Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
pushkin
Member+
Posts: 9536
Joined: 23 Jul 2015, 06:10

Effective coronavirus prevention strategies!

Post by pushkin » 26 Mar 2020, 05:56

Mekelle!

Hameddibewoyane
Member
Posts: 3890
Joined: 25 Sep 2019, 02:42

Re: Effective coronavirus prevention strategies!

Post by Hameddibewoyane » 26 Mar 2020, 06:30

ባዕሉ ኣምላኽ ገኒሑ ይተዓረቐና እምበር ኣሽንዃይ ዶ ንሕና እተን ዝማዕበላ ሃገራት እኳ ደው ከብልኦ ኣይከኣላን እንተኾነ ግን ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ድማ ባዕልትና እኹል ምድላው ክንገብር ኣለና። ምኽንያቱ ብሸለልትነትን ተገዳስነት ዝወሓዶ ዕሽነትን ኣይሕዘናን ዶ እንታይ ዶ ዝብሉ ናይ ዓያሹ ኣተሓሳስባ ገዲፍና ሂወትናን ሂወትን ቤተሰብናን ካብዚ ደምን ሕብርን ቆርበትን ዘይፈሊ ተባላዒ ሕማም ንከላኸል ሓደራ ህዝበይ ከይንዝንግዕ ምዝንጋዕ ነዘን በዚ ሕማም ዝጥቀዓ ዘለዋ ሃገራት ኣይጠቐመንን ስለሲ ካብዚኤን እኹል ግንዛበ ገርና ናይ ሕድሕድና ጥንቃቐን ሓላፍነትን ገርና ንለበዳ ሕማም ኮሮና ንከላኸል። $15,000 ዝዋግአ መመርመሪት ማማሽን ክይገዝኡስ $100,000ዝዋግአን ቪ8ማካይናት ዝጉዝኡ ሄለፍቲ ቢሮጥዕና ትግራይ ታይንቡሎም? አዛብእዶስ ሃሳሙ ደናቁር?
pushkin wrote:
26 Mar 2020, 05:56
Mekelle!

Eripoblikan
Member
Posts: 3206
Joined: 15 Sep 2019, 13:49

Re: Effective coronavirus prevention strategies!

Post by Eripoblikan » 26 Mar 2020, 07:15

Hameddibewoyane wrote:
26 Mar 2020, 06:30
ባዕሉ ኣምላኽ ገኒሑ ይተዓረቐና እምበር ኣሽንዃይ ዶ ንሕና እተን ዝማዕበላ ሃገራት እኳ ደው ከብልኦ ኣይከኣላን


ኣሜን!!!

Ejersa
Member
Posts: 3976
Joined: 05 Nov 2019, 10:39

Re: Effective coronavirus prevention strategies!

Post by Ejersa » 26 Mar 2020, 07:44


Post Reply