Page 1 of 1

ቅያ ኤርትራዊያን ! ኤርትራዊነት ማለት ጅግንነት!!!!!

Posted: 21 May 2020, 19:12
by Kuasmeda
ቅያ ኤርትራዊያን !

ኣንጻር ሰውራ ኤርትራ፣ መን ከ ዘይወፈረ!

ኣየወ! እቲ ኣስማት ናይ "ጥምቀት" ክበዝሕ!

- ናይ ስርዓት ሃይለ ስላሴ 2ኛ ክፍለ ጦር
- ብእስራኤላዊያን ዝተዓለመ ብኤርትራዊያን ጥራይ ዝቖመ ፍሉይ ኣሃዱ ኮማንዲስ
- ቃኘው ሻለቃ
- ወዶ ዘማች
- ብእስራኤላዊያን ዝተዓለመ ፍሉይ ኣሃዱ "ነበልባል"
- ዕቑር ሰራዊት ኣባት ጦር
- ሰራዊት ሚሊሽያ ራዛ ኦፐሬሽን
- ኣፋኝ ጓድ
- 503ኛ ግብረ ሃይል
- 505ኛ ግብረ ሃይል
- 506ኛ "ሀ" ግበረ ሃይል
- 506ኛ " ለ" ግብረ ሃይል
- 508ኛ ግብረ ሃይል
- መንጥር እዝ
- ናደው እዝ ( ምስ ክፍላተ ሰራዊትን ሜካናይዝድን)
- መብረቅ እዝ (ምስ ክፍላተ ሰራዊትን ሜካናይዝድን)
- ውቃው እዝ ( ምስ ክፍላተ ሰራዊትን ሜካናይዝድን)
- መክት እዝ (ኣስመራ ዙርያ ኣሃዱ ሓለዋ)
- ኣንበሳው 3ኛ ክፍለ ጦር
- ዝተፈላለዩ ናይ ሚሊሺያ ክፍለ ጦራት
- 10ኛ ክፍለ ጦር
- 11ኛ ክፍለ ጦር
- 12ኛ ክፍለ ጦር
- 17ኛ ተራራ ክፍለ ጦር
- 18ኛ ተራራ ክፍለ ጦር (ብብዝሒ ተጋሩ ዝነበርዎ ክፍለ ጦር ኮይኑ፣ ኣብ ግንባር ናቕፋ ርሱን ኩናት እንዳተገብረ፣ ከረን ኮይኑ " ወደፊት በሉለት ይለይለት" እንዳበለ ንከረን ዕንብረ ዝገብራ ዝነበረ ኣሃዱ እዩ ኔሩ)
- 19ኛ ተራራ ክፍለ ጦር
- 21ኛ ተራራ ክፍለ ጦር
- 22ኛ ተራራ ክፍለ ጦር
- 23ኛ ክፍለ ጦር
- 24ኛ ክፍለ ጦር
- 15ኛ ክፍለ ጦር
- 16ኛ ክፍለ ጦር
- 14ኛ ነብሮ ክፍለ ጦር
- 6ኛ ወልወል ክፍለ ጦር
- 603ኛ ኮር
- 604ኛ ኮር
- 605ኛ ኮር
- በራሪው ነብር 102ኛ ኣየር ወለድ ክፍለ ጦር በዓል ቀይሕ ቆቢዕ ኣብ ወንዶጢቃን ደብረዘይቲን ዝተዓለመ ፍሉይ ኣሃዱ ኮማንዶ
- ሳተናው 1.81 ስፓርታክያድ ኮማንዶ ክፍለ ጦር ( ብሰሜን ኮርያዊያን ኣብ መደበር ታዕሊም ብላቴ ዝተዓለመ ፍሉይ ኮማንዶ ኣሃዱ) ብልምዲ ኣንድ ለ ኣስር ዝበሃሉ ዝነበሩ ሰብ ቀጠለያ ቆቢዕ።
- 16ኛ ሰንጥቅ ሜካናይዝድ ብርጌድ
- 3ኛ ሜካናይዝድ ክፍለ ጦር
- ዘርኣይ ደረስ ሜካናይዝድ ብርጌድ
- ግብረ ሃይል 80 ( ዓሰብ ሓሌብ ዝነበረ)
- 2ኛው ኣየር ምድብ ኣስመራ
- የኢትዮጵያ ባህር ሃይል የሰሜን እዝ ( ባጽዕ ዝመደበሩ)
- የኢትዮጵያ ባህር ሃይል ደቡብ እዝ ( ዓሰብ ዝመደበሩ)
- የሁኣሰ ወታደራዊ ፖሊስ
- የወታደራዊ ደህንነት ጠቅላይ መምርያ ( ወተሃደራዊ ስለያ)
- የህዝብ ደህንነት ( ህዝቢ ብልምዲ ኩትሻ ዝብሎም ዝነበረ ተጸናጸንቲ)
- የሰሜን እዝ
- ጠቕላላ ናይ ክፍልታት ዓቕሚ ሁኣሰ ( ሁለተኛው ኣብዮታዊ ሰራዊት)
- መሃንዲስ መምርያ (ኣሃዱ ሃንደሳ)
- ኤርትራ ፖሊስ
- ዝተፈላለዩ ናይ ኣውራጃታት ህዝባዊ ሰራዊታት ኣሃዱ ( ህዝቢ ብልምዲ ሚሊሻ ስርናይ ኢሉ ዝጽውዖም ዝነበረ፣ ንስለ መሸማዕ ስርናይ፣ ካላሽን ዝተሓንገጠ)

ኣንቱም ሰባት!

ክንደይ ክንብሎም!?

ደኺመ ኮ!

ጽባሕ ክምለሰኩም እየ!

ኤርትራዊነት ማለት ጅግንነት!

ቅዳሕ፥ ንታምራት ነገራ ኣብ ዘለዎ
ንደቂ ጦር ሰራዊት ነበር አኣብ ዘለውዎ

Re: ቅያ ኤርትራዊያን ! ኤርትራዊነት ማለት ጅግንነት!!!!!

Posted: 21 May 2020, 19:31
by pushkin
Please wait, video is loading...

Re: ቅያ ኤርትራዊያን ! ኤርትራዊነት ማለት ጅግንነት!!!!!

Posted: 21 May 2020, 19:41
by pushkin
Please wait, video is loading...

Re: ቅያ ኤርትራዊያን ! ኤርትራዊነት ማለት ጅግንነት!!!!!

Posted: 21 May 2020, 19:51
by pushkin
In which army division was your deceased dad Mr. Dikala :mrgreen: :lol: :lol: :mrgreen:
present wrote:
21 May 2020, 19:48
ናይ ኤርትርያን ማለት ናይ 500 አመት ባርነት :lol: :lol: :lol:

Re: ቅያ ኤርትራዊያን ! ኤርትራዊነት ማለት ጅግንነት!!!!!

Posted: 21 May 2020, 23:19
by kebena05
Wisheeye Agamew
The question is, why is your h00ker mama has juice in her bedroom?



present wrote:
21 May 2020, 23:08

Re: ቅያ ኤርትራዊያን ! ኤርትራዊነት ማለት ጅግንነት!!!!!

Posted: 21 May 2020, 23:57
by Afdeyu
You speak Tigrinya :lol: :lol: oh my :lol: :mrgreen: busted

present wrote:
21 May 2020, 19:48
ናይ ኤርትርያን ማለት ናይ 500 አመት ባርነት :lol: :lol: :lol:

Re: ቅያ ኤርትራዊያን ! ኤርትራዊነት ማለት ጅግንነት!!!!!

Posted: 22 May 2020, 06:55
by wegri
Afdeyu wrote:
21 May 2020, 23:57
You speak Tigrinya :lol: :lol: oh my :lol: :mrgreen: busted

present wrote:
21 May 2020, 19:48
ናይ ኤርትርያን ማለት ናይ 500 አመት ባርነት :lol: :lol: :lol:
ከመይ ትግርኛ ዘይዛረብ ኣይ ዓጋመ እንድዩ መበቆሉ። ዶስ oromara ኢየ እንተበለካ ኣሚንካዮ ኢኻ። መበቆሉ ዓጋመ ካብ እንድርታ እዩ፡ በዚ ኣይትጠራጠር። ዓጋመን ሓሶትን ኢድን ጓንትን ምዃኖም ኣይትረስዕ። :mrgreen: