Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Abdelaziz
Senior Member
Posts: 11365
Joined: 29 May 2013, 22:00

Fenqil is ar'teran,hamasenay lootiews are scared of Fenqil movement, which is almost 3 years old.

Post by Abdelaziz » 28 May 2020, 11:09

ምንቅስቃስ ፈንቅል Eritrean Fenkil Movement
about 11 months ago
BREAKING NEWS

ብዕለት 03 ሓምለ ናብ ሮቡዕ ኣብ ዘውግሐ ለይቲ ፡ ብምውህሃድ ምንቅስቓስ ፈንቅልን ዙር ፈንቅልን ኣብ መብዛሕትኡ ክፋላት ኣስመራ ንህዝቢ ዘጎሳጉስ ስርሓት ተኻይዱ። ኣብቲ ነቶም ኢትዮጵያውያን መራሕትና ዘዋረድን ንውጹዕ ህዝብና ድማ ሞራል ዘስነቐን ስርሒት ፡ ከም ዙር ፈንቅል ሳዋ ኣይንወርድን ፡ ንወዲ ተንቤን ንፈንቅል፡ ነዚ ዲክታቶር ንፈንቅል ፡ ኣይፋል ንሳዋ ፡ ኣነ ሳዋ ኣይወርድን ንስኻ ‘ኸ? ዝብል ጭርሖታትን ካልእን ብ ኣርማ ናይ ምንቅስቓስ ፈንቅል ተሰንዮም ኣብ ዝተፈላለየ መናድቕ መንግስታውያን ትካላት ተጻሒፎም ሓዲሮም። እዚ ስርሒት ከም መቐጸልታ ናይቲ ምንቅስቓስ ፈንቅል ኣብ ዝተፈላለየ ክፋላት ሃገርና ዝገብሮ ዘሎ ስርሓት ኮይኑ፡ ካብቲ ናይ ቅድሚ ሕጂ ፉሉይ ዝገብሮ ድማ ኣብቲ ቃልዕን ዓበይቲ ጎደናታት ኣስመራ ከይተረፈ በቶም ምዑታት ተመሃሮ ዙር ፈንቅል ምክያደ እዩ። እዚ ኣብ ቀንዱ ጎደናታት ኣስመራ ዝተኻየዱ ስርሒት፡ ኣብ ልዕሉ ኢሳይያስ ወዲ ተንቤን ዝነበረ ፍርሒ ህዝብና ኣዝዩ ተቐንጢጡ ምህለዉ ዘበሰረ እዩ ‘ውን ኔሩ። ከም መርኣያ ናይ ‘ዚ ድማ፡ እዞም ምዑታት ተመሃሮ ዙር ፈንቅል ብኣባለት ምንቅስቓስ ፈንቅል እንዳተኣለዩ ኣብ ዘካይድዎ ዝነበሩ ተባዕ ንጥፈታት ብወገን ወነንቲ መካይን ፡ ሰብ ታክሲን ኣጋርን ዝኾነ ተቓውሞ ከምዘይጋጠሞምን ፡ እቲ ስርሒት ድማ ብሰላም ከም እተፈጸመን ምንቅስቓስ ፈንቅል የረጋግጽ። ገለ ካብቶም እዞም ጭርሖታት ዝተጻሕፉሎም መናድቕን ማዓጹን ዝተፈላለዩ ትካላት እዞም ዝስዕቡ እዮም።


 ክፍሊ ኣታዊ ውሽጢ ሃገር ማይ-ጭሆት
 ኩባንያ ህንጻ ሳዋ
 ብዓል መዚ ምእላይ ነቶግቲ
 ምኒስትሪ ምክልኻል ክፍሊ ስነዳ ገዛ ባንዳ ጣልያን
 እንዲ ፍንጃል
 ቤት ማሕተም ኮኾበ ጽባሕ
 ምምሕዳር ክራይ ኣባይቲ (እንዳ ታሴሪ)
 ፊት ቤት ጽሕፈት ሙፍቲ ኤርትራ
 ቤት ጽሕፈት ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተመሃሮን ኤርትራ(ጁንየር ክለብ)
 ቤት ጽሕፈት ኣወሃሃዲ ምስ ዓቃቢ ሰላም ነበር(ፊት ቤት ትምህርቲ ጥልያን)
 ቤት ጽሕፈት ማሕበር ስንኩላን ዂናት ኤርትራ
 ማእከሊይ ቤት ጽሕፈት አሪቴል
 ካዛ ደል ዪ ኢታልያኒ
 ኦፍቾ ዲ ላቮሮ ዘላ ህዝባዊት ተለፎን
 ህዝባዊ ዓይኒ ምድሪ ገዛ ብርሃኑ
 እንዳ ኢንኮደ ከባቢ መደበር
 ኣብ ከባቢ እንዳ ማርያም ዝርከብ ጽርግያታት
 ከባቢ ገዛ ኸኒሻ ዝርከብ ጽርግያታት
 ማዓስከር ደንደን
 ከባቢ ኤክስፖ ሆቴል

መሬት ምስ ወግሐ ወዲ ተምቤን ኣዝዩ ከምዝተረበሸን፡ ነቲ ጽሑፋት ንምእላይ ድማ ብዝሒ ዘል ዎም ኣባሊት ጸጥታን መካይንን ከም ዘዋፈረን፡ እቲ ጽሑፋት ብዝሒ ስለዝነበሮን ህዝቢ ድማ ምትሕብባር ስለዝኣበየን ግና እቲ ጽሑፋት ክሳብ ሕጂ ፈቐድኡ ተዘርጊሑ ኣሎ። ኣብዚ ተጎስዩ ክሕልፍ ዘይካኣል ምትሕብባር ኣባላት ጸጥታን ፖሊስን ምንባሩ እዩ። ርኢኹም ከምዘይራኣኹም ትሓልፉና ስለዝነበርኩምን ፡ ነቲ ስርሒት ስለዘይዓንቀፍኩሞን ፡ ኣባላት ፖሊስን ጸጥታን ካብ ምንቅስቓስ ፈንቅል ምስጋና ይብጻሕኩም።
ንመንእሰያት ናብ ሳዋ ኣውሪድካ ናብ ባራዩ ናይ ምቕያር መደብ ወዲ ተምቤን ኣብዚ ጊዜ ‘ዚ ካብ ህዝቢ ተሪር ተቓውሞ ይገጥሞ ኣሎ። ብፍሊይ ኣብ ኣስመራን ከባቢኣን ወለድን ተመሃሮን ኣብ ሓደ ስጥመት መጽዮም ከም ዘለዉን፡ ኣብ እዛ ዓመት እዚኣ ድማ ፡ወዲ ተንቤን ርእይዎ ዘይፈሌጥ ተቓውሞ ከጋጥሞ ከም ዝኽእለ ተረዱእዎ ስለ ዘሎ ንተመሃሮ ዙር ፈንቅል ክኸፋፍሎም መዱቡ ከም ዘል ዝበጽሓና ሓበሬታ የመልክት። በዚ ኣውጽኢዎ ዘሎ መደብ መሰረት መጀመርያ ናይ ዞባ ደቡብ መንእሰያት ብፍላይ ናይ መንደፈራን ከባቢኣን ተመሃሮ ኣብ መፋርቕ ወርሒ ሓምለ ንሳዋ ከምዝወርደ ክገብር እዩ። ናይ ኣስመራን ከባቢኣን ግና ሕጂ ኣብ ኣብያ ስለዝርከቡ፡ ‚ናይ ዞባ ደቡብ ተመሃሮ ምስወረደ ፡ ናይ ኣስመራን ከባቢኣን ‘ውን ተስፋ ቖሪጾም ንሳዋ ክወርደ እዮም‛ ዝብል እምነት ስለ ዘለዎ ፡ ናይ ኣስመራን ከባቢኣን ናብ መፋርቕ ወርሒ ነሓሰ ኣወንዚፍዎ ኣሎ። ወዲ ተምቤን ካብቲ ናይ ቅድሚ ሕጂ ተመኮሮታቱ ተበጊሱ ፡ ማለት ብምኽንያት ደቅኹም ስግረ ዶብ ከይዶም‛ ኢሉ ንወለድቲ ከባቢ መንደፈራ ዝመልጠጦ 50,000 ናቕፋ ተበጊሱ ፡ ነቲ ቐደም ሰራየ እንዳተባህለ ዝጽዋዕ ኣውራጃ ‚ ዞባ ሕራይ ‛ ኢሉ ኣጠሚቕዎ ከምዘሎን፡ ንዙር ፈንቅል ኣብ ዝምልከት ምስ ኣባላት ጸጥታ ኣብ ዝገብሮም ኣኼባታት ድማ ‚ ዳሓን ዞባ ሕራይ ምስ ከዱ ፡ ኣብ ካልኦት ኩለን ዞባታት ዘለዉ ተምሃሮ ‘ውን ተስፋ ቖሪጾም ኽከዱ እዮም‛ እንዳበለ ክሕጭጭ ከምዝስማዕ ምንጭታትና ሓቢሮም። በዚ ኣጋጣሚ ምንቅስቓስ ፈንቅል ንኹሎም ኣብ መላእ ኤርትራ ዘለዉ ተመሃሮ ዙር ፈንቅልን ወለድትን ነዚ ከፋፊልካ ግዛእ ዝብል ሰይጣናዊ ሜላ ናይ ወዲ ተንቤን ክትነቕሕሉን ፡ ብሓድነት ‘ኣይፋል ንሳዋ’ ኢልኩም ክትጸንዑን በዚ ኣጋጣሚ ምንቅስቓስ ፈንቅል ለበውኡ የመሓላልፍ።

ምንቅስቓስ ፈንቅል
03 ሓምለ 2019
ኣስመራ

Eripoblikan
Member
Posts: 3204
Joined: 15 Sep 2019, 13:49

Re: Fenqil is ar'teran,hamasenay lootiews are scared of Fenqil movement, which is almost 3 years old.

Post by Eripoblikan » 28 May 2020, 13:07

Stop making the proud Eritrean people of Hamasien a scapegoat for your greed and failures.

If you are holed up in a hotel in Mekelle, it's because you failed to share power and resources with all those Ethiopian political groups and individuals that helped contribute to the downfall of the Derg. If you had respected their input, these groups and individuals would have come to help you in your hour of trial.
Abdelaziz wrote:
28 May 2020, 11:09
. . .

lil kogne
Member
Posts: 1084
Joined: 20 Jul 2019, 17:11

Re: Fenqil is ar'teran,hamasenay lootiews are scared of Fenqil movement, which is almost 3 years old.

Post by lil kogne » 28 May 2020, 14:14

Abdel-lizay, ውይ ለዛይት፡ ውይ ሕርካም፡ ውይ ዐሳው በገዳ። ምስ ወደቅካስ ፈንጠርጠር፡ ሕኑቅ እንታይ የውጽእ፡ ዐፍራ። poor faaget, you keep foaming day and night. Your days are numbered. Just promise me that you're still going to be your [deleted] self 6 months from now. ወዲዛ ዐጣሪት።

Abdelaziz
Senior Member
Posts: 11365
Joined: 29 May 2013, 22:00

Re: Fenqil is ar'teran,hamasenay lootiews are scared of Fenqil movement, which is almost 3 years old.

Post by Abdelaziz » 28 May 2020, 14:27

Lil Cogne, I know your megal terewaee Hamasenay gefiH Orifices are dreaming to be penetrated and ravaged by my anaconda.

Post Reply