መን እዩ ከምኡ ኢሉኪjusto wrote: ↑27 Mar 2020, 11:12ኣግኣዚት ሓፍተይ እዚ ኣብቲ ዓድኺ ኣብ ኣኽሱምዩ።Deqi-Arawit wrote: ↑27 Mar 2020, 10:59
Weizero josina. I can give you dozens of proverb which proves my point.
ጦብላሕ ዝብል ቀላይን ዎላህ ዎላህ ዝብል ኣስላማይን ኣይትእመን !
ጥረ-ምረ ዓተር ዝኣተዋ ከብድን ፥ ኣስላማይ ዝኣተዋ ዓድን ቀሲነን ኣይቀስናን.
ኣብ ኤርትራ ኣስላማይ ክስታናይ መታሕት ከበሳ ኩሉ በዓል መሬት በዓል ንብረትዩ።
ኣብ ዝደለዮ ኸይዱ መስጊድ ይሰርሕ ኣብ ዝደለዮ ኸይዱ ቤተ ክርስትያን ይሰርሕ።
ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ኣስላማይ ክስታናይ ተጋጭዩ ኣይፈልጥን።
ይከባበር
ይፋቶ
ይተሓባበር
ፍልልይ ከምዘለዎ ይፈልጥ ግን ይፋቐር።
እዚ ኣብ ሃገርኪ ሓሊምኪ ዘይትረኽብዮ ሃብቲዩ።
-
- Senior Member
- Posts: 13797
- Joined: 29 Mar 2009, 11:10
- Location: Bujumbura Brundi
Re: ዓሻታት/ለባማት and ሕቡናት/ሕሱራት
-
- Member
- Posts: 3178
- Joined: 05 May 2013, 17:54
Re: ዓሻታት/ለባማት and ሕቡናት/ሕሱራት
ኣግኣዚት ሓፍተይ ኣብ መጀመርታ ሰብ ተገሪሁ ናይ moral upper hand ሂቡክን ነይሩ ... ፍትሒ ፍትሒ ... ዴሞክራሲ ዴሞክራሲ ስለ ዝበልክን
ሕጂ ኩላ ተጋጣጢማያ! ናይ ለኽባጥ ምባል ናይ ሞራል መሰልኪ ተገዲፍኪ ኢኺ
ወዮ ደኣ እዚ መንግስቲ ዘረባ ሰብ ዘይሰምዕ ኮይኑ እምበር ካብ ሕጂ ንንዮ ንፎኮስቲ (ለሓስቲ ፕያቲ ይብለክን እሱ) ካብ polotika ኤርትራ ክንጽለክን ቤት ፍርዲ ከፍቅደልና ኣለዎ
ኣብ ቤት ፍርዲ ወሲዱ ... ዋላ ኻልእ እንተዘይፈረደክን ... ናይ moral weight ንኸይህልወክን ክፈርደክን ኣለዎ ... እዚኤን ፎኮስቲየን ... ካብ ለሚ ንንዮው ከይስምዓ ዝብል court ruling የድልየናሎ . Eritrea through a court ruling should officially declare you ፎኮስቲ, paving the way for us to officially ignore your pains
ትውጭጭ ሰበይቲ ተሰሚዕና ... ክላእ ግደፍዋ ... ኣግኣዚትያ ክንብል ቤት ፍርዲ ከፍቅደልና ኣለዎ
The Eritrean court has already revoked ናይ ለኽባጥ ምባል ናይ ሞራል መሰልኪ