Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Hameddibewoyane
Member
Posts: 3890
Joined: 25 Sep 2019, 02:42

የመኖር ትርጉሙ ብዙ ነው! የትግራይ ህዝብ የኑሮ ሁኔታ!!!!

Post by Hameddibewoyane » 04 Apr 2020, 11:05

«ኣሎ ዘይፀገበ ድራር ዕለት፣
ብዙሕ እዩ ትርጉሙ ምንባር ማለት»
(ኣብርሃም ኣፈወርቂ)

«ገዛኹም እተው፣ ኣይትውፅኡ» ጥራሕ እኹል ኣይኮነን። «ኣንጭዋ ናብ ሓዊ ክትጎዪ እንተሪኢኻያ፣ እቲ እትሃድሞ ዘላ ነገር ካብ ሓዊ ዝኸፈአ እዩ ማለት እዩ» ዝብል ኣበሃህላ ኣሎ።

ጥሜት ክቐትሎ ኣብ ድርኹዂት ገዝኡ ደው ንዝበለ ሰብ ቅድሚ እቲ ቫይረስ ክመውት ምእዛዝ እዩ። ከም መንግስቲ፣ ከም ሕ/ሰብ ሓደ ነገር እንተዘይገይርና ውድቀትና ኢና ነፋጥን ዘለና።

ዕለታዊ ኣስቤዛ ሸይጠን 5 ደቀን ዝጥውራ ኣለዋ፣ እንቋቖሖ ካብ ገጠር ተቐቢለን ቅርሺ 50 ሳንቲም ኣትሪፈን ክንደይ ዝሓመመ ቤተሰብ ዘላዕላ ኣለዋ፣ ቡን ሸይጠን ስድራ ሙሉእ ዝዕንግላ ኣለዋ ወዘተ።

ውሻጠና ጎደሎ እዩ። ዕለታዊ እዩ ናብራ ህዝብና። ነዚ ኢና ኣበይ ኣሎ እቲ ክልተ ሰለስተ ኣሃዝ ዕብየት ንብል ዝነበርና። ናይ ሓሶት ፀብፃብ ንፀሓፊኡ ስልጣን ወሲኹሉ ንህዝብና ቀቲሉዎ እዩ።

ስለዚ ውልቀ ሰባት ኩኑ፣ ሚድያታት ኩኑ ብዓብይኡ ድማ መንግስቲ ሱቕ ኢልካ ገዛኹም እተው፣ ኣይትውፅኡ ኣይትበሉ። እንታይ ክበልዕ? እንታይ ክሰቲ?

ቻይና ዓይና ዓሚታ ኣይኮነትን ምውፃእ ከልኪላ። መንግስቲ ስለዘለዋ እዩ። ልዕሊ 11 ሚልዮን ህዝቢ ቀጥ ኣቢላ ቀሊባቶ፣ ሕክምናዊ ኣገልግሎት ሂባቶ፣ ሓብሒባቶ እያ።

ኣብዚ ገዛውትና በበይኖም እዮም። ውሻጠና ረሳሕ እዩ። ምስ መራሕትና ደቂ ክልተ ዓለም ኢና ንመስል። ገዝኦም ስለዝመለአ ቀደሙ እውን ዕፁው እዩ። ገዛውትና እንታይ ሒዝና ክንዓፅዎ?

ዕፀው ኣይትበሉ፣ ከምዝዕፆ ንግበር።
ዓንዶም ገብረሰላሴ

kebena05
Member
Posts: 2291
Joined: 10 Nov 2019, 14:58

Re: የመኖር ትርጉሙ ብዙ ነው! የትግራይ ህዝብ የኑሮ ሁኔታ!!!!

Post by kebena05 » 04 Apr 2020, 15:01

Sad
This poor woman could be Wisheey's or Aziza's grandma....

Hameddibewoyane wrote:
04 Apr 2020, 11:05

Post by Hameddibewoyane » 04 Apr 2020, 17:18

:cry: :cry: :oops: :cry: :cry:
kebena05 wrote:
04 Apr 2020, 15:01
Sad
This poor woman could be Wisheey's or Aziza's grandma....

Hameddibewoyane wrote:
04 Apr 2020, 11:05
«ኣሎ ዘይፀገበ ድራር ዕለት፣
ብዙሕ እዩ ትርጉሙ ምንባር ማለት»
(ኣብርሃም ኣፈወርቂ)

«ገዛኹም እተው፣ ኣይትውፅኡ» ጥራሕ እኹል ኣይኮነን። «ኣንጭዋ ናብ ሓዊ ክትጎዪ እንተሪኢኻያ፣ እቲ እትሃድሞ ዘላ ነገር ካብ ሓዊ ዝኸፈአ እዩ ማለት እዩ» ዝብል ኣበሃህላ ኣሎ።

ጥሜት ክቐትሎ ኣብ ድርኹዂት ገዝኡ ደው ንዝበለ ሰብ ቅድሚ እቲ ቫይረስ ክመውት ምእዛዝ እዩ። ከም መንግስቲ፣ ከም ሕ/ሰብ ሓደ ነገር እንተዘይገይርና ውድቀትና ኢና ነፋጥን ዘለና።

ዕለታዊ ኣስቤዛ ሸይጠን 5 ደቀን ዝጥውራ ኣለዋ፣ እንቋቖሖ ካብ ገጠር ተቐቢለን ቅርሺ 50 ሳንቲም ኣትሪፈን ክንደይ ዝሓመመ ቤተሰብ ዘላዕላ ኣለዋ፣ ቡን ሸይጠን ስድራ ሙሉእ ዝዕንግላ ኣለዋ ወዘተ።

ውሻጠና ጎደሎ እዩ። ዕለታዊ እዩ ናብራ ህዝብና። ነዚ ኢና ኣበይ ኣሎ እቲ ክልተ ሰለስተ ኣሃዝ ዕብየት ንብል ዝነበርና። ናይ ሓሶት ፀብፃብ ንፀሓፊኡ ስልጣን ወሲኹሉ ንህዝብና ቀቲሉዎ እዩ።

ስለዚ ውልቀ ሰባት ኩኑ፣ ሚድያታት ኩኑ ብዓብይኡ ድማ መንግስቲ ሱቕ ኢልካ ገዛኹም እተው፣ ኣይትውፅኡ ኣይትበሉ። እንታይ ክበልዕ? እንታይ ክሰቲ?

ቻይና ዓይና ዓሚታ ኣይኮነትን ምውፃእ ከልኪላ። መንግስቲ ስለዘለዋ እዩ። ልዕሊ 11 ሚልዮን ህዝቢ ቀጥ ኣቢላ ቀሊባቶ፣ ሕክምናዊ ኣገልግሎት ሂባቶ፣ ሓብሒባቶ እያ።

ኣብዚ ገዛውትና በበይኖም እዮም። ውሻጠና ረሳሕ እዩ። ምስ መራሕትና ደቂ ክልተ ዓለም ኢና ንመስል። ገዝኦም ስለዝመለአ ቀደሙ እውን ዕፁው እዩ። ገዛውትና እንታይ ሒዝና ክንዓፅዎ?

ዕፀው ኣይትበሉ፣ ከምዝዕፆ ንግበር።
ዓንዶም ገብረሰላሴ

Digital Weyane
Member+
Posts: 8487
Joined: 19 Jun 2019, 21:45

Re: የመኖር ትርጉሙ ብዙ ነው! የትግራይ ህዝብ የኑሮ ሁኔታ!!!!

Post by Digital Weyane » 05 Apr 2020, 04:15

My Weyane brother Awash from Adwa said our country Tigray is Africa's Singapore. ሰለብሬት ግበሩዋታ! 8) 8)

Post Reply