Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum

Digital Weyane
Member+
Posts: 8538
Joined: 19 Jun 2019, 21:45

Re: ATV:ኣብ ኤውሮጳ ዝርከቡ ተወለድቲ ከስከሰ ምላሽ፡ ሰንዓፈን ከባቢኣን፡ ንኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ 1, 225,587 ብር ብሓገዝ ኣበርኪቶም

Post by Digital Weyane » 28 May 2020, 22:05

ደቂ ዓድዋ መራሕቲ ወያነ ኡቱ አው ውጪ ሃገር ደቢቖሞ ዘለው ገንዘብ ብሕጋዊ መንገዲ ላብ ትግራይ ልምእታው ዝጥቀሙሉ ሜላታት አዝዩ ዘደንቕ ኡዩ። ቕድሚ ሕዚ Fund Raising ብልብል ምስምስ ቡዙ ሚልዮናት ቕርሺ ላብ ትግራይ አእትዮም ሀም ዝነበሩ ይስታወስ። ሕዚ ውን ብስም ኤርትራያን ኡቱ ዘሪፎም አው ውጪ ሃገር ደቢቖሞ ለለዉ ገንዘብ ላብ ትግራይ ከእትውዎ ይምኩሩ ሀም ዘለው ንርኢ አለና። ጭንቂ ዝፈጠሮ ምብልሓት ዘላቒ አይኹን ኡንጂ ልሕዚ ዊስኪ መግዝኢ ይኾናቶም ኡዩ።

Post Reply