ክልል ትግራይ፣ ሓሶት ከም ባህሊ!
(ጓል ፈዳይን ሻዕቢያ ቫይናክ) - ማይ ዘይጠዐመ ሓሶት ከይተዛረቡ እንተወዓሉ ዝሓሙ፣ ኣብ ዱካ እንተተወጥሑ፣ ቁመት ዝወሰኹ ዝመስሎም ድንክታት፣ ሓለምቲ ቀትሪ፣ ማሕበር ወያነ ትግራይ፣ ሕጂ ድማ
ናይ ኮሮና ቫይረስ መድሃኒት ንምርካብ፣ ኣብ ምርምር እንኤና
ይብሉና ኣለዉ
ሊቃውንቲ እንብርስቲ መቐለ፣
ኣየኸየይ...!
ሓፍ ከየበላ፣ ቋቕ ኣበላ
ድዮም ዝብሉ ወለድና?
ካብ ምንታይን ካብ ምንታይን ኮን ኢኹም ተቃምምዎ ዘለኹም?
ኣየ ናትኩም ነገር!
ዝሓለፈ ሰሙን ናይ መከላኽሊ በጃ ኽዳን (PPE) ስለዘይብልና፣ ኣንሶላ ተኸዲንና፣ ሕሙማት ኮሮና ቫይረስ ንኽንኣሊ ተገዲድና ኣለና ዶ ኣይበልኩምናን!?
ወይለከ ጉድ!?
ዓቕምኻ ጽወ
ድዮም ዝበሉ!?
ዓቕምኹም ዘይትጸውዩ ግዳ!?
By the way ኣይተ መሓሪ ዮሃንስ፣
ንሕና ተጋሩ ኣጽዋር ኒውክለር ክንሰርሕ ኢና
ዝበሎስ ኣብ ምንታይ ኮን በጸሐ!?
ኣየ ክልል ትግራይ!?
ናይ ሓሶት ጄኔራል፣
ናይ ሓሶት ዶክተር፣
ናይ ሓሶት ኢንጅነር፣
ናይ ሓሶት ቀሺ፣
ናይ ሓሶት ስነ-ጥበብ፣
ናይ ሓሶት ጋዜጠኛ፣
ናይ ሓሶት ቅያ፣
ናይ ሓሶት ጸብጻብ (ሪፓርት)
By the way እቶም ሄሊኮፕተር ካብ ጸላኢ ዝማረኹ ተቐማጣይ ወረዳ ሳምረ ዝኾኑ ገባር ትግራዋይ ዳሕና ድዮም? መንዩ ሞ ኔሩ ስሞም? ኣይተ
ኣየለ ኪኪኪ
'
ኣየለ" ማለት ብትግርኛ "
ሓየሎም" ማለት ድዩ ዝኸውን ዘሎ?
ትግራይ ማለት ሓሶት!
መድሃኒት ላይ ኮሮና ቫይረስ ንኣላልሽ እንኤና......
ኣቤት ድፍረት! ኣቤት ድፍረት!
መርዓስ ይቕረኽን ዓድኽን ክረማ!
By the way እዚ ኣንሶላ ተኸዲኑ ዘሎ ትግራዋይ ሓኪም፣ ፊኖ ሓርጭ ናይ ረድኤት ክሰፍር ዝጸንሐ ዶ ይመስል ሓቀይ!?
__________
Thank you for the good laugh, ጓል ፈዳይን ሻዕቢያ ቫይናክ።
እንተ ናይ ወየንቲ ተጋሩ ጃህራ/ሓሶት ድንጽው'ዩ ዝብለካ። መወዳእታ የብሉን። ጎራሕ/ንፉዕ ሓሳዊ መጀመርታ የማኑ ጸጋሙ ቊሊሕ ኢሉ 'ደቂ ዓድና ዶ ኣለዉ ክንዛረ' እዩ ዝብል ቅደሚ ብጩቕ ኢሉ ምዝራቡ። እንቲ ምንታይ ወዲ ዓድን ጎረቤትን ዘይፈልጦ ነገር ስለ ዘየለ። እንተ ወየንቲ ከምኡ ዝሓስብ ኣእምሮ ኣይተዓደሉን። 'ከይብሉኒ፣ የኽፍኣለይ'ዩ' ኢልካ ምሕሳብ የለን። ዘይንስኻ ምምሳል ንወየንቲ ዝቕድም የለን። 'እቲ ኣርባዕተ እግርኽን ጽባሕ ንርእዮ' እዩ ነገሩ'ሞ: እቲ ካብ ገይሶ ድዩ ዅዕንቲ ወይ በለስ ዝተቓመመ መድሓኒት ኮሮና ቫይረስ ጽባሕ ክንርእዮ ኢና። ብዝኾነ ወይንትስ ኣይስኣኑ ድኣ ግርም የዛናጉዑና ኣለዉ።