Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
justo
Member
Posts: 3178
Joined: 05 May 2013, 17:54

Cardinal Berhaneyesus should send buna instead of coming himself

Post by justo » 27 Feb 2020, 15:48

We are not primarily interested in cardinal-to-cardinal movement of people, we want money and products to move back and forth between Ethiopia and Eritrea not necessarily priests and cardinals.

sebdoyeley
Member+
Posts: 5507
Joined: 14 Feb 2020, 04:27

Re: Cardinal Berhaneyesus should send buna instead of coming himself

Post by sebdoyeley » 27 Feb 2020, 16:08

justo wrote:
27 Feb 2020, 15:48
We are not primarily interested in cardinal-to-cardinal movement of people, we want money and products to move back and forth between Ethiopia and Eritrea not necessarily priests and cardinals.
chill man you are hurting their feeling :lol:

Meleket
Member
Posts: 3057
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: Cardinal Berhaneyesus should send buna instead of coming himself

Post by Meleket » 28 Feb 2020, 03:05

justo wrote:
27 Feb 2020, 15:48
Cardinal Berhaneyesus should send buna instead of coming himself
ሓወይ justo ሃገርና ብቡን ርእሳ ኣይከኣለትን ዲያ፧ ዛባ ሒዝኻ ኣብ ምራራን ባሕሪን ወዘተን ወሪድኻ ንቡንስ ባዕልካ’ባ አፍርዮን አሰስኖን!

ብጹዕ ካርዲናል ብርሃነየሱስ ደምረው ሱራፌል ካቶሊካዊ ካህን ስለዝዀኑ ካልእ ስራሕ ኣሎዎም። ብዘይካ ንጉሥነት ካቶሊካዉያን ምእመናን ዝምልከት ክህነታዊ ዕዮኦም፣ አካቢ ኮሚሽን ዕርቀሰላም ኢትዮጵያ ኮይኖም በቱይ ዓርኽና መንእሰይ ጠቕላዪ ኣብዪ ኣሕመድ ተመዚዞም ስለዘለዉ ዝዓዪዎ ብርቱዕ ስራሕ ኣለዎም። አሥመራ መከዲኦም ምኽንት ድማ ብዕድመ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራን ንክብሪ በዓል ኢዮቤልዩ ኪዳነምሕረት አሥመራ(ሹቕ) ኢዩ።

ሓወይ justo ገለ ወልፊ ቡን እንተልዩካ ግን እቱይ መንእሰይ ጠቅላዪ ሃገረ ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣብዪ ኣሕመድ ናብ ኤርትራ ኪከይድ ከሎ ንኪማላእ ሕተቶ ኢኻ ወይ ድማ ንመሓዙትካ ደምሂት ካብ ጅማ ዓዲጎም ኪሰዱልካ ሓብሮም። ክንብሎኳ እንተሕፈረና "ብቡን ዲዩ ብካልእስ ርእስካ’ባ ከኣል"፣ ብጽፍርካ ምንባር’ዶ ኣይምሓሸካን፣ ካን ዛይኤርትራዊ ባህሊን ባህርይን ካብ ምርኣዪን ናይ እምነት ኣቦ ካብ ምዝንጣልን - ብቡን’ዉን ርእስካ ከኣል!!!

ክቡር የኽብረኻ መጠን ነፍሱ፣ ሕሱር የሕስረካ መጠን ነፍሱ!

ንሓቂ ምስ ገለጽና ንሓሶት ነሸቝርራ፣
ፍለጡና በሉ ንሕና ኢና ኤርትራ!
:mrgreen:

justo
Member
Posts: 3178
Joined: 05 May 2013, 17:54

Re: Cardinal Berhaneyesus should send buna instead of coming himself

Post by justo » 28 Feb 2020, 07:35

Meleket wrote:
28 Feb 2020, 03:05

ኩላትና ዕግስ ተንብል ኣስላማይና ክርስትያንና። እስልምናን ካቶሊኽን ዓለም ለኻውያን ሃይማኖታት ጥራይ ዘይኮኑ ዓለም ለኻዉያን ትካላት ከኣ እዮም። ብቐሊሉ ክትደፍሮም ዘይትኽል ሓያል ጽልዋ ዘለዎም ሃብታማት ሃይማኖታት እዮም። በዚ ምኽንያት እቶም ኣብ ኣስመራ ዘለው ወከልቲ ናይቲ ሃይማኖት ትብዓት ክስምዖም ይኽእልዩ። ኤርትራ ድማ ናይ ኩሎም ብሄራትን ሃይማኖታትን ሃገርያ። ሕጊ ዝወጸ እንተሎ ነቲ ሓያል ሃይማኖትን ብዝሕ ናይ ደገ ጸግዒ ዘይብሉ ሃይማኖትን ሓደ ክኸዉን ኣለዎ። ደሓር ከኣ ኣብቲ እምነት ናይ ሰብ ዘሎና ክብሪ ኣዝዩ ዓሚቝ ኮይኑ ... ኣብቲ ፖሎቲካ ዘለዎም ጽልዋ ንንእዶ ነገር ኣይኮነን።

I have deep respect for the different world religions, but not for their politics. Just because a party calls himself Christian Democrat and is active in Rome or Muslim Brotherhood and is active in the Middle East, I don't automatically transfer my respect for their religion to their politics. As long as they believe they have a role to play in politics, then I will treat them as worldly powers

Meleket
Member
Posts: 3057
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: Cardinal Berhaneyesus should send buna instead of coming himself

Post by Meleket » 28 Feb 2020, 09:27

ወዳጄ justo ኧረ በግዜር ሰዉ ይታዘበኛል በል። አሁን እስቲ ፖለቲካን እዚህ ምን ዶለው? ራስህ አፍህን ኣሞጥሙጠህና ኣሹለህ፣ ክቡር የሃይማኖት አባትን ስትዘነጥል፣ እኛ ደግሞ በኤርትራዊ ጭዉነት የኤርትራ ህዝብ ባህልና ወግ የማይፈቅደውን ነገር አታድርግ፣ የሃይማኖት ኣባትን አትዘንጥል፣ እንዲህ የሃይማኖት አባቶችን የሚዘነጥሉ በአስተዳደጋቸው የተበደሉ ሰዎች ወይ አንዳች ውስጣዊ የአስተሳሰብ ችግር ወይ በሽታ ያላቸው ብቻ ናቸው፣ አንተ ደግሞ እንዲያ አትመስልምና አያምርብህምና ታረም ብለን ነው የመከርንህ። :lol:

ብጹዕ ካርዲናሉ ወደ ኤርትራ ያቀኑት በኤርትራ የካቶሊክ አባቶች ግብዣ ነው፣ ግብዣውም በኪዳነምህረት ካቴድራል የ50 ዓመት ኢዮቤልዩ በዓል ለመካፈል ነው። ይህን ከፖለቲካ ጋር የሚያያዝ ጭንቅላት ደግሞ፣ በርግጥ ከመጠን በላይ በአረቂና በጠጂም የተበከለ አጉል ተለማማጅ ፖለቲከኛ መሆን አለበት እንጂ፡ ማንም ሰው ይህን ከፖለቲካ ጋር አያገናኘውም። እነ አንዳርጋቸው ጽጌ፣ እነ ኢንጅነር ይልቃል፣ እነ ዶክተር ብርሃኑ ነጋ፣ እነ ልደቱ አያሌው፣ እነ ኤርምያስ ለገሰ፣ እነ ሲሳይ ኣጌና፣ እነ ሃብታሙ ኣያሌው፣ እነ ኣብዪ ኣሕመድ፣ እነ ለማ መገርሳ፣ እነ መራራ ጉዲና፣ እነ ዲማ ነገዎ፣ እነ ፕሮፌሰር መስፍን ወልደማርያም፣ እነ ፕሮፌሰር ጌታቸው ኃይሌ፣ እነ ዲያቆን ዳንኤል ክብረት ከሴቶቹም እነ ፕረዚደንት ሳህለወርቅ፣ እነ ቤተልሄም ታደሰ እና መላው ኢትዮጵያዊ እየታዘቡህ መሆኑን ዘንግተሃል እንዴ? ለማንቋሸሽና ለማብጠልጠል የዳዳህ እኮ ኢትዮጵያዊዉን የዕርቀሰላም ኮሚሽን ሰብሳቢ፡ የኢትዮጵያ ካቶሊካዊያን ጳጳሳት ፕረዚደንትን፣ ብጹዕ ካርዲናል ብርሃነ ኢየሱስ ደምረው ሱራፌልን ነው፣ ድሮ በጦርነቱ ዘመን እንዲያ ብታደርግ ችላ ባልንህ ነበር፣ አንተ ግን በዘመነ መደመር ይህን ርካሽ አስተሳሰብ በማራመድህ እንድትታረም፣ ስህተትህን ቁልጭ አድርገን በኤርትራዊ ጭዋነት እንነግርሃለን። :mrgreen:

ተልመዴን ቦለቲከኛን ናይ ቦለቲካ መሃይምን ምዃን ትርፉ ናይ ሃይማኖት ኣቦታት ምጽራፍን ምዝንጣልን ኢዩ።

ተለማማጅ ፖለቲከኛና መሃይም ቦለቲከኛ ብቻ ነው የሃያማኖት አባቶችን ሊሰድብና ሊዘረጥጥ የሚዳዳው!

ያገሬ ሰዎች እንዲህ ይተርታሉ “ክቡር ሰው የክቡርነቱን ያህል ያከብርሃል፣ ርካሽ ሰው ደግሞ የርካሽነቱን ያህል ሊያረክስህ ይሞክራል!

ንሓቂ ምስገለጽና ንሓሶት ነሸቝርራ፣
ፍለጡና በሉ ንሕና ኢና ኤርትራ።
:mrgreen:

justo wrote:
28 Feb 2020, 07:35

Post by justo » 28 Feb 2020, 09:43

Meleket wrote:
28 Feb 2020, 09:27
ወዳጄ justo ኧረ በግዜር ሰዉ ይታዘበኛል በል። አሁን እስቲ ፖለቲካን እዚህ ምን ዶለው? ራስህ አፍህን ኣሞጥሙጠህና ኣሹለህ፣ ክቡር የሃይማኖት አባትን ስትዘነጥል፣ እኛ ደግሞ በኤርትራዊ ጭዉነት የኤርትራ ህዝብ ባህልና ወግ የማይፈቅደውን ነገር አታድርግ፣ የሃይማኖት ኣባትን አትዘንጥል፣ እንዲህ የሃይማኖት አባቶችን የሚዘነጥሉ በአስተዳደጋቸው የተበደሉ ሰዎች ወይ አንዳች ውስጣዊ የአስተሳሰብ ችግር ወይ በሽታ ያላቸው ብቻ ናቸው፣ አንተ ደግሞ እንዲያ አትመስልምና አያምርብህምና ታረም ብለን ነው የመከርንህ። :lol:

ብጹዕ ካርዲናሉ ወደ ኤርትራ ያቀኑት በኤርትራ የካቶሊክ አባቶች ግብዣ ነው፣ ግብዣውም በኪዳነምህረት ካቴድራል የ50 ዓመት ኢዮቤልዩ በዓል ለመካፈል ነው። ይህን ከፖለቲካ ጋር የሚያያዝ ጭንቅላት ደግሞ፣ በርግጥ ከመጠን በላይ በአረቂና በጠጂም የተበከለ አጉል ተለማማጅ ፖለቲከኛ መሆን አለበት እንጂ፡ ማንም ሰው ይህን ከፖለቲካ ጋር አያገናኘውም። እነ አንዳርጋቸው ጽጌ፣ እነ ኢንጅነር ይልቃል፣ እነ ዶክተር ብርሃኑ ነጋ፣ እነ ልደቱ አያሌው፣ እነ ኤርምያስ ለገሰ፣ እነ ሲሳይ ኣጌና፣ እነ ሃብታሙ ኣያሌው፣ እነ ኣብዪ ኣሕመድ፣ እነ ለማ መገርሳ፣ እነ መራራ ጉዲና፣ እነ ዲማ ነገዎ፣ እነ ፕሮፌሰር መስፍን ወልደማርያም፣ እነ ፕሮፌሰር ጌታቸው ኃይሌ፣ እነ ዲያቆን ዳንኤል ክብረት ከሴቶቹም እነ ፕረዚደንት ሳህለወርቅ፣ እነ ቤተልሄም ታደሰ እና መላው ኢትዮጵያዊ እየታዘቡህ መሆኑን ዘንግተሃል እንዴ? ለማንቋሸሽና ለማብጠልጠል የዳዳህ እኮ ኢትዮጵያዊዉን የዕርቀሰላም ኮሚሽን ሰብሳቢ፡ የኢትዮጵያ ካቶሊካዊያን ጳጳሳት ፕረዚደንትን፣ ብጹዕ ካርዲናል ብርሃነ ኢየሱስ ደምረው ሱራፌልን ነው፣ ድሮ በጦርነቱ ዘመን እንዲያ ብታደርግ ችላ ባልንህ ነበር፣ አንተ ግን በዘመነ መደመር ይህን ርካሽ አስተሳሰብ በማራመድህ እንድትታረም፣ ስህተትህን ቁልጭ አድርገን በኤርትራዊ ጭዋነት እንነግርሃለን። :mrgreen:

ተልመዴን ቦለቲከኛን ናይ ቦለቲካ መሃይምን ምዃን ትርፉ ናይ ሃይማኖት ኣቦታት ምጽራፍን ምዝንጣልን ኢዩ።

ተለማማጅ ፖለቲከኛና መሃይም ቦለቲከኛ ብቻ ነው የሃያማኖት አባቶችን ሊሰድብና ሊዘረጥጥ የሚዳዳው!

ያገሬ ሰዎች እንዲህ ይተርታሉ ክቡር ሰው የክቡርነቱን ያህል ያከብርሃል፣ ርካሽ ሰው ደግሞ የርካሽነቱን ያህል ሊያረክስህ ይሞክራል!”

ንሓቂ ምስገለጽና ንሓሶት ነሸቝርራ፣
ፍለጡና በሉ ንሕና ኢና ኤርትራ።

ኣንታ እንታይ ኢኻ ትብል ዘለኻ። እንታይ ኢኻ ኢቲ ዘረባ ትቶኻዅዮ። ከመይ ኢልካ ኢኻ ሃይማኖትን ፖሎቲካን ትፈላልዮ። ናይ ቫቲካን ሃይማኖት ተኽበርና ናይ ቫቲካን ፖሎቲካ ንንእድ ድዩ መሲሉካ። ክንደይ መጽሓፍ ተጻሒፍዎስ ክንደይ ፊልም ተሰሩሕዎስ ብዙሕ ገምጋም ተጌሩሉስ ... ኣፍሪቃ ደኣ በዚ ደኺማንድያ ... ብናይ ሃይማኖት ፖሎቲካ።

በል አንካ ንዓኻ ትኸዉን ምስላ ናይ "ዓድና" ክህበካ "ክቡር ሰው የክቡርነቱን ያህል ያከብርሃል፣ ርካሽ ሰው ደግሞ የርካሽነቱን ያህል ሊያረክስህ ይሞክራል!” ብቐዪሕ ጌረ ኸኣ ከስምረልካ ተተረዳኣካ

ካልኣይቲ ሓውሲ ምሳሌዉን ክዉስኸካ ብትግርኛን ኣምሓሪኛ ገይረ ተተረደኣካ
"ተልመዴን ቦለቲከኛን ናይ ቦለቲካ መሃይምን ምዃን ትርፉ ናይ ሃይማኖት ኣቦታት ምጽራፍን ምዝንጣልን ኢዩ። "

"ተለማማጅ ፖለቲከኛና መሃይም ቦለቲከኛ ብቻ ነው የሃያማኖት አባቶችን ሊሰድብና ሊዘረጥጥ የሚዳዳው!"

Meleket
Member
Posts: 3057
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: Cardinal Berhaneyesus should send buna instead of coming himself

Post by Meleket » 28 Feb 2020, 10:23

በወዳጃችን justo በጥጋብና በስካር መንፈስ ወደተጻፈው ያልተገራ አርእስት ስንመለስ :mrgreen:
Meleket wrote:
28 Feb 2020, 03:05
justo wrote:
27 Feb 2020, 15:48
Cardinal Berhaneyesus should send buna instead of coming himself
ሓወይ justo ሃገርና ብቡን ርእሳ ኣይከኣለትን ዲያ፧ ዛባ ሒዝኻ ኣብ ምራራን ባሕሪን ወዘተን ወሪድኻ ንቡንስ ባዕልካ’ባ አፍርዮን አሰስኖን!

ብጹዕ ካርዲናል ብርሃነየሱስ ደምረው ሱራፌል ካቶሊካዊ ካህን ስለዝዀኑ ካልእ ስራሕ ኣሎዎም። ብዘይካ ንጉሥነት ካቶሊካዉያን ምእመናን ዝምልከት ክህነታዊ ዕዮኦም፣ አካቢ ኮሚሽን ዕርቀሰላም ኢትዮጵያ ኮይኖም በቱይ ዓርኽና መንእሰይ ጠቕላዪ ኣብዪ ኣሕመድ ተመዚዞም ስለዘለዉ ዝዓዪዎ ብርቱዕ ስራሕ ኣለዎም። አሥመራ መከዲኦም ምኽንት ድማ ብዕድመ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራን ንክብሪ በዓል ኢዮቤልዩ ኪዳነምሕረት አሥመራ(ሹቕ) ኢዩ።

ሓወይ justo ገለ ወልፊ ቡን እንተልዩካ ግን እቱይ መንእሰይ ጠቅላዪ ሃገረ ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣብዪ ኣሕመድ ናብ ኤርትራ ኪከይድ ከሎ ንኪማላእ ሕተቶ ኢኻ ወይ ድማ ንመሓዙትካ ደምሂት ካብ ጅማ ዓዲጎም ኪሰዱልካ ሓብሮም። ክንብሎኳ እንተሕፈረና "ብቡን ዲዩ ብካልእስ ርእስካ’ባ ከኣል"፣ ብጽፍርካ ምንባር’ዶ ኣይምሓሸካን፣ ካን ዛይኤርትራዊ ባህሊን ባህርይን ካብ ምርኣዪን ናይ እምነት ኣቦ ካብ ምዝንጣልን - ብቡን’ዉን ርእስካ ከኣል!!!

ክቡር የኽብረኻ መጠን ነፍሱ፣ ሕሱር የሕስረካ መጠን ነፍሱ!

ንሓቂ ምስ ገለጽና ንሓሶት ነሸቝርራ፣
ፍለጡና በሉ ንሕና ኢና ኤርትራ!
:mrgreen:

justo
Member
Posts: 3178
Joined: 05 May 2013, 17:54

Re: Cardinal Berhaneyesus should send buna instead of coming himself

Post by justo » 28 Feb 2020, 12:01

Meleket wrote:
28 Feb 2020, 10:23

And pray tell me, what is wrong with that, saying that at this point of our history, we are less interested in "hizb le hizb" or "cardinal to cardinal" relations, we are more interested in trade and commerce, so please stay where you are send buna instead and will send you tuna (fish).

You are an extremely subjective and parochial person, narrow-minded, and very predictable. In one years time, if you and I are still here, I can easily predict what kind of posts you will feverishly reply to, I know your issues, that is why I don't want to read the kind of history that you write in the name of educating "youngsters like justo"

justo
Member
Posts: 3178
Joined: 05 May 2013, 17:54

Re: Cardinal Berhaneyesus should send buna instead of coming himself

Post by justo » 28 Feb 2020, 21:24

justo wrote:
27 Feb 2020, 15:48
We are not primarily interested in cardinal-to-cardinal movement of people, we want money and products to move back and forth between Ethiopia and Eritrea not necessarily priests and cardinals.

ኩላትና ዕግስ ተንብል ኣስላማይና ክርስትያንና። እስልምናን ካቶሊኽን ዓለም ለኻውያን ሃይማኖታት ጥራይ ዘይኮኑ ዓለም ለኻዉያን ትካላት ከኣ እዮም። ብቐሊሉ ክትደፍሮም ዘይትኽል ሓያል ጽልዋ ዘለዎም ሃብታማት ሃይማኖታት እዮም። በዚ ምኽንያት እቶም ኣብ ኣስመራ ዘለው ወከልቲ ናይቲ ሃይማኖት ትብዓት ክስምዖም ይኽእልዩ። ኤርትራ ድማ ናይ ኩሎም ብሄራትን ሃይማኖታትን ሃገርያ። ሕጊ ዝወጸ እንተሎ ነቲ ሓያል ሃይማኖትን ብዝሕ ናይ ደገ ጸግዒ ዘይብሉ ሃይማኖትን ሓደ ክኸዉን ኣለዎ። ደሓር ከኣ ኣብቲ እምነት ናይ ሰብ ዘሎና ክብሪ ኣዝዩ ዓሚቝ ኮይኑ ... ኣብቲ ፖሎቲካ ዘለዎም ጽልዋ ንንእዶ ነገር ኣይኮነን።

I have deep respect for the different world religions, but not for their politics. Just because a party calls himself Christian Democrat and is active in Rome or Muslim Brotherhood and is active in the Middle East, I don't automatically transfer my respect for their religion to their politics. As long as they believe they have a role to play in politics, then I will treat them as worldly powers
እዚኤን እተን ዝጸሓፍክወን ንመለኸት ዓፈርፈር ዘበልኦየን። ደጊመ ደጋጊመ ኣንቢበየን ዋላ ሓንቲ ዓበድበድ ዘብል ኣይረኣኹለንን። እቲ ጸገሙ ናይ ዉሽጡ ይመስል።
Hawna Meleket is a very irrational person pretending to be rational. A rather unwise person pretending to be wise. I think I should leave him with a medicine of his own, as he seems to like it in Amharic and Tigrigna and in red colours so that he don't miss it

"ተልመዴን ቦለቲከኛን ናይ ቦለቲካ መሃይምን ምዃን ትርፉ ናይ ሃይማኖት ኣቦታት ምጽራፍን ምዝንጣልን ኢዩ። "

"ተለማማጅ ፖለቲከኛና መሃይም ቦለቲከኛ ብቻ ነው የሃያማኖት አባቶችን ሊሰድብና ሊዘረጥጥ የሚዳዳው!"

Selam/
Senior Member
Posts: 11791
Joined: 04 Aug 2018, 13:15

Re: Cardinal Berhaneyesus should send buna instead of coming himself

Post by Selam/ » 29 Feb 2020, 01:59

It’s seems Issu doesn’t like and trust Eritrea’s Catholic Church and I want to know what the background story is. But people didn’t know about this friction until now. Now the entire world knows about it. Really sad though he humiliated Eritrea’s Catholic Church in public.

Meleket
Member
Posts: 3057
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: Cardinal Berhaneyesus should send buna instead of coming himself

Post by Meleket » 29 Feb 2020, 04:27

ሓወይ justo ኣቐይመካ እንተኰይነ ኣይትሓዘለይ። ናብ ኣርእስቲ ጽሑፍካ ምስ እንምለስ፡ ኤርትራዊ ባህሊን ወግዒን ልማድን ዘይዀነ፡ ብሽም ክቡር ኣቦ ክትወራዘ ዓበድበድ ስለዝበልካ ኢየ ከምዚ ጌረ ምላሽ ሂበካ፡ ተኣረመሉ። (አርባዕተ ነጥቢ)
Meleket wrote:
28 Feb 2020, 03:05
justo wrote:
27 Feb 2020, 15:48
Cardinal Berhaneyesus should send buna instead of coming himself
ሓወይ justo ሃገርና ብቡን ርእሳ ኣይከኣለትን ዲያ፧ ዛባ ሒዝኻ ኣብ ምራራን ባሕሪን ወዘተን ወሪድኻ ንቡንስ ባዕልካ’ባ አፍርዮን አሰስኖን!

ብጹዕ ካርዲናል ብርሃነየሱስ ደምረው ሱራፌል ካቶሊካዊ ካህን ስለዝዀኑ ካልእ ስራሕ ኣሎዎም። ብዘይካ ንጉሥነት ካቶሊካዉያን ምእመናን ዝምልከት ክህነታዊ ዕዮኦም፣ አካቢ ኮሚሽን ዕርቀሰላም ኢትዮጵያ ኮይኖም በቱይ ዓርኽና መንእሰይ ጠቕላዪ ኣብዪ ኣሕመድ ተመዚዞም ስለዘለዉ ዝዓዪዎ ብርቱዕ ስራሕ ኣለዎም። አሥመራ መከዲኦም ምኽንት ድማ ብዕድመ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራን ንክብሪ በዓል ኢዮቤልዩ ኪዳነምሕረት አሥመራ(ሹቕ) ኢዩ።

ሓወይ justo ገለ ወልፊ ቡን እንተልዩካ ግን እቱይ መንእሰይ ጠቅላዪ ሃገረ ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣብዪ ኣሕመድ ናብ ኤርትራ ኪከይድ ከሎ ንኪማላእ ሕተቶ ኢኻ ወይ ድማ ንመሓዙትካ ደምሂት ካብ ጅማ ዓዲጎም ኪሰዱልካ ሓብሮም። ክንብሎኳ እንተሕፈረና "ብቡን ዲዩ ብካልእስ ርእስካ’ባ ከኣል"፣ ብጽፍርካ ምንባር’ዶ ኣይምሓሸካን፣ ካን ዛይኤርትራዊ ባህሊን ባህርይን ካብ ምርኣዪን ናይ እምነት ኣቦ ካብ ምዝንጣልን - ብቡን’ዉን ርእስካ ከኣል!!!

ክቡር የኽብረኻ መጠን ነፍሱ፣ ሕሱር የሕስረካ መጠን ነፍሱ!

ንሓቂ ምስ ገለጽና ንሓሶት ነሸቝርራ፣
ፍለጡና በሉ ንሕና ኢና ኤርትራ!
:mrgreen:

Meleket
Member
Posts: 3057
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: Cardinal Berhaneyesus should send buna instead of coming himself

Post by Meleket » 29 Feb 2020, 04:53

ዓለም ላይ ሁሌም አለመግባባቶችና የሃሳብ ልዩነቶች አሉ፡ የሰለጠኑ ህዝቦች ደግሞ በውይይት ይፈቷቸዋል። እኛም ዘንድ አንዳንድ አለመግባባቶች ቢኖሩም በግዜው በእግዚአብሔር ጥበብ እንደሚፈቱ ጠንቅቀን እናውቃለን።

ስለ ካቶሊክ ቤተክርስትያንና ስለ ናፖሊዮን የምትነገረውን አንዲት ጥቅስ ጀባ እያልኩ

“Napoleon Bonaparte once taunted a Catholic cardinal by threatening: “Your Eminence, are you not aware that I have the power to destroy the Catholic Church?” To which the cardinal quipped: “Your Majesty, we Catholic clergy have done our best to destroy the Church for the last eighteen hundred years. We have not succeeded, and neither will you.”
:mrgreen:

Sabur
Member
Posts: 1364
Joined: 11 Aug 2018, 07:41

Re: Cardinal Berhaneyesus should send buna instead of coming himself

Post by Sabur » 29 Feb 2020, 06:17

ስራሕ ናይ Justo the P!MP ለሓሲ ማዓኮር ኢሳያስ : ከም ሸርሙጣን ባርያን ንኢሳያስ ምግልጋል ኢዩ :

ዝገርም ናይዞም ነደርቲን ዕሱባትን ኮራኩርን ኢሳያስ :

Not only do they turn a blind eye to the atrocities committed against the Eritrean People by Isayas (ሓሳድ ቡዳ ደመኛ ኢሳያስ), they defend and applaud his crimes. These few paid trolls, and slaves are only good at serving Isayas obediently and destroying the Eritrean People.

The killer and enemy of the Eritrean People Isayas is always against those, whether Religious or non Religious organizations and individuals, who speak the truth about Eritrea. And Justo the b!tch is here to do the cheapest bidding to protect the gangster Isayas.

Basically Justo is a cheap prostitute and a p!mp of the gangster Isayas.

justo
Member
Posts: 3178
Joined: 05 May 2013, 17:54

Re: Cardinal Berhaneyesus should send buna instead of coming himself

Post by justo » 29 Feb 2020, 09:00

Meleket wrote:
29 Feb 2020, 04:27
ሓወይ justo ኣቐይመካ እንተኰይነ ኣይትሓዘለይ። ናብ ኣርእስቲ ጽሑፍካ ምስ እንምለስ፡ ኤርትራዊ ባህሊን ወግዒን ልማድን ዘይዀነ፡ ብሽም ክቡር ኣቦ ክትወራዘ ዓበድበድ ስለዝበልካ ኢየ ከምዚ ጌረ ምላሽ ሂበካ፡ ተኣረመሉ። (አርባዕተ ነጥቢ)]
እቲ ናተይ ኣርእስትን ናትካ ዓበድበድን ብዙሕ ዘራኽብ ኣይረኸብኩሉን። እቲ ብምሳላ ጌርካ ዝጸረፍካዮ ንዓኻ ይምልከት። ኣነ ኸኣ ኣይተቐየምኩኻን። መን ምዃንካ ስለዝነገካኒ ንምንታይ ይቕየመካ።

ከምቲ ዝፈረሕናዮ ኸኣ እቶም ሓያል ሃይማኖት በታ Special Raporteur ትበሃል ገይሮም ንኤርትራ ኣብ UN ከሲሶማ እዚ ኸኣዩ እቲ ሓያል ፖሎቲኮኦም ዝበልናካ ዓበድበድ ከይበልካ ሰሚዕካ ነይርካ ተትኸዉን, read below

"The Permanent Mission of the State of Eritrea to the United Nations and other International Organizations in Geneva wishes to provide clarification on the erroneous assertions made by the “Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea” in a News Release https://reliefweb.int/sites/reliefweb.i ... 914037.pdf issued on 21 June 2019.

The “Special Rapporteur” https://www.ohchr.org/EN/HRBodies/SP/Co ... itrea.aspx alleges, among other things, the curtailment of Catholic Church activities in Eritrea."

justo
Member
Posts: 3178
Joined: 05 May 2013, 17:54

Re: Cardinal Berhaneyesus should send buna instead of coming himself

Post by justo » 29 Feb 2020, 09:03

Sabur wrote:
29 Feb 2020, 06:17

ስራሕ ናይ Justo the P!MP ለሓሲ ማዓኮር ኢሳያስ :
ኤርትራዊ ክትመስል እንተደኣ ደሊኻ እዛ ዘረባ ግደፋ።
ኤርትራዉያን ክጥቀሙላ ሰሚዔ ኣይፈልጥን እየ።
ዋላስ ካብዞም መዓኮርና ጽሩይዩ ኢሎም ዝኾርዑ ኢኻ

Sabur
Member
Posts: 1364
Joined: 11 Aug 2018, 07:41

Re: Cardinal Berhaneyesus should send buna instead of coming himself

Post by Sabur » 29 Feb 2020, 10:29

ስራሕ ናይ Justo the P!MP ለሓሲ ማዓኮር ኢሳያስ : ከም ሸርሙጣን ባርያን ንኢሳያስ ምግልጋል ኢዩ :

Justo the P!MP: ጎይታኻ ኢሳያስ ዓጋመ : ንስኻ መንነትካ ዘይፍሉጥ ወዲ ኣርብዓ : ኤርትራውያን ዝለገሱልካ ጸጋ ተምስገን ኣብ ክንዲ ምባል ክንድዚ ኮሸምሸምን ምልሓስን እንታይ ኣምጸኦ :: ሕሱር ዕሱብ ዋሒድ !!

Not only do you turn a blind eye to the atrocities committed against the Eritrean People by Isayas (ሓሳድ ቡዳ ደመኛ ኢሳያስ), you defend and applaud his crimes. You are one of the few paid trolls, and slaves who are only good at serving Isayas ዓጋመ obediently and destroying the Eritrean People.

The killer and enemy of the Eritrean People Isayas is always against those, whether Religious or non Religious organizations and individuals, who speak the truth about Eritrea. And Justo the b!tch is here to do the cheapest bidding to protect the gangster Isayas.

Basically Justo is a cheap prostitute and a p!mp for the gangster Isayas.

justo wrote:
29 Feb 2020, 09:03
Sabur wrote:
29 Feb 2020, 06:17

ስራሕ ናይ Justo the P!MP ለሓሲ ማዓኮር ኢሳያስ :
ኤርትራዊ ክትመስል እንተደኣ ደሊኻ እዛ ዘረባ ግደፋ።
ኤርትራዉያን ክጥቀሙላ ሰሚዔ ኣይፈልጥን እየ።
ዋላስ ካብዞም መዓኮርና ጽሩይዩ ኢሎም ዝኾርዑ ኢኻ

justo
Member
Posts: 3178
Joined: 05 May 2013, 17:54

Re: Cardinal Berhaneyesus should send buna instead of coming himself

Post by justo » 29 Feb 2020, 11:10

Sabur wrote:
29 Feb 2020, 10:29
Justo the P!MP: ጎይታኻ ኢሳያስ ዓጋመ : ንስኻ መንነትካ ዘይፍሉጥ ወዲ ኣርብዓ : ኤርትራውያን ዝለገሱልካ ጸጋ ተምስገን ኣብ ክንዲ ምባል ክንድዚ ኮሸምሸምን ምልሓስን እንታይ ኣምጸኦ :: ሕሱር ዕሱብ ዋሒድ !!

Basically Justo is a cheap prostitute and a p!mp for the gangster Isayas.
ሕጂ ቅሩብ ትሓይሽ።
አታ ብቐያሕ ዘላ ኣትርፋ ኤርትራዊ ክትመስል ኢኻ።
ብኻልእ ተዘይተፈዲሕካ።

Sabur
Member
Posts: 1364
Joined: 11 Aug 2018, 07:41

Re: Cardinal Berhaneyesus should send buna instead of coming himself

Post by Sabur » 29 Feb 2020, 11:30

How about this
መንነትካ ዘይፍሉጥ ወዲ ኣርብዓ : ኩርኩር ኢሳያስ ዓጋመ ?

"ስራሕ ናይ ለሓሲ ማዓኮር ኢሳያስ Justo the P!MP : ከም ሸርሙጣን ባርያን ንኢሳያስ ምግልጋል ኢዩ::"

justo wrote:
29 Feb 2020, 11:10
Sabur wrote:
29 Feb 2020, 10:29
Justo the P!MP: ጎይታኻ ኢሳያስ ዓጋመ : ንስኻ መንነትካ ዘይፍሉጥ ወዲ ኣርብዓ : ኤርትራውያን ዝለገሱልካ ጸጋ ተምስገን ኣብ ክንዲ ምባል ክንድዚ ኮሸምሸምን ምልሓስን እንታይ ኣምጸኦ :: ሕሱር ዕሱብ ዋሒድ !!

Basically Justo is a cheap prostitute and a p!mp for the gangster Isayas.
ሕጂ ቅሩብ ትሓይሽ።
አታ ብቐያሕ ዘላ ኣትርፋ ኤርትራዊ ክትመስል ኢኻ።
ብኻልእ ተዘይተፈዲሕካ።

justo
Member
Posts: 3178
Joined: 05 May 2013, 17:54

Re: Cardinal Berhaneyesus should send buna instead of coming himself

Post by justo » 29 Feb 2020, 11:38

Sabur wrote:
29 Feb 2020, 11:30

How about this መንነትካ ዘይፍሉጥ ወዲ ኣርብዓ : ኩርኩር ኢሳያስ ዓጋመ ?
ስራሕ ናይ ለሓሲ ማዓኮር ኢሳያስ Justo the P!MP : ከም ሸርሙጣን ባርያን ንኢሳያስ ምግልጋል

ዘረባ ሰብ ኣይትሰምዕን ኢኻ እስኻ። ኣብ ሞንጎኻን ኣብ ሞንጎናን ሃያል ዶብ ከድልየናዩ።

Sabur
Member
Posts: 1364
Joined: 11 Aug 2018, 07:41

Re: Cardinal Berhaneyesus should send buna instead of coming himself

Post by Sabur » 29 Feb 2020, 15:30

ስራሕ ናይ ለሓሲ ማዓኮር ኢሳያስ Justo the P!MP : ከም ሸርሙጣን ባርያን ንኢሳያስ ምግልጋል ኢዩ :

Justo the P!MP: መንነትካ ዘይፍሉጥ ወዲ ኣርብዓ : ኤርትራውያን ዝለገሱልካ ጸጋ ተምስገን ኣብ ክንዲ ምባል ክንድዚ ኮሸምሸምን ምልሓስን እንታይ ኣምጸኦ :: ሕሱር ዕሱብ ዋሒድ !!

ንጎይታኻ ኢሳያስ ዓጋመ : ንሕዝቢ ኤርትራ ናብ ሕሱም ናብራን ዓዘቕትን ዘእተወን : ንደቅባት ኤርትራውያን ዘጽነተን : ከምኡ ድማ ከምዚ ከማኻ ደቂ ኣርባዓ ኣሳሰይቱን ብደም ኤርትራውያን ዝጠልቀዩን : ኣኻኺብና ናብቲ ዝተወለድኩምሉ ኪኖ መረብ ምላሽ ምጉሓፍ'ዩ ::

ቆንዳፍ ዓጋመ ዋሒድ !

justo wrote:
29 Feb 2020, 11:38

Post Reply