንምሕማስ ስርሐይ ኢሉም ካብ ዝሕዝዎ ዓመታት ኣቁጺሩ ኣሎ።
ምትእስሳር ጃንዳ ወያነ ምስ ከም ሙስሊም ብራዘርሁድ (Muslim Brotherhood) ዝኣመሰሉ፡ ዝጠፈሹ ፖለቲካዉያን ሓይልታት፡
መቸም ጃንዳ ወያኔ ንህዝቢ ኤርትራ ንምድኻም ምስ ዘይተዓራረኸቶን ዘይተዛመድቶን ማሕበር ሰይጣዉንቲ የብላን፡ ጥራሕ ዕላምኡ ብቀቢላን ብብሄር ብሃይማኖት ምኑቋት ኣህዛብ ይኹን እንበር ካልእ መዐቀኒታት ኣብ ግምት ዘእተወ ኣይኮነን።
ኣብ ወርሒ ሕዳር 2020፡ ዑሱማናዉያን ንዝኸሰረዎ ዲፕሎማሲያዉን ፖለቲካዉን ኣጀንዳ ከማልሱ፡ ኣብ ዞባና ዝፍጠሩ ነቃዓት ናብ ረብሓታቶም ክቅይሩ ሃሰዉ ክብሉ፡ ጃንዳ ወያነ ዉን ካብ ቤ/መንግስቲ ኣራት ኪሎ ተሶጊጉ፡ ሃንደበት ዝመስል ዝተራኸብሉ እዋን'ዩ ኔሩ።
እዚ ዝመንቀሊኡ፡ ናይ ሓባር ኣዚዩ ጸቢብ ፖለቲካዊ ኣጀንድኦም ንምርዋይ፡ቱርኪ ንኣብ ትግራይ ዝህነጽ ከም ኢንዱስትራዊ ፓርክ፡ ምሕዳስ መስጊድ ኣል'ነጋሽ፡ ካልኦትን፡ ክሳብ $3ቢሊዮን ዶላር ዝበጽሕ ገዚፍ ሓገዝ ክትገብር ምኳና፡ ኣብ እዋኑ ዝተዘርግሐ ዜና'ዩ ኔሩ።
ካብዚ ዝተጠቅስ ካልእ ዕላማ ዘይብሉ ኪዳን ጃንዳ ወያኔ፡ ምስ እቲ ኣብ ሱዳን ብቱርክን ቀጠርን ዝዝወር ዝነበረ ስርዓት ኣልበሺር ዉን ሓደ ካብቲ ዝጥቀስ እከይ ኪዳን እዩ ኔሩ።
ንምሳሌ ካብቲ ብዙሕ ውሑድ ንምዝካር፡ እቲ ብቱርክን ቀጠርን ዝተሃንደስ ብጃንዳ ወያነን ጉጅለ ኣልበሺርን ንተግባርነቱ ዝተዳለወ ድራማ/ሲናሪዮ ሃይሞናታዊ ሁከት፡ ኣብ ኤርትራ ክትግበር ዝተሓስበ ናይ ሃይማኖት ዕግርግርን፡ መበገስን ዕላማታትን ምዕጻው ዶብ ኤርትራን ሱዳንን ኣብ ግዜ ስርዓት ኣልበሺርን ዝኣመስሉን ካልኦትን ንዘይቅዱስ ኪዳን ጃንዳ ወያነን ብቱርክን ቀጠርን ዝምራሕ ሙስሊም ብራዘርሁድ የመላኽት።
ቱርክን ቀጠርን ነቲ ህዝቢ ሱዳንን ካልኦት ኣህዛብ ዓለምና፡ ዝፈንፈኖ ስርዓት ወይ ፍልስፍና ሙስሊም ብራዘርሁድ ንምምላስ ዘይፈንቀለኦ ከውሒ የለን። ቱርኪ፡ ብቀጠር ዝምወል ወታሃደራዊ መዓስከር ኣብ ሶማል ከም ዘለዋ ዝፍለጥ ኮይኑ፡ እዚ ድማ ምእንቲ ንኣዕናዊ ፍልስፍና ሙስሊም ብራዘርሁድ ኣብ ሶማልን ኢትዮጵያን ከስፋሕፍሓ ካብ ዘለወን ዓሚቅ ድልየት ዝቦቀለ እዩ።
ኣብ ሶማል ብሓጺሩ ተኸተልቲ ፍልስፍና ሙስሊም ብራዘርሁድ ፈጢርካ ብምስሌነ ጌርካ ስትራተጂካዊ መስመር ቀይሕ-ባሕሪ ተቆጻጺርካ ገባርን ሓዳግን ምዃን እዩ ዕላምኡ።
ኣብ ኢትዮጵያ እዉን ካብኡ ብዘይፍለ ፍልስፍና ሙስሊም ብራዘርሁድ ምስራጽ ክቢድ እኳ እንተኾነ፡ ግን ብስንኪ እቲ ግዕዙይን ጸቢብን ፖለቲካዊ ኣጀንዳ ጃንዳ ወያነ ዝፈጠሮ ዘይምርግጋእ፡ ኣብ ኢትዮጵያ እልቢ ዘይብሎም ኣብ ብሄርን ሃይማኖትን ዝተስረተ ካልእ ጸቢብ ፍልስፍና ዘጋውሑ ፖለቲከኛታት ፈጢሩ እዩ።
ከም ኣብነት፡ ጀውሃር መሓመድ ጥሩፍ ሃይማኖታውን ብሄራውን ስሚዒታት ዘለዎ ፖለቲከኛ ምኻኑ ብብዙሓት ይንገረሉ ኣሎ።
እዚ ዘይርጉእ ክውንነት ናይ ኢትዮጵያን ከምኡ እውን ናይ ሕዳሴ ሓጽቢ ጉዳይን ዝኣመስሉ ናይ ቱርክን ቀጠርን ኣቃልቦ ክስሕብ ግድን እዩ።
ቱርክን ቀጠርን ድማ፡ ንሁቡብነት ጀውሃር መሓመድ ኣብ ተኸታሊ ምስልምና ህዝቢ ኦሮሞ ንኽጥቀሙሉ ዓይኒ ዝሓሲዩ ኣይመስለናን፡ ማለት ንጀውሃር መሓመድ ብገንዘብን ብእምነት ኣመላኻኽትኡን ብምኻኑን ኣባል ናይቲ ዓቢ ሰኪዐት ሙስሊም ብራዘርሁድ ክኽውን ተሓጽዩስ ድሮ እውን ምስ ጃንዳ ወያኔ ኮይኑ ኢትዮጵያ ክሕምስ ምጅማሩ፡ መርኣያ መረጋገጺኡ'ዩ ክበሃል ይከኣል።
ናይ ሙስሊም ብራዘርሁድ ፍልስፍና ኣብ ዶብ ዘይኣምንን ብእምነት እምበር ብሃገር ዘይኣምን ንሃገራት ኣፍሪስካ ኣብ እምነት እስልምና ዝተስረተ ማሕበራውን ቁጠባውን ፖለቲካውን ዝምድናታት ብምፍጣር ዶብ ዘይዓግቶ ዓለም-ለኻዊ ምትእስሳር ክፈጥር ዝመጣጠር፡ ሕማም እምብራጦሪያ ዑሱማናዉያን ተጎርቢቱ ዝንቀሳቀስ ኣዕናዊ ፖለቲካዊ ኣመላኻኽታ'ዩ።
ጃንዳ ወያነ እውን እንተኾነት ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣፍሪስካ ቋንቃ ዝሰረቱ ሃገር ምፍጣር እዩ ሕልማ፡ እሞ እቲ ንክልቲኦም ዘራኽቦም ናይ ሓባር ረቋሒ፡ ከም ስነ-ሓሳብ ንምፍራስን ንምዕናውን ክሳብ ዝኾነ ዝፈልዮም ነገር የለን።
ጃንዳ ወያነ ብምትብባዕን ሓገዝን ዓለም-ለኻዊ ሙስሊም ብራዘርሁድ ንኤርትራን ንሱዳንን ንምሕማስ ዝተዋህባ ስራሕ ኤርትራውያን ኮይኖም ኣሽበርቲ (ጅሃዳውያንን) ቀቢላውያንን ኣውራጃውያንን ክትተባብዕን ክተዋፍርን ካብኡ ሓሊፉ እቲ ብናይ ቀጠር ርእስ-ማል ዝምወል ኣብ ምብራቅ ሱዳን ዝነጥፍ ብናይ በኒ-ዓምር ምንቅስቃስ ዝፍለጥ ኮይኑ፡ ምስ ገና ካብ ስልጣን ዘይተወገኑ ተረፍ መረፍ ስርዓት ኣልበሺር ታሪኻዊ ምትእስሳር ምስ ሙስሊም ብራዘርሁድ ዘለዎም ስበ-ስልጣን ኮይኖም ይስርሑ ከም ዘለው እውን ፍሉጥ ጉዳይ'ዩ።
ስለዚ ቱርኪ ኣብ ሶማል ኮይና ንማሕበራዊ ምትእስሳር ኢትዮጵያውያን፡ ብመንገዲ ጃንዳ ወያኔን እቲ ኣብ ቀረባ እዋን ኣካል ናይቲ ኣዕናዊ ዓለም-ለኻዊ ምንቅስቃስ ሙስሊም ብራዘርሁድ ናይ ምኳን ተኽእሎ ዘለዎ ጀውሃር መሓመድ ኣቢላ ክትርመስ ከም ቀዳምነት ዝተስርዐ ዝመስል ከም መርትዖት ዝቀርብ እቲ ብምኽንያት ሞት ኣርቲስት ሁጫለ ሁንዴሳ ዝተፈጥረ ግብረ መልሲ እኹል መበገሲ ናይዚ ሓሳብ እዩ።
ቱርኪ ትሃንዲዳ ብምሉእ ሓይላ፡ ኩሉ ዓለም-ለኻዊ ጻዊዒት ነጺጋ ንሊብያ መእተውኣ፡ ንኽልተ ምኽንያትት እዩ፡
1-ቁጠባዊ ቅሉዉላዉ:-
ማእክል ምውላን ዜናውን ፕሮፓጋንዳ ናይ ሙስሊም ብራዘርሁድ ዝኾነት ቀጠር፡ ብስንኪ እቲ ብሃገራት ወሽመጥ ዝተገብረላ ጽኑዕ እገዳ ቁጠበኣ ስለዝደኸመ ብዝግባእ ክትምውል ኣይካኣለተን ጥራይ ዘይኮነ፡ እቲ ምንቅስቃስ እውን እንዳ ተነጸለን እንዳደኸመን ስለዝኸደ፡ ጽልዋ ንምፍጣርን ምንጪ ኣታዊ ንምንዳይ እዩ ንሊብያ ንምእታው ዝተመርጸ።
2- ፓለቲካዊ ስልጣን:-
ንሙስሊም ብራዘርሁድ ናይ መጨረሽታ ድፋዕ ድሕሪ ቱኒዝያን፡ ሱዳን፡ ግብጽን፡ ዝተረፈቶም ሊብያ እያ። ምኽንያቱ ሊብያ ብዘለዋ ተፈጥሮኣዊ ሃብቲ ምንጪ ቁጠባ ናይ ሙስሊም ብራዘርሁድ ንኽትከውን ስለ ዝተድልየ፡ ብኡ ኣቢልካ ድም ምሳኻ ዝሳነ ሃይማኖታዊ ኣጀንዳ ዘለዎ ጸቢብ ፖለቲካዊ ስርዓት ምትካል፡ ኣብ ልብያ ኮይካ ንዝተሳዕሩ ናታትካ ጸግዒ ዝነበሩ ስርዓታት (ሱዳን ግብጺን) ንምምላስን ብኡ ኣቢልካ ካብ ሶማል ብቀይሕ-ባሕሪ ኣቢልካ ክሳብ ማእከላይ ባሕሪ ኤርትራ ሓዊስካ ማለት እዩ።
ኤርትራ እውን በቲ ድሮ ቀጠር ብመንገዲ ተረፍ መረፍ ናይ ስርዓት ኣበሺር ስበ-ስልጣን ነበርን፡ ጃንዳ ወያነን ጀሚራቶ ዘላ ዘራጊ ምትእትታው ኣብ ምብራቅ ሱዳን ክትጽሎ ትኽእል እያ።
መደምደምታ፡
ጃንዳ ወያኔ ኣብዚ እዋን እዚ ኣብ ዝታሓተ ደረጃ ናይ ህላዌ ኮይኑ ትልኽ ዝብል ዘሎ ሓይሊ እዩ። ካብዚ መዓልታዊ ኣብ መራኸቢ ብዙሃን ዲጂታል ወያነ እንርእዮን እንሰምዖ ንላዕሊ ክግበር ዝኽእል ዓቅምን ሞራልን የብሉን።
የግዳስ፡ ምስ ዓለም-ለኻውያን ኣሽበርቲ ማለት እቲ ቅድም ኢሉ ብመንጎኝነት ስርዓት ኣልበሺር ምስ ሙስሊም ብራዘርሁድ ዝፍጠሮ ዝምድና ንኢትዮጵያን ንዞባ ቀርኒ-ኣፍሪቃ ይሕምስ ክመጣጠር ምርኣይ፡ ትጽበዮ ተጋባራት ክሳብ ዕለተ ስነ-ስርዓት ቀብሩ ኢዩ።
ጣንጡ ንምጥፋእ ዕቃር ማይ ምድፋን፡ ጃንዳ ወያኔ ጽግዕተኛ ናይ ኣሸባሪ ብሙስሊም ብራዘርሁድ ምንቅስቃስ ዝፍለጥ ስለዝኾነ፡ ፍጹም ምድኻም ናይዚ ኣሽባሪ ምንቅስቃስ ኣብ ሰላም ናይ ዞባናን ዓለምን ዓቢ ኣስተዋጽኦ ኣለዎ።
ሊብያ ናይ መጨረሽታ መሕብኢት ሙስሊም ብራዘርሁድ እያ፡ ብቱርክን ቀጠርን ዝተገብረ ቀጥታዊ ምትእትታው ግድን ክምከት ንክሳዓር ዘለዎ እዩ። ቱርኪን ቀጠርን ኣብ ሊብያ ዝግብርኦ ምትእትታው እንተስሊጥወን ኣብ ርግኣትን ሰላምን ዓለምና ዝፈጥሮ ተጽዕኖ ቀሊል ኣይክኸውንን እዩ::
ስዕረት ቱርክን ቀጠርን ኣብ ሊብያ ብስራት ንደለይቲ ሰላምን፡ መወዳእታ ናይ ሃማኖታዊ ጥሩፍ እስላማዊ ፓለቲካ ኣብ ዓለም ክኽውን ድማ'ዩ።
This is what happens when u talk 2 2 donkey's. ምስ ኣአዱግ ምዝራብ አዚ አዮ ውጺኢቱ። ኣአዱግ ኮራኩር ናይ ዓጋመ አሰያስ።
Justice Minister Nasredeen Abdulbari said.We [will] drop all the laws violating the human rights in Sudan,
he said.We are keen to demolish any kind of discrimination that was enacted by the old regime and to move toward equality of citizenship and a democratic transformation,
Mr Abdulbari said.a threat to the security and safety of society,