Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Eritrea's huge agricultural potential.

Post by Zmeselo » 07 Jul 2020, 16:23


Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: Eritrea's huge agricultural potential.

Post by Zmeselo » 07 Jul 2020, 16:40





Eritrea at work!
ንኣስታት ሰለስተ ሽሕ መራብሒ ከብቲ ዝኸውን ኣባይቲ ኣብ ንኡስ ዞባ ጋሕቴላይ ከባቢ ዓዲ ዒለ ይህነጽ ኣሎ።
Credit: ERI Rstna





Eritrea gets busy, where infrastructure - road repairs is currently being improved or renewed.
Photo: Mezekr Tarik

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: Eritrea's huge agricultural potential.

Post by Zmeselo » 07 Jul 2020, 16:50


President Isaias Afwerki and his delegagtion returned home in early afternoon hours today after a three-day working visit to Egypt, for extensive talks on bilateral ties and regional issues.

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ሪፓብሊክ ግብጺ ዝፈጸሞ ናይ ሰለስተ መዓልታት ናይ ስራሕ ምብጻሕ ዛዚሙ፡ ሎሚ 7 ሓምለ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ-ቐትሪ ተመሊሱ።


Egypt, Eritrea to bolster coordination to establish regional peace

الرئيس عبد الفتاح السيسي يستقبل رئيس دولة إريتريا —

Last edited by Zmeselo on 07 Jul 2020, 17:34, edited 1 time in total.

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: Eritrea's huge agricultural potential.

Post by Zmeselo » 07 Jul 2020, 17:12


It's Beles በለስ season in Eritrea... Delicious!
(Rediet Kifle: @AsmaraGemel)






Cinema Roma , Cinema Odeon and Cinema Impero. Asmara Eritrea.
(HermonYemaneሄርሞን: @HermonE_J)




C U L T U R E. 🇪🇷
(sheweat: @slaineee)

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: Eritrea's huge agricultural potential.

Post by Zmeselo » 07 Jul 2020, 17:29





Eritrea is pretty busy building the country and 2 offer the population of Eritrea a better standard of living.

_________________


Not yet confirmed: በኢትዮጵያና ኤርትራ ድንበር የሚገኝ የመከላከያ ሰራዊት ወደ ትግራይ ከተሞች በብዛት ገብተዋል ።

_______________


Deqi-Arawit
Senior Member
Posts: 13703
Joined: 29 Mar 2009, 11:10
Location: Bujumbura Brundi

Re: Eritrea's huge agricultural potential.

Post by Deqi-Arawit » 07 Jul 2020, 17:40



Potential you say? 😏 You need to have law and order to maximize your potential. That is basic requirment. Dumb arse 😎

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: Eritrea's huge agricultural potential.

Post by Zmeselo » 07 Jul 2020, 17:45

መስፋን ሓጎስ ኣስመራ ክኣቱ'የ ይብል---ብመዳፍዕን ታንክን'ዶ ወይስ ብናይ ሕወሓት ጻዕዳ ፈረስ ተወጢሑ?

ዕዉር እንታይ ትደሊ ተባሂሉ ብርሃን በለ ከም ዝብሃል ህዝቢ ኤርትራ ጸሓይ ቀትሪ ክርኢ እደሊ ኣሎ፡፡ መስፍን ሓጎስ ኣስመራ ክኣቱ ኢየ ምባሉ ተቛውሞ የብለይን፡፡ እንታይ ዓይነት ስርዓት ክተክል'ዩ ግን የገድሰንን ፈረቓን፡፡ ህዝቢ መሰረታዊ ለውጢ ይደሊ'ሎ፡፡ ድልየት ህዝቢ ክፍጽምን ከይፍጽምን ከኣ ናትና ሓይሊ ወሳኒ ይኸዉን፡፤ እዚ ድሕሪ ምባል መስፍን ሓጎስ ብኸመይ ኢዩ ኣስመራ ክኣቱ ሕቶ'ለኒ፡፤

1- መስፍን ሓጎስ ንዝሓለፈ 15 ዓመታት ወያኔ ዝብል ድምጺ ክሰምዕ ድልየት ኣይነብሮን፡፤ ኣብ መቐለ ዝረግጻ ኣእጋር ተቛውሞ ደምበ ኸኣ ከም ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ ዝቖጽር ዝነበረ ጀነራል ህግደፍ ኢዩ፡፤

ንወያኔ ብዝኾነ መለክዒ መሓዛ ኮይኑ ክሰርሕ ከም ዘይክእል እኳ ደኣ ፖሊሲ ወያኔ ጸረ ሓድነት ህዝቢ ኤርትራ ከም ዝኾነ ዝኣምን ወተሃደር'ዩ ኔሩ፡፤ ሕጂ ግን ወያኔ ወይ ሞት ይብል ኣሎ፡፤ ወያኔ ኣራት ኪሎ ከላ ዘይተዓወተትሉ ስትራተጂ ሕጂ ኣብ መቐለ ምስ "ተወሸበት" መስፍን ሓጎስ ንስኻ ኢኻ "ሙሴ" ናይ ኤርትራ ክትብል ዘገደዳ ጉርሒ'ዶ ጣዕሳ?

2- መስፍን ሓጎስ ነቲ ናይ ለውጢ ሓይሊ መንእሰይ ወለዶ ደሃይ ጌርሉ ኣይፈልጥን፡፤ ነቲ ኣብ ቃልስን መዓስክራትን ዝነበረ ህዝቢ'ሞ ደሃይ እውን ሓቲትሉ ኣይፈልጥን፡፤ እንተ ብመድፍዕን ታንክን እንተስ ብጻዕዳ ፈረስ ተወጢሑ ነስመራ ገጹ ከምርሕ እንከሎ መንእሰይ ስለ ዘድልዮ መኣስ ዝወደቦን ዘንቀሖን ሓይሊ ተደሪዑ ኢዩ ንህግደፍ ክገጥም? እቲ ዲያስፖርያዊ መጣቕዒ ሓይሊ ካብ ሓራኽም ሓሊፉ ጋምባለ ወድዩ ዝስዕበካ ኣይመለንን፡፡ እቲ ኣብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዘሎ ከኣ ደሃይ ናቱ ስለ ዘይነበረካ ክስዕበካ ኣጸጋሚ ኣይኮነን ድዩ?

3- ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዘለዉ ሃገራውያን ተቓለስቲ ብዕላማ ይኹን ብሽርክነት ከይተደመርካ ኢኻ ጸኒሕካ፡፤ ሓገዝ ናይዞም ሃገራዋያን እዚኣቶም'ከ ይርኣየካ'ዶ ይኸውን? እቲ ሽግር ጻሕሊ ወያኔ ዘልምጹ ክትብሎም ጸኒሕካ ሕጂ ኣብ ሓንቲ ሸሓኒ ዓደስ ክትበልዑ ተኽእሎ ኣሎ'ዶ፡፡ ጻሕሊ ወያኔ ኣብ ዝነጸፈሉ፡ ገንዘብን ንዋትን ኣብ ዝተጸንቀቐሉ እዋን "ሙሴ" ናይ ኤርትራ ክትከውን ክውንነቱ ክንደይ ኢዩ?

4- ወያኔ ካብ ኣራት ኪሎ ሓኪላ ኣብ ዝተወሸበትሉ መድረኽ ክልተ ዓበይቲ ብድሆታት ኣንጻር ሓድነት ህዝቢ ኤርትራን ሉእላውነት ኤርትራን ህዝባን ተፈጢሩ'ሎ፡፡ እቲ ሓደ ብኣቢ ኣሕመድኢሳያስን ዝኸይድ ዘሎ ናይ ኣንድነት ፖለቲካ ኢዩ፡፡ ነዚ ክንገጥሞ ጸገም ዘለዎ ኣይመስለንን፡፤ እቲ ካልእ ሓደገኛ ምዕባለ ግን ኣብ ውሽጢ ትግራይ ብትምክሕተኛታት ተጋሩን ሓለፍቲ ከይተረፈ ዝተጸንበርዎ ናይ ከፋፊልካ ግዛእ ሜላ ኢዩ፡፤ ኤርትራ ብትግራይ ትግርኚ ከፋፊልካ ሓያል ትግርኛ ተዛራቢ ዝብል ፖለቲካ ኢዩ፡፡ እቲ ሓደ ኸኣ ንኣራት ኪሎ ንምምላስ ኤርትራዊ ተቓዋሚ ሓይሊ ኣብ ኩናት ጠቢስካ ዕድልካ ምርኣይ ዝብል ይመስል፡፡ መስፍን ሓጎስ ነዚ ብኸመይ ይርእዮ ንጊዜ ዝግደፍ ኮይኑ ተበግሶ መስፍን ሓጎስ ኣብ ሕማቕ እዋን ምዃኑ ፈሻሊ ይመስል፡፡ ኣብ እዋኑ ቅድሚ 15 ዓመታት መንእሰይ ወዲቡ ኣብ ክንዲ ዝቃለስ ነታ ናይ በረኻ ገድላዊ ሕግብግብ ኣፍቂሩ ኣብ ኤውሮጳ ምውሻቡ ኢዩ እቲ ቀንዲ ጸገም፡፡

ኣብ መወዳእታ ክብሎ ዝደሊ መስፍን ሓጎስ ኤርትራዊ ሓይሊ ኢዩ፡፤ ኤርትራዊ ሃገራዊ ዕላማ ከም ዘለዎ እውን ተጠራጢረ ኣይፈልጥን፡፡እንተኾነ ግን ክኸተሎ ዝጸንሐ ፖለቲካ ሓጋዚ ኣይነበረን፡፡ "ያረጀ ኣንበሳ" ሙሴ ናይ ኤርትራ ኮይኑ ንኤርትራዊ ሃገራዊ ቃልሲ ንቕሓትን ውደባን ተቐኒቱ ሱር በተኻዊ ለውጢ ወይ መሰረታዊ ለውጢ ከምጽእ ይኽእል'ዩ ዝብል እምነት የብለይን፡፡ ዘይዘራእካዮ ኣይዕጸድን'ዩ፡፡ ምስ ወያኔ ተማኺርና ዝዘራእናዮ ዘርኢ ኣይፈረየን፡፡ እኳ ደኣ ነቲ ዝጠለብናዮ ሓገዝ ንጎድኒ ገዲፎም ኣብ ትግራይ ትግርኚን ኣግኣዝያን ኣብ ምጭጫሕ ተጸሚዶም፡፡ ኣብ መወዳእታ ኸኣ ምስቶም ዘጫጨሕዎም ኣብ መቐለ ተወሺቦም፡፤ ንመስፍን ሓጎስ ጻዕዳ ይጽናሕካ ብምባል ከፋንዎ እደሊ፡፡እሾኽ ኣይውጋእካ፡፡ ጠጥዑሙ የሕስብካ፡፡

ወደሓንካ
ፍትሒ ይንገስ!!
ወልዱ ተኽለ

molover
Member
Posts: 2327
Joined: 26 Apr 2013, 05:16

Re: Eritrea's huge agricultural potential.

Post by molover » 07 Jul 2020, 18:15

Zmeselo wrote:
07 Jul 2020, 16:40




Eritrea at work!
ንኣስታት ሰለስተ ሽሕ መራብሒ ከብቲ ዝኸውን ኣባይቲ ኣብ ንኡስ ዞባ ጋሕቴላይ ከባቢ ዓዲ ዒለ ይህነጽ ኣሎ።
Credit: ERI Rstna





Eritrea gets busy, where infrastructure - road repairs is currently being improved or renewed.
Photo: Mezekr Tarik
Haw Deqi Arawit Neti Tsubuk Tsubuk Tebelnayoke newri Alewodyu? Kulu mis fithi kenetehahzo Alena?

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: Eritrea's huge agricultural potential.

Post by Temt » 07 Jul 2020, 18:32

Long postponed Eritrea's Infrastructure rehab is on the move, now that the evil Weyane is dead. Way to go Warsai Ykealo! Thanks, brother Zmeselo.

Post Reply