Page 1 of 1

ሰለስተ ቀንዲ ብድሆ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኢሰያሳውያን፡ ኣጋእዛውያንን ኣውራጃውያንን

Posted: 23 Mar 2020, 18:06
by Eripoblikan
እዞም ሰለስት ጉጅለታት ብዝበለየ ኣተሓሳስባ ዝልለዩ፡ ኤርትራን ኤርትራውያንን ንቅድሚት ከይስጉሙ ዝሓልኩ ዘለዎ እዮም።