Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Post Reply
Hameddibewoyane
Member
Posts: 2003
Joined: 25 Sep 2019, 02:42

ንፈንቀል ፃውዒት!

Post by Hameddibewoyane » 22 May 2020, 18:31

ህዝቢ ትግራይ መሰረታዊ ናይ ስርዓት ለውጢ የድልየና እዩ። ነዚ ዝበስበስ፣ ብትዕቢት ዝተወጠረ፣ ብዓሌታዊ ጉጅለ ዝተተብተበ፣ በስርቅን ሙስና ህልኒኡ ዝተደፈነ፣ ብሽርሙጥናን ብስክራን ዝተለከፈ፣ ኮታስ ናይ ህዝቢ ትግራይ ጨና ኮነ ስነልቦና ዘይብሉ ፀረ ትግራይ ዝኮነ ቡድን ካብ ስሩ ክንነቅሎ ይግባእ።

ነዚ ክኣ ቀሊል መንገዲ ኩሉ ትግራዋይ በብዘለናዪ ብኣውራጃና፣ ብወረዳና፣ ብከተማናን ገጠርን ውሽጣዊ ስርዒት ፈጥርና ብሰላማዊ መንገዲ ካብቲ ዝተቀበረሉ በትረ ስልጣኑ #ፈንቅልና ክንድርብዬ ንክእል ኢና።
ፈንቅል ትግራዋይ ተወደብ ንዘይተርፍ መሰረታዊ ለውጢ።

ፍትሒ ንህዝቢ ትግራይ!

ለውጢ ንፈንቅል!

ትግራዋይ በኢትዮጵያዊነቱ ወይከ ፈተክ!!!

ኢትዮጵያዊነት ካብ ዘርኢ ንላእሊ እዩ!!!

Post Reply