Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum

sesame
Member+
Posts: 5943
Joined: 28 Feb 2013, 17:55

Re: Where will the kintarotam Hamasenays hide when Tigray rises from the ashes and crushes all its enemies?

Post by sesame » 27 Jun 2020, 05:52

Abel Qael,

Don't be fooled by these kleptocrats. They have stashed millions in foreign banks. Their kids are all in foreign lands. When the shooting starts, all of them will try to run to Sudan, the only escape route open for them. If you think these thieving back-stabbers care about Tigray, then you are either a paid cadre, or a mentally challenged person. Here is what one of your compatriots complaining about

Daniel Asmelash
Follow
2 hrs

#ምጥፍፋእ ገንዘብ ብምይይጥን ብምርድዳእን ኣይፈታሕን #ብሕግን ሕግን ጥራሕ እምበር!!!!
#ልዕሊ 60 ሚልዮን ቅርሺ ዝመደብካሉ ጋንታ እውን ኣበይ ኣውዒልካዮ ኢልካ ዘይምሕታትን ዘይምቁፅፃርን ገበን እዩ !!!
#ዳሬክተር ምግባረ ሰናይ ትእምት ኣቶ ጥላሁን ታረቀ ብዛዕባ ትእምት ንደደቢት ዘይከፈሎ 11 ሚልዮን ቅርሺ ኣሎ ዝብል ክሲ ኣካያዲ ስራሕ ጋንታ ደደቢት ኣቶ ሚኪኤለ ዓንደ መስቀልን ናይ ነብሲሄር ኣሰልጣኒ ንጉሰ ደስታ ዘይተኸፈለ ልዕሊ 650 ሽሕ ቅርሺ ምላሽ ንምሃብ ኣብ ትግራይ ቴሌቭዥን ዘተ ስፖርት ቀሪቦም ነይሮም።
#ፈለማ ኣሰናዳእቲ እቲ መደብ ንክብሮም ሓዊሱ እቲ ትካል እውን ከምዚ ዝበሉ ፅሬት ዘድልዮም ነገራት ብዘይንሕስያ ክፀርዩን ተሓታቲ ክፍለዩን ዘኽእሉ መደባት ምፍቃዱ ክነኣድ ይግበኦ።
#ቀፂሉ ዳሬክተር ምግባረ ሰናይ ኣቶ ጥላሁን ታረቀ ትካሎም ትእምት ዝለዓሎ ዘሎ ሕቶን ፀለመን ምላሽ ንምሃብን ፊት ንፊት ቀሪቦም መብርሂ ንምሃብን ናብ ስትድዮ ብኣካል ምቕራቦም ስልጡን ኣካይዳ እዩ ክነኣዱ ይግባእ።
(እሞ ድማ ከይትቐርቡ ዝብል ዝተፈላለየ ፅዕንቶን ሕቶን ቀሪብሎም ምቕራቦም)
#ናተይ ሕቶን ብዝግባእ ክበርህ ዘለዎን ፣
#ቀዳማይ ደደቢት በዓል ዋናኣ መን እዩ ?
ብመን ናይ ዋንነት ስም እያ ኣብ ፌደሬሽን ኩዕሶ እግሪ ተመዝጊባ ትወዳደር ዘላ ?
(ቅድም ናይ ኮሎኔል ኣወል ከምዝነበረት ዳሓር ብመን እያ ተመዝጊባ ዘላ ?)
#ካልኣይ እዛ ጋንታ ስሩዕን ተሓታቲ ዝኾንን መሓውር ቦርድ፣ስራሕ መካየዲ፣ ፋይናስ፣ ዕድጊት፣ወዘተ ዝብሉ ስሩዕ ናይ ሓደ ቤት ፅሕፈት ዝመስል መሓውር ኣለዋ ዶ ?
(ድዩስ ገንዘብ ተሓዚ ባዕሉ፣ዓዳጊ ባዕሉ፣ መፈረሚ ተፃወቲ ባዕሉ፣ከፋሊ ባዕሉ፣ ዝኾነ ማህተምን ገንዘብን ሒዙ ዝዘዉር ተንቃሳቓሲ ቤት ፅሕፈት እዩ ዘሎ)
#ሳልሳይ ትእምት ካብ 2009 ዓ.ም ጀሚሩ ልዕሊ 60 ሚልዮን ቅርሺ ንመን ?ብምንታይ መስርሕ እዩ ንደደበት ይህብ ነይሩ ?
#እዚ ኣማኢት ሚልዮን ናይ ህዝቢ ገንዘብ ከ ኣበይ ውዒሉ ንምንታይ ውዒሉ ኢሉ ዘይሓትትን ዘይቆፃፀርን ንምንታይ እዩ ?
#እቲ ገንዘብ ዝብጀት ኣብ ዝግበኦ ስራሕ ክውዕልን ከለምዕን ድዩ ወይስ ውልቀ ሰባት ከምድላዮም ይግበርዎንይልምዕሉን ብዝብል እዩ ዝብተን ዘሎ?
#ምሃብ እምበር ኣበይ ወዓለ ኢልና ኣይንቆፃፀርን ዝብልዎ ዘረባ ግቡእ ኣይኮነን።
#ራብዓይ ኣቶ ሚኪኤለ ንምንታይ ካብቲ ናይ ተሓታትነት መደረኽ ተሪፎም ?
#ሓምሻይ እቲ ናይ ንጉሰ ሕጋዊን ዘይተርፍን መሃያ ኣብ ናይ መን ኢድ እዩ ዘሎ ?
መን እዩ ክኸፍሎ ?
ትእምት ኣይምልከተንን እንተይሉ ፣
መሰቦ እውን ናቱ ቁፃር ሰራሕተኛ ንዘይነበረ ኣይኸፍልን ክብል እዩ ?
#ክብሮም ከምታ ክንቅፅላ ኢና ዝበልካያ ቀፅለላ !!!


Follower
Member
Posts: 2303
Joined: 16 Feb 2013, 01:19

Re: Where will the kintarotam Hamasenays hide when Tigray rises from the ashes and crushes all its enemies?

Post by Follower » 27 Jun 2020, 07:43

abel qael wrote:
27 Jun 2020, 05:41
ወይ'ዛ ዘይትመዉት መልሓስ, :lol: :lol:
ከም መሽኳት ከልቢ ጭራኹም ደጒልኩም ተኾባኺብኩም ህድማ ንመቀለ ጌርኩምሲ,መለለይና ምዕዋት እዩ?ብዓጋምኛ ምዕዋት ካልእ ትርጉም እኔኤዎ ድዩ?

Post Reply