Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
-
Hawzen
- Member+
- Posts: 7274
- Joined: 07 Jun 2012, 05:03
Post
by Hawzen » 27 Feb 2020, 20:03
I have got to love the proud people of Gonder aka the land of Teddy aka the land of Fasil. Thank you!!!
Dedebit is always dedeb
R.I.P Abay Tigray and TPLF
-
Fed_Up
- Senior Member+
- Posts: 20403
- Joined: 15 Apr 2009, 10:50
Post
by Fed_Up » 27 Feb 2020, 21:59
-
Meleket
- Member
- Posts: 3044
- Joined: 16 Feb 2018, 05:08
Post
by Meleket » 28 Feb 2020, 03:46
ሽሕ እኳ እዘን ክብሪ ዝግብአን ጎንደራዊት ሓንቲ ኣደ፡ ሕጂ ዛሎ መንግሥቲ ኢትዮጵያ ኪገብሮ ንዘይደፈረ ክቡርን ዕዙዝ ተበግሶ ብምውሳድ ኅልናኣን ዘቕስን ስራሕ እንተሰርሓ፣ ብዘይ ምግናን እቱይ 99% ናይቲ ብግፍዒ ወያነን መንግሥቲ ኢትዮጵያን ዝተመንዝዐ ንብረት ንጹሓን ኤርትራዉያን ግና ክሳብ ሕጂ ኣብ ኢድ ተበላለጽን ዓመጽቲን ኢዩ ዚርከብ። በዙይ ኣጋጣሚ መንግሥቲ ኤርትራ ብፍላይ ድማ ኣምባሳደር ሰመረ ርእሶም እዙይ ንብረት ኤርትራዉያን ብሕጊ ንኬምልስ ትብዓትን ተበግሶን ንኪወስድ ብሽም ውጹኣትን ግፉዓትን ኤርትራዊያን ዜጋታትና እተዘካከርና ግቡእ ኢዩ። እቲ ምንታይ እንተተባህለ ዕላማ ኣምባሳደር ንመሰል ዜጋታቱ ምጥባቕ ስለዝዀነ!
እዘን ጎንደራዊት ሓንቲ ኣብነታዊት አደ ምዃነን ክምስገና ይግባእ፣ እንተዀነ ግዳ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ኣብ ባህርዳር ጎንደር ደብረማርቆስ ናዝሬት ደሴ አዲስ አበባ ወዘተ’ዉን ከይተረፈ ዝተወረሰን ክሳብ ሕጂ ኣብ ኢድ ተበላለጽ ዝርከብ ንብረት ንጹሓን ኤርትራውያን ማእለያ የብሉን ብዘይ ምግናን ድማ 99% ዝተወርሰ ንብረት ኤርትራዉያን አይተመልሰን።
“አረጀሽ ይላሉ ሰዎቹ ሲያሙሽ፣ ሙሽራ ነሽ ጎንደር ይሰፋል ልብስሽ” የተባለላት ጎንደር፣ በርግጥም የቴዎድሮስም የሱስንዮስም የፋሲልም ያባገብረሃናም የኮሎኔል ደመቀም የወዘተም አገር የብዙ ፈርጦችና እንቁዎች ሃገር፣ የሃገርም ምሰሶና ማገር ነች!
ንሓቂ ምስ ገለጽና ንሓሶት ነሸቝርራ፣
ፍለጡና በሉ ንሕና ኢና ኤርትራ!
Hawzen wrote: ↑27 Feb 2020, 20:03
I have got to love the proud people of Gonder aka the land of Teddy aka the land of Fasil. Thank you!!!
Dedebit is always dedeb
R.I.P Abay Tigray and TPLF