ታድያ መግደልን ምን አመጣዉ?
(BBC TIGRAY) - ኣብ ትግራይ ወረዳ ናዕዴር ዓዴት: ምስቲ ብሰንኪ ኮሮናቫይረስ ዝተኣወጀ ህጹጽ ኣዋጅ ብዝተኣሳሰር: ሓደ ኣባል ፖሊስ ንሓደ መንእሰይ ከምዝቐተለ ኣዛዚ ፖሊስ ናይታ ወረዳ ኢንስፔክተር የማነ ኪዳነማርያም ንቢቢሲ ኣረጋጊጹ::
መዋቲ ሓጎስ ንጉስ ዝበሃል መንእሰይ ከምዝኾነ ቤት-ጽሕፈት ርክብ ህዝብን መንግስትን ናይታ ወረዳ ገሊጹ'ሎ:: ነቲ ቅትለት ዝፈጸመ ፖሊስ ከም ዝተኣስረ ዉን ይግለጽ።
እቲ ቅትለት: ብኣቆጻጽራ ኢትዮጵያ: ትማሊ 19 መጋቢት ጅራ ኣብ እትበሃል ጣብያ ዘጋጠመ ኾይኑ: ፖሊስ ኣብ እንዳ መስተ ንዝነበሩ ሰባት ክብትኑ ኣብ ዝፈተንሉ እዋን ከምዘጋጠመ ተሓቢሩ::
እቲ መዋቲ: ብዝተተኮሶ ጥይት ህይወቱ ሽዑ ንሽዑ ከምዝሓለፈ ተገሊጹ::
-
- Senior Member+
- Posts: 33606
- Joined: 30 Jul 2010, 20:43
-
- Member+
- Posts: 8540
- Joined: 19 Jun 2019, 21:45
Re: The first Corona victim in Tigray
አብዙይ ወያነና ምስ ኾሮና አንገት ለአንገት ተሓናኒቑ ጦርነት ገጢሙሉ ዘሎ ግዝየ፡ ልኾሮና ዝድግፉ ተጋሩ ተአኪቦም እንተግኒናዮም ወያንያዊ እርምጃ ክንወስደሎም ተገቢ ኡዩ። ዓር ይብለኪ፣ ክር ይብለኪ፣ እንተ አበኺ የቀን ጅብ ይበልዓኪ ኡዩ ኡቱ ነገሩ።
-
- Member
- Posts: 2627
- Joined: 24 Jul 2018, 09:32
Re: The first Corona victim in Tigray
That is a good news for Ethiopian
-
- Member
- Posts: 2250
- Joined: 19 May 2019, 18:02
Re: The first Corona victim in Tigray
This Agame is 100% Tigrayan and 100% Hates Eritreans
-
- Member
- Posts: 2312
- Joined: 11 Jan 2020, 21:22
Re: The first Corona victim in Tigray
The agame agazi terrorist squad shot and killed the man just because he wasn't wearing a mask? Is that how the agame are fighting against the Coronavirus?