Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Awash
Senior Member+
Posts: 30273
Joined: 07 Aug 2010, 00:35

Re: Flip flapping and double-crossing is woyanes trade mark

Post by Awash » 12 Apr 2020, 16:11

Deqi-Arawit wrote:
12 Apr 2020, 13:48
Awash wrote:
12 Apr 2020, 13:22
Deqi-Arawit wrote:
12 Apr 2020, 13:13
Awash wrote:
12 Apr 2020, 11:54
Deqi arayit,
What do you make of this general's statement?

"የሻዕቢያ ሀይል ለትግራይ የሚያሰጋ አይደለም የሻቢያ ጦር ቀድሞ ተሰባብሯል -ብ/ጀኔራል ተፈራ ማሞ -ክፍል 2" on YouTube
Dedebit graduate awetash.
Translate the language either to tigrigna or english before i reply.
What's the matter wedi arayit? Don't you have your fellow Tigrawai who can translate it for ya? I just happen to learn the language growning up in Beqlo-bet neighborhood in Addis from a well to do family. :lol: :mrgreen: :lol:
Dedebit graduate awetash.
I know the qemalmouch are good amharic speakers.. In fact they feel so sophisticated when they speak it.
Poverino, you don't know what you missed by growing in your aba shawel like wedi komarit. :lol: :mrgreen: :lol:

Eripoblikan
Member
Posts: 3204
Joined: 15 Sep 2019, 13:49

Re: Flip flapping and double-crossing is woyanes trade mark

Post by Eripoblikan » 12 Apr 2020, 16:47

ኣንታ እዚ ናይ ባዶ ሰለስተ ሃለውለው ኣይስልችወኩምን ድዩ።
Zmeselo wrote:
12 Apr 2020, 14:20
ተሞክሮ ካብ ገዳይም ተቋመርቲ፥

(ብጓል ፈዳይን ቫይናክ)
. . .
Last edited by Eripoblikan on 13 Apr 2020, 00:49, edited 1 time in total.

tekeba
Member
Posts: 1504
Joined: 17 Dec 2013, 03:03

Re: Flip flapping and double-crossing is woyanes trade mark

Post by tekeba » 12 Apr 2020, 23:42

Asswash, Deki aregit awarduli

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: Flip flapping and double-crossing is woyanes trade mark

Post by Zmeselo » 12 Apr 2020, 23:49

ነቶም ሃለዉለዉ ዝመስሎም: ይሰልችዎም ከም ድሌቶም!
Eripoblikan wrote:
12 Apr 2020, 16:47
ኣንታይ እዚ ናይ ባዶ ሰለስተ ሃለውለው ኣይስልችወኩምን ድዩ።
Zmeselo wrote:
12 Apr 2020, 14:20
Deqi-Arawit wrote:
12 Apr 2020, 13:16
Zmeselo wrote:
12 Apr 2020, 11:50
99+% of Eritreans are PFDJ, insult or no insult!
Eripoblikan wrote:
11 Apr 2020, 09:47
Deqi-Arawit wrote:
11 Apr 2020, 09:34
It was not the Amhara who chased your qentir arse From Menelik palace all the way to Mekele but the Qerro Oromos whom you tried to convince that you fought to secure their right.
Good point, the moronic TPLF cadres can be more stupid than the PFDJ zombies at times. They think they can play the losing game of fake federalism in Eritrea.
The clique of wedi medhin berad is dead man walking. No amount of Teret Teret or propoganda is going to cover the naked rear of wedi medhin berad and his clique.
ተሞክሮ ካብ ገዳይም ተቋመርቲ፥

(ብጓል ፈዳይን ቫይናክ)

አብ 1981 ተ.ሓ.ኤ (ጀብሃ) ካብ ሜዳ ኤርትራ ተደፊአ ሱዳን ምስ አተወት፣ አይ ሰሙን አይ ሳልስቲ ናብ ብዙሓት ፍንጫል ውድባት ክትመቓቐል ግዜ አይወሰደትን። ገለን ድማ አብ ዝተፈላለየ መድረኻት ናብ ህዝባዊ ግንባር ተጸምቢሮም፣ አብ ሓርነታዊ ቃልሲን ህንጸት ሃገርን እጃሞም አበርኪቶምን የበርክቱን አለው።

ገሊኣቶም ድማ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ማእከላይ ምብራቕ፣ ኤውሮጳን አሜሪካን ከም ስደተኛታት ኮይኖም ግዒዞም ተጠወርቲ ኮይኖም እዮም። ገለ ካብ'ዞም ናብ ስደት ዘምርሑ አባላት ጀብሃ ነበር፣ ብውልቃዊ ቅንኢን ሕስድናን ተበጊሶም፣ አንጻር እቲ ብህዝባዊ ግንባር ዝካየድ ዝነበረ ብረታዊ ቃልሲ ይነጥፉ ኔሮም። ሕሉፍ ሓሊፎም እውን ህዝባዊ ግንባር ብደርጊ ንኽስዓር ለይትን መዓልቲን ይትምነዩ ኔሮም። ህዝባዊ ግንባር ግን "አኽላባት ይነብሑ፣ ገመል ግን ጉዕዞኡ ይቕጽል" ብምባል፣ ንሓንቲ ደቒቕ እውን እንተኾነ ካብ መንገዱ ተአልዩ ናይ ቃላት መልሲ ከይሃቦም፣ አንጻር እቲ ቀንዲ ጸላኢ ስርዓት ደርግ ኩሉ ዓቕሙ አኽቲቱ ይቃለስ ነበረ። አብ መወዳእታ ድማ ናጽነት መላእ ሃገርና አረጋጊጹ።

ብድሕሪ ምርግጋጽ ናጽነት ሃገር፣ ህዝባዊ ግንባር (ግዚያዊ መንግስቲ ኤርትራ)፣ ነቲ ናይ ዓመታት ሕሉፍ ተጻይ ተግባራቶም ከይጸብጸበ፣ አብ'ቲ ዘበጋገሶ ዳግመ ህንጸት ሃገር እጃሞም ንኸበርክቱ ሃገራዊ ጻውዒት ገይሩሎም። ነዚ ጻውዒት፣ ብዙሓት ተጠቒሞምሉ ናብ ሃገር አትዮም። ገለ ውሑዳት ግን ዝበዝሑ ካብኣቶም አብ እዋን ብረታዊ ቃልሲ ዝተፈላለየ ይቕረ ዘይብሃሎ ገበናት አንጻር ህዝብን ሃገርን ዝፈጸሙ ብምንባሮም፣ ነቲ ዕድል እቲ ክጥቀሙሉ አይመረጹን ወይ አይደለዩን። እቲ ምንታይ፣ ንነብሶም ስለዝፈልጥዋ። እኳ ድአ ተጻባኢ መርገጺኦምን ጸለመኦምን ቀጸልዎ። ሕሉፍ ሓሊፎም እውን ብህዝባዊ ግንባር ዝተወደበ ረፈረንደም አይነድምጽን ኢና ብምባል ሓንጊዶም። ሓለይቲ ዴሞክራሲን ምርጫን ኮይኖም ብዙሕ ክዛረቡ ጀሚሮም። ናብ ዓዱ በጺሑ ንዝመጽእ ሰብ እውን ከም ከሓዲ ክቖጽርዎ ጀሚሮም። ምኽንያት ናይ'ቲ ኩሉ ዓዘፍዘፍ መበሊኦም ግን እቲ አብ ውሽጦም ኮይኑ ቅሳነት ዝኸልኦም ሕሉፍ ገበናዊ ተግባራቶም እዩ። ብሓጺሩ ህዝባዊ ግንባር ክሳብ ዘሎ፣ ዓዲ ክንአቱ አይንኽእልን ኢና ዝብል ሰይጣናዊ ሓሳብ እዩ።

ንዝኾነ ብሃገራዊያን ዝግበር ሰናይ ተግባራት የቆናጽቡ፣ ይሕስዱ፣ ንሃገራዊያን ኤርትራዊያን የጸልሙ፣ ቅያን ታሪኽን ኣርካናት ገድሊ ክድውኑ ይፍትኑ ወዘተ. አብ 2020 እንከለና፣ ዕላላቶም ናይ 1981 ናይ ብርጌድ 44 እዩ። መብዛሕትኦም እውን ብትምህርቲን ልቦናን ዘይበሰሉ በሃማት ብምኻኖም፣ ምስኣታቶም ኮፍ ኢልካ ትኸስቦ ዋላ ሓደ ቁም ነገር የለን። ንመዘናግዒ ግና እንተተኻኢሉ ርብዒ ሰዓት እንተሓሸሽካሎም ክሳራ አይኮነን። ሕጂ ግና መብዛሕትኦም ዕድመ አርኪብዎም ንግዚኦም ብቕዛነትን ምስትምሳልን የሕልፍዎ አለው። ብዝወለድዎም ደቆም እውን ሕጉሳት ኣይኮኑን። ብሰንኪ ንሳቶም ናብ ዓዲ ዘይምኻዶም፣ ንደቆም እውን ለኪሞሞም እዮም። ባህሊ ሃገሮም ዘይፈልጡ፣ ቋንቋ ኣዲኦም ዘይዛረቡ ዓባሳት፣ አይካብ ፈረንጂ ኣይ ካብ ሓበሻ ጉራማይለ ዝኾኑ ቆልዑ ወሊዶም ብደቆም ከይተሓጎሱ፣ ንዝተረፈ ዕድሚኦም ኣብ ብስጭትን ቅዛነትን የሕልፍዎ ኣለዉ።

ኩሉ ዝሓለፍዎ እዋናት ኮንቱ ህውተታ ምንባሩን ከም ወዮ "ማንቲለ ዘሊላ ዘሊላ ናብ መሬት" ዝተባህለ፣ አብ ዘለኻዮ ጋም ማን ኮይኑ ረኺቦሞ። በረድን ቁርን ስለዝብርትዖም ዓሰርተ ኪሎ ዝምዘን ጃኬትን ናይ ጎልፎ ቆቢዕ ከይገበሩ ደገ ክወጹ ኣይክእሉን እዮም። ጅግና ጀጋኑ ወዲ አፎም ግና ካምቻኡ ጌሩ ብህዝቡ ማሙቑ ንፋስ ዓዱ እንዳስተማቐረ፣ አብ ብርኩ ዘስተንፍስ ጎበዝ ኮይኑ፣ ጎቦታት ይነድል፣ አካውሕ ፈንቂሉ አብ ማእኸል ዓዲ ቃላያት ይፈጥር አሎ። አብ'ዛ ምድሪ ከምዝተፈጥሩ እውን አይፈልጥን። ብዛዕባኦም ምስ ተሓተተ ጥራይ "ደቂ ሕድርትና አለዋ ክብሃል ንሰምዕ፣ ዝርአየን ግን የለን" ብምባል ነቲ ልክዕ ዓቐኖም ገሊጽዎ።

እሞሲ፣ ብሓጺሩ እንታይ ንምባል እየ፣ እዞም ሓዲሽኩም፣ ናይ ፌስ ቡክ አካውንት ንሰብ አውጽአለይ ኢልኩም ፌስ ቡክ ዘጥረኹም ደቂ ገርሂ ልባ፣ ዘይዓቕምኹምን ዘይትፈልጥዎን ተባራሪ ዘረባታት ሒዝኩም፣ ደድሕሪ ዝመጸ ግዚያዊ አጀንዳታት ትህውትቱ ዘለኹም ተቐየምቲ ካብኣቶም ተመሃሩ። እቶም በብእዋኑ ሓደሽቲ መሀውተቲ አጀንዳታት ሒዞም ዝመጹኹም ብወያነ አሽሓት ዶላር ተኸፊልዎም እዮም። ንዓታቶም ናይ ፕሮጀክት ስራሕ እዩ። ንዓኻትኩም ግን እንትርፎ መሳርሒ ወይ ኢደ ቤዛ ክገብሩኹም ሳንቲም ዝኽፈለኩም ነገር የለን። ሃገር ድማ ብገንዘብ አይትሽየጥን እያ። ህዝባዊ ግንባር ከአ እትረፍዶ ክወድቕ ክትንቕንቕዎ እውን ዘይሕሰብ እዩ። ንስዕረት ዘይተፈጥረ ውድብ እኮ እዩ! እዋእ! እንታይ ኮይንኩም አታ፣ እዚ ክጠፍአኩም!? እስከ ነዚ ዘለናዮ መድረኽ ብዝግባእ አስተብሂልኩም አንብብዎ። ብኩሉ መዳያቱ ናብ ረብሓ ህዝባዊ ግንባር/ መንግስቲ ኤርትራ'ኮ እዩ ተቐይሩ። ርግአት ህዝባዊ ግንባር ንኹሉ ጨርባሕባሕ'ኮ አህዲእዎ እዩ። ነስተብህል'ባ። በሃማት አይንኹን! ደድሕሪ ንፋስ አይንጉየ። ስለምንታይን ብኸመይን ኢልና ምስ ሕልናና ንዘቲ። ዝብኢ ጥራይ እዩ "ብዓጽሚ ዝተነድቀ ብስጋ ዝተመርወ ገዛ ርኢና" ምስ በልዎ ናበይ ከይበለ ዝጎየየ። ካብ ዝብኢስ ቁሩብ ሕይሽ ደኣ ንበል!

እሞሲ እንታይ ማለተይ ድየ፣ ብሩኻት አሕዋት፣ አብ ስደት ከይትአርጉና፣ አብ ስደት ከይትቕበሩና። ሬሳኹም ከይተርሕቑ። ተድልዩና ኢኹም። "መለበምን አይግበርካ፣ መለብምን አይኽላእኻ" ይብሉ ለባማት ወለድና። ጀብሃ፣ ደምሓኤ፣ ሓሙሻይ መስርዕ፣ ጉጅለ ዓብደላ እድሪስ፣ ሰራዊት ሕድሪ፣ ስመር፣ መድረኽ፣ ጋዕጋዕዚያን፣ አውራጃውያን፣ ጅሃዳውያን ካብ ውልቀ ሰባት እውን አሽሓት ምጥቃስ ይከአል እዩ፣ ኩሎም አበይ አለው ሕጂ? ከም ዛዕዛዕታ ንጉሆ ምስ ረፈደ ሃፊፎም። አስተብሂልኩምዶ፣ ኩሎም ንሓድሕዶም ተበላሊዖም ፋሕ ጭንግራሕ ኢሎም። ንሕና ድማ አማዕዲና ንስሕቆም አለና። ናብ ምዝንጋዕ አቲና። ደቂ ህዝባዊ ግንባር ከአ ደምቤና ዓጺና፣ ብስሙርና፣ አብ'ታ ጽብቕቲ ናይ ፍቕርን ሰላምን ህድሞና ኮይንና ያዕያዕ ናታቶም ጥራይ ንሰምዕ አለና።

እሞሲ፣ እንታይ ክብል ደልየ ድየ፣ ኣንቱም ሓድሽ ወለዶ፥ ንኹሉ ከሀውትተኩም ንዝህቅን ንየው ድአ በልዎ። ናብራ ስደት መሪር እኳ እንተኾነ፣ ግዜኹም ተጠቐሙሉ፣ ትምህርቲ ተመሃሩ፣ ሞያ አጥርዩ፣ ገንዘብ አዋህልሉ፣ ንነብስኹም ኮይንኩም ንስድራኹም ኩኑ። ከም ወዮ "አይበልዐ አይሰተየ ጎንደር ከይዱ ሞተ" ዝተባህለ፣ ዞርሞ ዞርሞ ከይትተርፉ። ንነብስኹም ብድስፕሊን ቀይድዋ። ንዓበይቲ አኽብሩ። መጻሕፍቲ አንብቡ። ንለባማትን ዓበይትን ተወከሱ። ብዙሕ ካብ ምዝራብ፣ ብዙሕ ሰማዕቲ ኩኑ። ንቐዳሞት ወለድኹም ምሰሉ። መስተ ድማ አይተብዝሑ። መስተ ፋይዳ የብሉን። ንግዚኡ ካብ'ቲ ናይ ስደት ጸቕጢ ዘናገፈኩም እንተመሰለኩም፣ ንግሆ ብር ምስ በልኩም አብ'ታ ዝሕልሕል ትብል ናይ ስደት ካርቶን ገዛኹም ኢኹም ንነብስኹም ትረኽብዋ። ብመስተ ገንዘብኩም ኮንቱ ይጠፍእ፣ ክብረትኩም ይጎድል፣ ሰብ ኢኻ ኢሉ ምስጢር እውን ዘካፍለካ የለን፣ እቲ ምንታይ፣ ከብዲ ዝሓብኦ ቡቕሊ አውጽኦ ስለዝኾነ፤ ትረስሑ- አፍኩም ይጨኑ፣ ሕንትሽቱሽኩም ይጨኑ፣ ካልስኹም ይጨኑ፣ ብመስተ ተደፋፊእኹም ገበን ትፍጽሙ። አብ መንገዲ ዝጸንሓትኩም ዋላ አረጊት ጻዕዳ ሰበይቲ ትኹን ትዕምጽዋ፣ ምስ ሰብ ብውልቂን ብጉጅለን ትብአሱ። ከም'ዚ እንተፈጺምኩም ድማ አብ ቤት ማእሰርቲ ትበልዩ። እቲ ቤት ማእሰርቲ እውን ከም ናይ ሰምበልን ጸጸራትን ቅድስና የብሉን። ገና እትው ምስ በልኩም ከክንዲ ግዛዕ ዝኾኑ ብሓሽሽ ዝዓበዱ እሱራት "ሓዳሽ ዘይተጣዕመት እስርቲ መጽያትና" ኢሎም ክጋሰሱኹም እዮም ዝጎዩ። ሰሚዕኹም አይትፈልጡን ዲኹም፣ ብዝተፈላለየ ገበናት አብ ኤውሮጳን አሜሪካን ዝተአስሩ እሞ ድማ ቅድሚኡ "ህግደፍ በዲሉና" ኢሎም ዑቕባ ሓቲቶም ተቐባልነት ዝረኸቡ ኤርትራዊያን፣ እቲ ማእሰርቲ አብ ሃገሮም (አብ ናይ ኤርትራ ቤት ማእሰርቲ) ንክኾነሎም ወይ ንኽቕየረሎም ጥርዓን ከምዘቕርቡ። እሞሲ፣ ካልእ ይትረፍ ንኽትእሰር እውን ዓድኻ ተድልየካ እያ። መስተ እንተብዚሕካ ድማ አብ ዝተናውሐ ግዜ ፌጋቶ አጥሪኻ ነበር ትኸውን። ብድሕሪኡ አብ ፌስ ቡክ ንሰሙን RIP ምስ ተበሃልካ ዝዝክረካ ሰብ የለን። አብ ምንት ምንታይ እዩ ግን እዚ ኹሉ። ካን ሰአን ዕላማኻ ፈሊጥካ ምኻድ፤

እሞሲ እንታይ ንምባል እየ፣ መንገድና መንገዲ ቀደምና እዩ። ንሱ ድማ መንገዲ ህዝባዊ ግንባር እዩ!

2+2= 4!

ተረዳዲእና ዶ!?

ኤኮ! ግርም!

ብሩኽ በዓለ ሆሳእና ይግበረልና!

Eripoblikan
Member
Posts: 3204
Joined: 15 Sep 2019, 13:49

Re: Flip flapping and double-crossing is woyanes trade mark

Post by Eripoblikan » 13 Apr 2020, 00:37

ኣብ ግዜ ደርጊ ሓሰውቲ ናይ እዝኒ ዝነበሩ ሰባት እኳዮም፡ሕጂ ተመሊሶም ናይ ሓላፍነት ቦታ ተዋሂብዎም ዘሎ። ግዕዙይ ኣሰራርሓ ኢሰያስ ክሽፍኑ ኣብ ሶሻል ሚድያ ሃለውለው እንተበሉ እንታይ ዋጋ ኣለዎ፧
Zmeselo wrote:
12 Apr 2020, 23:49
ነቶም ሃለዉለዉ ዝመስሎም: ይሰልችዎም ከም ድሌቶም!
Eripoblikan wrote:
12 Apr 2020, 16:47
ኣንታ እዚ ናይ ባዶ ሰለስተ ሃለውለው ኣይስልችወኩምን ድዩ።

Deqi-Arawit
Senior Member
Posts: 13791
Joined: 29 Mar 2009, 11:10
Location: Bujumbura Brundi

Re: Flip flapping and double-crossing is woyanes trade mark

Post by Deqi-Arawit » 13 Apr 2020, 03:09

እዚ ቆሎ ጥጥቆ መን እዩ ከንብቦ

Deqi-Arawit
Senior Member
Posts: 13791
Joined: 29 Mar 2009, 11:10
Location: Bujumbura Brundi

Re: Flip flapping and double-crossing is woyanes trade mark

Post by Deqi-Arawit » 13 Apr 2020, 03:40

Awash wrote:
12 Apr 2020, 13:22
Deqi-Arawit wrote:
12 Apr 2020, 13:13
Awash wrote:
12 Apr 2020, 11:54
Deqi arayit,
What do you make of this general's statement?

"የሻዕቢያ ሀይል ለትግራይ የሚያሰጋ አይደለም የሻቢያ ጦር ቀድሞ ተሰባብሯል -ብ/ጀኔራል ተፈራ ማሞ -ክፍል 2" on YouTube
Dedebit graduate awetash.
Translate the language either to tigrigna or english before i reply.
What's the matter wedi arayit? Don't you have your fellow Tigrawai who can translate it for ya? I just happen to learn the language growning up in Beqlo-bet neighborhood in Addis from a well to do family. :lol: :mrgreen: :lol:
Dedebit graduate awetash
Aba shawel has a special place in the mind and heart of the qemalmouch, that is where your Mother earned her first cash by offering her punani and exchanged fluit with the highest bidder. That is nostalgia agame boy

Awash
Senior Member+
Posts: 30273
Joined: 07 Aug 2010, 00:35

Re: Flip flapping and double-crossing is woyanes trade mark

Post by Awash » 13 Apr 2020, 03:47

Giss, mushmush wedi kelbi. Kid Tiffae, sporcaccione.
Deqi-Arawit wrote:
13 Apr 2020, 03:40

Post by Deqi-Arawit » 13 Apr 2020, 04:02

Awash wrote:
13 Apr 2020, 03:47

What happened agame boy? Can't you stand the heat?

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: Flip flapping and double-crossing is woyanes trade mark

Post by Zmeselo » 13 Apr 2020, 04:13

ንፈዳይን ቫይናክ: ቀታል ወትሃደራት ደርጊስ: ደርጊ? :lol:

"ዘበናይ ግርምቢጥ" ዝብሉኻ: ከምዚ ምስተረኽበ'ዩ::

ደሓን ግን: እዚ homework አይኮነን:: ከይተንብቦ: ምሉእ መሰልካ ኢዩ!
Eripoblikan wrote:
13 Apr 2020, 00:37
ኣብ ግዜ ደርጊ ሓሰውቲ ናይ እዝኒ ዝነበሩ ሰባት እኳዮም፡ሕጂ ተመሊሶም ናይ ሓላፍነት ቦታ ተዋሂብዎም ዘሎ። ግዕዙይ ኣሰራርሓ ኢሰያስ ክሽፍኑ ኣብ ሶሻል ሚድያ ሃለውለው እንተበሉ እንታይ ዋጋ ኣለዎ፧
Zmeselo wrote:
12 Apr 2020, 23:49
ነቶም ሃለዉለዉ ዝመስሎም: ይሰልችዎም ከም ድሌቶም!
Eripoblikan wrote:
12 Apr 2020, 16:47
ኣንታ እዚ ናይ ባዶ ሰለስተ ሃለውለው ኣይስልችወኩምን ድዩ።

Awash
Senior Member+
Posts: 30273
Joined: 07 Aug 2010, 00:35

Re: Flip flapping and double-crossing is woyanes trade mark

Post by Awash » 13 Apr 2020, 07:46

Mushmush wedi kedamit, giss. Bissbiss Agame wedi40
Deqi-Arawit wrote:
13 Apr 2020, 04:02

Post Reply