Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Meleket
Member
Posts: 3057
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

የምጽዋው ጥቃት የወዲ መድህን ምስክርነትና የቴሌ ውሸት!

Post by Meleket » 05 Feb 2020, 09:12

ሜጀር ጀነራል ብርሃነ ነጋሽ (ወዲ መድህን ) . . .
'ኣይ ምጽዋ' የምትለውን መጸሐፍ የጻፈው ሰው እንደ እማኝ ምስክር የጠቀሰው፡ ምጽዋን ከኢትዮጵያ ሰራዊት እጅ ፈልቅቆና ፈንቅሎ የመውስድን የኤርትራዉያን የነጻነት ታጋዮችን የማጥቃት እርምጃ፡ ሁለት ብርጌዶችን መርቶ ተካፍሏል የተባለው የወያነው የዛሬ ሜጀር ጀነራል ብርሃነ ነጋሽስ ምን ይላል?

አድራሻውን አግኝቸ ለወዲ መድህን ደወልኩለት። እንዲህ ብየም ጠየቁት፦
“አይ ምጽዋ” የምትለውን መጸሐፍ የጻፈው አምሳአለቃ ታደሰ ቴሌ ሳልቫኖ፡ “ህወሓት ወያኔ በኦፕሬሽን ፈንቅል እንደተሳተፈች፡ ሁለት የወያኔ ብርጌዶችን መርቶ በጥቃቱ ላይ የተሳተፈውን የወያኔ ታጋይ ወዲ መድህንን ጠይቀው ፡ ወዲ መድህን ሐቀኛ ሰው ነው አይዋሽም። ህወሓቶች፡ ኢትዮጵያ የባህር በር እንዳይኖራት ብርቱ ጥረት አድርገዋል እንዳይባሉ ስለሚፈሩ ነው እንጂ በጦርነቱ ተሳተፈዋል” ብሎ ‘ደራሲው' ቴሌሳልቫኖ እንደነገረኝ ጠቅሸለት ምላሹን እንዲሰጠኝ ጠየቁት።

የወያኔው ሜጀር ጀነራል ብርሃነ ነጋሽ ሲመልስ፡ “ መጀመሪያ ይህ የጠቀስከው ደራሲ አንግኝቶኝ አያውቅም፡ ፍጹም ውሸት ነው። ህወሓት በኦፕሬሽን ፈንቅል አልተሳተፈችም። ይህ የጠቀስከው ደራሲ ብቻ ሳይሆን ሌሎች ጸሐፊዎችም ህወሓት በምጽዋው ኦፕሬሽን ፈንቅል ተሳትፋለች ብለው ጽፈዋል። ይህ ለታሪክ የማይጠቅም ውሸት ነው። ሓቀኛውን ታሪክ የሚያጠፋ ነው። መልካምም አይመስለኝም” ሲል መልሶልኛል።

በ1968 ዓ.ም ወደ ህወሓት የተቀላቀለው ሜጀር ጀነራል ብርሃነ (ወዲ መድህን)፡ የኤርትራ የነጻነት ታጋዮች ምጽዋን ከተቆጣጠሩ ከሶስት ወራት በኋላ፡ ህወሓት ወያኔ ሶስት የመካናይዝድ ጦርሰራዊቶችን አደራጅቶ እንደነበረ በመጥቀስ፡ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ፡ የደቀምሓረ ግምባርን ለመደምሰስ ዝግጅት ያደርግበት በነበረ ወቅት፡ በሁለቱ ድርጅቶች መካከል ሰንዓፈ ላይ በተደረገ መግባባት ወይ ስምምነት መሰረት “ከህዝባዊ ግንባር የሜካናይዝድ ክፍል ተመክሮና ትምህርት ለመቅሰም 12 ሰዎችን ይዤ ወደ ደቀምሓረ ግንባር ሂጄ ነበር” ይላል።

ህወሓት በታሪኳ ከዚያ በፊት በመካናይዝድ ውግያን በተግባር አልጀመርንም ነበር። የደቀምሓረው ውጊያ እንደታሰበው ስላልተሳካ፡ ወዲ ኤፍሬም (ጀኔራል ስብሓት ኤፍሬም) ሂዱ ምጽዋ ላይ ቆዩና ለሁለተኛ ግዜ የደቀምሓረን ግንባር ለማጥቃት ስንሞክር እንጠራችኋለን ብሎ አሰናበተን - ወደ ምጽዋም ሄድን። በዚያ ግዜ ምጽዋ በሻዕብያ እጅ ከገባች ድፍን አንድ ኣመት አልፎ ነበር። የተባለው ደቀምሓረን የማጥቃት ሁለተኛው ሙከራ ስለዘገየብን አባሎቻችን ወደ ነበሩበት ወደ ተነሳነበት ወደ ትግራይ ማለት ወደ ውቅሮ ተመልሰናል” ሲል ምስክርነቱን ሰጥቷል።

ከ12 ዓመታት በፊት በጥሮታ የተሰናበተው አሁን የግል ህይወቱን በመምራት ላይ ያለው ሜጀር ጀነራል ብርሃነ ነጋሽ እንዲህ ብሎም ያክላል፡
በደቀምሓረ ግንባርም ቢሆን፡ ልምድ እንድናካብትና እንድንደልብ የመካናይዝድ ውጊያንና ጦርነትን በተግባር ለመታዘብ ካልሆነ በስተቀር በተካሄደው ጦርነትና ውጊያ ውስጥ እንደ ተዋጊ ሆነ እንደ አዋጊ አመራር ሆነን አልተሳተፍንም” በማለት ሁኔታውን ያብራራል።
በዚህም ቴሌ ሳቫኖ ኢትዮጵያዊያን ጀነራሎችን ኤርትራውያን የነጻነት ታጋዮች እንዳልማረኳቸው ለማስመሰል የጠነሰሰውን ሴራ፡ ኢትዮጵያዊውና ወያኔው ሜጀር ጀነራል ብርሃነ ነጋሽ (ወዲ መድህን ) ፉርሽ አድርጎታል።

ተምንጩ ሲቀዳ https://www.bbc.com/tigrinya/news-51374410
ሜጀር ጀነራል ብርሃነ ነጋሽ (ወዲ መድህን ) . . .
እቲ ብጸሓፊ 'ኣይ ምጽዋ' ከም እሙን ምንጪ ዝተሮቕሐን፡ ኣብ ስርሒት ፈንቅል ክልተ ብርጌድ መሪሑ ተሳቲፉ እዩ ዝተባህለ ሜጀር ጀነራል ብርሃነ ነጋሽ'ከ እንታይ ይብል?
ኣድራሽኡ ረኺበ ንወዲ መድህን ደዊለሉ።

ጸሓፊ 'ኣይ- ምጽዋ' ሓለቓ ሓምሳ ታደሰ ቴሌ ሳልቫኖ፡ "ህወሓት ኣብ ስርሒት ፈንቅል ከም ዝተሳተፉ፡ ክልተ ብርጌድ መሪሑ ኣብቲ ስርሒት ንዝወዓለ ንተጋዳላይ ወያነ ወዲ መድህን ሕተቶ። ንሱ ሓቀኛ እዩ ኣይሕሱን እዩ። ህወሓት፡ ኢትዮጵያ ኣፍደገ ባሕሪ ንኸይህልዋ ተዋሲኦም ንኸይበሃሉ ስለ ዝፈርሑ እምበር ውዒሎም እዮም" ከምዝተባሃልኩ ጠቒሰ መልሱ ክሰምዕ ተጸበኹ።

ሜጀር ጀነራል ብርሃነ ነጋሽ፡ "መጀመርታ እዚ ትጠቕሶ ዘለኻ ደራሲ ንዓይ ረኺቡኒ ኣይፈልጥን'ዩ ሓሶት'ዩ። ህወሓት ኣብ ስርሒት ፈንቅል ኣይተሳተፈን። እዚ ትብሎ ዘለኻ ጸሓፊ ጥራይ ዘይኮነ ግን ካልኦት ጸሓፍቲ እውን ህወሓት ኣብ ስርሒት ባጽዕ ተሳቲፉ ክብሉ ጽሒፎም ኣለዉ። እዚ ንታሪኽ ዘይጠቅም ሓሶት እዩ። ነቲ ሓቐኛ ታሪኽ እውን ዘጥፍእ እዩ። ጽቡቕ እውን ኣይመስለንን" ክብል መሊሱለይ።

ኣብ 1968 ኣ.ኢ. ናብ ህወሓት ዝተሰለፈ ሜጀር ጀነራል ብርሃነ ( ወዲ መድህን) ድሕሪ ምትሓዝ ባጽዕ፡ ህወሓት ሰለስተ ክፍለ ሰራዊት መካናይዝድ ኣሃዱ ወዲቡ ምንባሩ ብምሕባር፡ ህዝባዊ ግንባር፡ ንግምባር ደቀምሓረ ንምድምሳስ ምድላዋት ኣብ ዝገብረሉ ዝነበረ እዋን፡ ኣብ መንጎ ክልቲኦም ውድባት ኣብ ሰንዓፈ ብዝተገብረ ምርድዳእ "ካብ መካናይዝድ ህዝባዊ ግንባር ተመኩሮ ንምቕሳም 12 ሰባት ሒዘ ናብ ግንባር ደቀምሓረ ከይደ ነይረ" ይብል።

"ህወሓት ቅድሚኡ ናይ መካናይዝድ ውግእ ብተግባር ኣይጀመርናን ኔርና። እንተኾነ ኲናት ግንባር ደቀምሓረ ከምቲ ዝተሓስበ ስለ ዘይሰለጠ፡ ወዲ ኤፍሬም (ጀኔራል ስብሓት ኤፍሬም) ኪዱ ኣብ ባጽዕ ጽንሑ'ሞ ኣብ ካልኣይ ፈተነ ክንጽውዓኩም ኢና ኢሉ ኣፋንዩና - ናብ ባጽዕ ኬድና፤ ኣብቲ እዋን'ቲ ባጽዕ ኣብ ኢድ ሻዕቢያ ካብ ትኣቱ ዓመት ኣሕሊፋ ነይራ። እቲ ካልኣይ ፈተነ ስለ ዝደንጎየና ግን ናብቲ ኣሃዱና ዝነበረትሉ ናብ ውቕሮ ተመሊስና" ክብል ምስክርነቱ ይህብ።

ቅድሚ 12 ዓመታት ብጥሮታ ተፋንዩ ሕጂ ውልቃዊ ህይወቱ ዝመርሕ ዘሎ ሜጀር ጀነራል ብርሃነ ነጋሽ፡
"ኣብ ግንባር ደቀምሓረ'ውን እንተኾነ፡ ተመኩሮ ንኽንድልብን ናይ መካናይዝድ ውግእ ብግብሪ ንኽንዕዘብን እንተዘይኮይኑ ኣብቲ ኲናት ከም ተዋጋእትን መራሕትን ኣይተሳተፍናን" ክብል የብርህ።
“ሓቂ ዚምስክሩ ተጋሩ አለው ግዲ!” ምበልናሞ፡ ስለምንታይ ክሳብ ሕጂ’ከ ትም ቢሎም ኢልና ድማ ሃሰብና። እዙይ ናይ ሓሶት ታሪክ ዝተጻህፈ ብዘመነ መንግስቶም እንዲዩ ነቢሩ። ጋዜጠኛ ቢቢሲ ጸሐፊ እዚ ጽሑፍ እውን አብ ክንዲ ሰራዊት ደርጊ ጥራህ ምባል ሰራዊት ኢትዮጵያ ክብልውን ምተገብኦ፣ እቲ ምንታይ አብ ባጽዕ ዝተሳዕረ ሰራዊት ደርጊ ሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጵያ ስለዝነበረ! :mrgreen:
ጀጋኑ ኤርትራዉያን ተጋደልቲ ድማ ነዚ ይመስሉ!‘ፈንቅል ኢሎምኻ’የ!’ በለ ሙዚቀኛን ስነጥበባዊን ተጋዳላይ ኣልኣዛር ምስግና (ጀሪ)

ንሓቂ ምስ ገለጽና ንሓሶት ነሸቝርራ፣
ፍለጡና በሉ ንሕና ኢና ኤርትራ።
:mrgreen:
Last edited by Meleket on 05 Feb 2020, 09:47, edited 1 time in total.

Degnet
Senior Member+
Posts: 25078
Joined: 16 Feb 2013, 11:48

Re: የምጽዋው ጥቃት የወዲ መድህን ምስክርነትና የቴሌ ውሸት!

Post by Degnet » 05 Feb 2020, 09:47

Meleket wrote:
05 Feb 2020, 09:12
ሜጀር ጀነራል ብርሃነ ነጋሽ (ወዲ መድህን ) . . .
'ኣይ ምጽዋ' የምትለውን መጸሐፍ የጻፈው ሰው እንደ እማኝ ምስክር የጠቀሰው፡ ምጽዋን ከኢትዮጵያ ሰራዊት እጅ ፈልቅቆና ፈንቅሎ የመውስድን የኤርትራዉያን የነጻነት ታጋዮችን የማጥቃት እርምጃ፡ ሁለት ብርጌዶችን መርቶ ተካፍሏል የተባለው የወያነው የዛሬ ሜጀር ጀነራል ብርሃነ ነጋሽስ ምን ይላል?

አድራሻውን አግኝቸ ለወዲ መድህን ደወልኩለት። እንዲህ ብየም ጠየቁት፦
“አይ ምጽዋ” የምትለውን መጸሐፍ የጻፈው አምሳአለቃ ታደሰ ቴሌ ሳልቫኖ፡ “ህወሓት ወያኔ በኦፕሬሽን ፈንቅል እንደተሳተፈች፡ ሁለት የወያኔ ብርጌዶችን መርቶ በጥቃቱ ላይ የተሳተፈውን የወያኔ ታጋይ ወዲ መድህንን ጠይቀው ፡ ወዲ መድህን ሐቀኛ ሰው ነው አይዋሽም። ህወሓቶች፡ ኢትዮጵያ የባህር በር እንዳይኖራት ብርቱ ጥረት አድርገዋል እንዳይባሉ ስለሚፈሩ ነው እንጂ በጦርነቱ ተሳተፈዋል” ብሎ ‘ደራሲው ቴሌሳልቫኖ እንደነገረኝ ጠቅሸለት ምላሹን እንዲሰጠኝ ጠየቁት።

የወያኔው ሜጀር ጀነራል ብርሃነ ነጋሽ ሲመልስ፡ “ መጀመሪያ ይህን የጠቀስከው ደራሲ አንግኝቶኝ አያውቅም፡ ፍጹም ውሸት ነው። ህወሓት በኦፕሬሽን ፈንቅል አልተሳተፈችም። ይህ የጠቀስከው ደራሲ ብቻ ሳይሆን ሌሎች ጸሐፊዎችም ህወሓት በምጽዋው ኦፕሬሽን ፈንቅል ተሳትፋለች ብለው ጽፈዋል። ይህ ለታሪክ የማይጠቅም ውሸት ነው። ሓቀኛውን ታሪክ የሚያጠፋ ነው። መልካምም አይመስለኝም” ሲል መልሶልኛል።

በ1968 ዓ.ም ወደ ህወሓት የተቀላቀለው ሜጀር ጀነራል ብርሃነ (ወዲ መድህን)፡ የኤርትራ የነጻነት ታጋዮች ምጽዋን ከተቆጣጠሩ ከሶስት ወራት በኋላ፡ ህወሓት ወያኔ ሶስት የመካናይዝድ ጦርሰራዊቶችን አደራጅቶ እንደነበረ በመጥቀስ፡ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ፡ የደቀምሓረ ግምባርን ለመደምሰስ ዝግጅት ያደርግበት በነበረ ወቅት፡ በሁለቱ ድርጅቶች መካከል ሰንዓፈ ላይ በተደረገ መግባባት ወይ ስምምነት መሰረት “ከህዝባዊ ግንባር የሜካናይዝድ ክፍል ተመክሮና ትምህርት ለመቅሰም 12 ሰዎችን ይዤ ወደ ደቀምሓረ ግንባር ሂጄ ነበር” ይላል።

ህወሓት በታሪኳ ከዚያ በፊት በመካናይዝድ ውግያን በተግባር አልጀመርንም ነበር። የደቀምሓረው ውጊያ እንደታሰበው ስላልተሳካ፡ ወዲ ኤፍሬም (ጀኔራል ስብሓት ኤፍሬም) ሂዱ ምጽዋ ላይ ቆዩና ለሁለተኛ ግዜ የደቀምሓረን ግንባር ለማጥቃት ስንሞክር እንጠራችኋለን ብሎ አሰናበተን - ወደ ምጽዋም ሄድን። በዚያ ግዜ ምጽዋ በሻዕብያ እጅ ከገባች ድፍን አንድ ኣመት አልፎ ነበር። የተባለው ደቀምሓረን የማጥቃት ሁለተኛው ሙከራ ስለዘገየብን አባሎቻችን ወደ ነበሩበት ወደ ተነሳነበት ወደ ትግራይ ማለት ወደ ውቅሮ ተመልሰናል” ሲል ምስክርነቱን ሰጥቷል።

ከ12 ዓመታት በፊት በጥሮታ የተሰናበተው አሁን የግል ህይወቱን በመምራት ላይ ያለው ሜጀር ጀነራል ብርሃነ ነጋሽ እንዲህ ብሎም ያክላል፡
በደቀምሓረ ግንባርም ቢሆን፡ ልምድ እንድናካብትና እንድንደልብ የመካናይዝድ ውጊያንና ጦርነትን በተግባር ለመታዘብ ካልሆነ በስተቀር በተካሄደው ጦርነትና ውጊያ ውስጥ እንደ ተዋጊ ሆነ እንደ አዋጊ አመራር ሆነን አልተሳተፍንም” በማለት ሁኔታውን ያብራራል።
በዚህም ቴሌ ሳቫኖ ኢትዮጵያዊያን ጀነራሎችን ኤርትራውያን የነጻነት ታጋዮች እንዳልማረኳቸው ለማስመሰል የጠነሰሰውን ሴራ፡ ኢትዮጵያዊውና ወያኔው ሜጀር ጀነራል ብርሃነ ነጋሽ (ወዲ መድህን ) ፉርሽ አድርጎታል።

ተምንጩ ሲቀዳ https://www.bbc.com/tigrinya/news-51374410
ሜጀር ጀነራል ብርሃነ ነጋሽ (ወዲ መድህን ) . . .
እቲ ብጸሓፊ 'ኣይ ምጽዋ' ከም እሙን ምንጪ ዝተሮቕሐን፡ ኣብ ስርሒት ፈንቅል ክልተ ብርጌድ መሪሑ ተሳቲፉ እዩ ዝተባህለ ሜጀር ጀነራል ብርሃነ ነጋሽ'ከ እንታይ ይብል?
ኣድራሽኡ ረኺበ ንወዲ መድህን ደዊለሉ።

ጸሓፊ 'ኣይ- ምጽዋ' ሓለቓ ሓምሳ ታደሰ ቴሌ ሳልቫኖ፡ "ህወሓት ኣብ ስርሒት ፈንቅል ከም ዝተሳተፉ፡ ክልተ ብርጌድ መሪሑ ኣብቲ ስርሒት ንዝወዓለ ንተጋዳላይ ወያነ ወዲ መድህን ሕተቶ። ንሱ ሓቀኛ እዩ ኣይሕሱን እዩ። ህወሓት፡ ኢትዮጵያ ኣፍደገ ባሕሪ ንኸይህልዋ ተዋሲኦም ንኸይበሃሉ ስለ ዝፈርሑ እምበር ውዒሎም እዮም" ከምዝተባሃልኩ ጠቒሰ መልሱ ክሰምዕ ተጸበኹ።

ሜጀር ጀነራል ብርሃነ ነጋሽ፡ "መጀመርታ እዚ ትጠቕሶ ዘለኻ ደራሲ ንዓይ ረኺቡኒ ኣይፈልጥን'ዩ ሓሶት'ዩ። ህወሓት ኣብ ስርሒት ፈንቅል ኣይተሳተፈን። እዚ ትብሎ ዘለኻ ጸሓፊ ጥራይ ዘይኮነ ግን ካልኦት ጸሓፍቲ እውን ህወሓት ኣብ ስርሒት ባጽዕ ተሳቲፉ ክብሉ ጽሒፎም ኣለዉ። እዚ ንታሪኽ ዘይጠቅም ሓሶት እዩ። ነቲ ሓቐኛ ታሪኽ እውን ዘጥፍእ እዩ። ጽቡቕ እውን ኣይመስለንን" ክብል መሊሱለይ።

ኣብ 1968 ኣ.ኢ. ናብ ህወሓት ዝተሰለፈ ሜጀር ጀነራል ብርሃነ ( ወዲ መድህን) ድሕሪ ምትሓዝ ባጽዕ፡ ህወሓት ሰለስተ ክፍለ ሰራዊት መካናይዝድ ኣሃዱ ወዲቡ ምንባሩ ብምሕባር፡ ህዝባዊ ግንባር፡ ንግምባር ደቀምሓረ ንምድምሳስ ምድላዋት ኣብ ዝገብረሉ ዝነበረ እዋን፡ ኣብ መንጎ ክልቲኦም ውድባት ኣብ ሰንዓፈ ብዝተገብረ ምርድዳእ "ካብ መካናይዝድ ህዝባዊ ግንባር ተመኩሮ ንምቕሳም 12 ሰባት ሒዘ ናብ ግንባር ደቀምሓረ ከይደ ነይረ" ይብል።

"ህወሓት ቅድሚኡ ናይ መካናይዝድ ውግእ ብተግባር ኣይጀመርናን ኔርና። እንተኾነ ኲናት ግንባር ደቀምሓረ ከምቲ ዝተሓስበ ስለ ዘይሰለጠ፡ ወዲ ኤፍሬም (ጀኔራል ስብሓት ኤፍሬም) ኪዱ ኣብ ባጽዕ ጽንሑ'ሞ ኣብ ካልኣይ ፈተነ ክንጽውዓኩም ኢና ኢሉ ኣፋንዩና - ናብ ባጽዕ ኬድና፤ ኣብቲ እዋን'ቲ ባጽዕ ኣብ ኢድ ሻዕቢያ ካብ ትኣቱ ዓመት ኣሕሊፋ ነይራ። እቲ ካልኣይ ፈተነ ስለ ዝደንጎየና ግን ናብቲ ኣሃዱና ዝነበረትሉ ናብ ውቕሮ ተመሊስና" ክብል ምስክርነቱ ይህብ።

ቅድሚ 12 ዓመታት ብጥሮታ ተፋንዩ ሕጂ ውልቃዊ ህይወቱ ዝመርሕ ዘሎ ሜጀር ጀነራል ብርሃነ ነጋሽ፡
"ኣብ ግንባር ደቀምሓረ'ውን እንተኾነ፡ ተመኩሮ ንኽንድልብን ናይ መካናይዝድ ውግእ ብግብሪ ንኽንዕዘብን እንተዘይኮይኑ ኣብቲ ኲናት ከም ተዋጋእትን መራሕትን ኣይተሳተፍናን" ክብል የብርህ።
“ሓቂ ዚምስክሩ ተጋሩ አለው ግዲ!” ምበልናሞ፡ ስለምንታይ ክሳብ ሕጂ’ከ ትም ቢሎም ኢልና ድማ ሃሰብና። እዙይ ናይ ሓሶት ታሪክ ዝተጻህፈ ብዘመነ መንግስቶም እንዲዩ ነቢሩ። ጋዜጠኛ ቢቢሲ ጸሐፊ እዚ ጽሑፍ እውን አብ ክንዲ ሰራዊት ደርጊ ጥራህ ምባል ሰራዊት ኢትዮጵያ ክብልውን ምተገብኦ፣ እቲ ምንታይ አብ ባጽዕ ዝተሳዕረ ሰራዊት ደርጊ ሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጵያ ስለዝነበረ! :mrgreen:
ጀጋኑ ኤርትራዉያን ተጋደልቲ ድማ ነዚ ይመስሉ!‘ፈንቅል ኢሎምኻ’የ!’ በለ ሙዚቀኛን ስነጥበባዊን ተጋዳላይ ኣልኣዛር ምስግና (ጀሪ)

ንሓቂ ምስ ገለጽና ንሓሶት ነሸቝርራ፣
ፍለጡና በሉ ንሕና ኢና ኤርትራ።
:mrgreen:
Jesus Christ,the only escape from this earthly hell.

kebena05
Member
Posts: 2280
Joined: 10 Nov 2019, 14:58

Re: የምጽዋው ጥቃት የወዲ መድህን ምስክርነትና የቴሌ ውሸት!

Post by kebena05 » 05 Feb 2020, 17:40

Thank you Brother.
This is one of the most fairly and accurately written by BBC about Eritrea.

Meleket wrote:
05 Feb 2020, 09:12
ሜጀር ጀነራል ብርሃነ ነጋሽ (ወዲ መድህን ) . . .
'ኣይ ምጽዋ' የምትለውን መጸሐፍ የጻፈው ሰው እንደ እማኝ ምስክር የጠቀሰው፡ ምጽዋን ከኢትዮጵያ ሰራዊት እጅ ፈልቅቆና ፈንቅሎ የመውስድን የኤርትራዉያን የነጻነት ታጋዮችን የማጥቃት እርምጃ፡ ሁለት ብርጌዶችን መርቶ ተካፍሏል የተባለው የወያነው የዛሬ ሜጀር ጀነራል ብርሃነ ነጋሽስ ምን ይላል?

አድራሻውን አግኝቸ ለወዲ መድህን ደወልኩለት። እንዲህ ብየም ጠየቁት፦
“አይ ምጽዋ” የምትለውን መጸሐፍ የጻፈው አምሳአለቃ ታደሰ ቴሌ ሳልቫኖ፡ “ህወሓት ወያኔ በኦፕሬሽን ፈንቅል እንደተሳተፈች፡ ሁለት የወያኔ ብርጌዶችን መርቶ በጥቃቱ ላይ የተሳተፈውን የወያኔ ታጋይ ወዲ መድህንን ጠይቀው ፡ ወዲ መድህን ሐቀኛ ሰው ነው አይዋሽም። ህወሓቶች፡ ኢትዮጵያ የባህር በር እንዳይኖራት ብርቱ ጥረት አድርገዋል እንዳይባሉ ስለሚፈሩ ነው እንጂ በጦርነቱ ተሳተፈዋል” ብሎ ‘ደራሲው' ቴሌሳልቫኖ እንደነገረኝ ጠቅሸለት ምላሹን እንዲሰጠኝ ጠየቁት።

የወያኔው ሜጀር ጀነራል ብርሃነ ነጋሽ ሲመልስ፡ “ መጀመሪያ ይህ የጠቀስከው ደራሲ አንግኝቶኝ አያውቅም፡ ፍጹም ውሸት ነው። ህወሓት በኦፕሬሽን ፈንቅል አልተሳተፈችም። ይህ የጠቀስከው ደራሲ ብቻ ሳይሆን ሌሎች ጸሐፊዎችም ህወሓት በምጽዋው ኦፕሬሽን ፈንቅል ተሳትፋለች ብለው ጽፈዋል። ይህ ለታሪክ የማይጠቅም ውሸት ነው። ሓቀኛውን ታሪክ የሚያጠፋ ነው። መልካምም አይመስለኝም” ሲል መልሶልኛል።

በ1968 ዓ.ም ወደ ህወሓት የተቀላቀለው ሜጀር ጀነራል ብርሃነ (ወዲ መድህን)፡ የኤርትራ የነጻነት ታጋዮች ምጽዋን ከተቆጣጠሩ ከሶስት ወራት በኋላ፡ ህወሓት ወያኔ ሶስት የመካናይዝድ ጦርሰራዊቶችን አደራጅቶ እንደነበረ በመጥቀስ፡ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ፡ የደቀምሓረ ግምባርን ለመደምሰስ ዝግጅት ያደርግበት በነበረ ወቅት፡ በሁለቱ ድርጅቶች መካከል ሰንዓፈ ላይ በተደረገ መግባባት ወይ ስምምነት መሰረት “ከህዝባዊ ግንባር የሜካናይዝድ ክፍል ተመክሮና ትምህርት ለመቅሰም 12 ሰዎችን ይዤ ወደ ደቀምሓረ ግንባር ሂጄ ነበር” ይላል።

ህወሓት በታሪኳ ከዚያ በፊት በመካናይዝድ ውግያን በተግባር አልጀመርንም ነበር። የደቀምሓረው ውጊያ እንደታሰበው ስላልተሳካ፡ ወዲ ኤፍሬም (ጀኔራል ስብሓት ኤፍሬም) ሂዱ ምጽዋ ላይ ቆዩና ለሁለተኛ ግዜ የደቀምሓረን ግንባር ለማጥቃት ስንሞክር እንጠራችኋለን ብሎ አሰናበተን - ወደ ምጽዋም ሄድን። በዚያ ግዜ ምጽዋ በሻዕብያ እጅ ከገባች ድፍን አንድ ኣመት አልፎ ነበር። የተባለው ደቀምሓረን የማጥቃት ሁለተኛው ሙከራ ስለዘገየብን አባሎቻችን ወደ ነበሩበት ወደ ተነሳነበት ወደ ትግራይ ማለት ወደ ውቅሮ ተመልሰናል” ሲል ምስክርነቱን ሰጥቷል።

ከ12 ዓመታት በፊት በጥሮታ የተሰናበተው አሁን የግል ህይወቱን በመምራት ላይ ያለው ሜጀር ጀነራል ብርሃነ ነጋሽ እንዲህ ብሎም ያክላል፡
በደቀምሓረ ግንባርም ቢሆን፡ ልምድ እንድናካብትና እንድንደልብ የመካናይዝድ ውጊያንና ጦርነትን በተግባር ለመታዘብ ካልሆነ በስተቀር በተካሄደው ጦርነትና ውጊያ ውስጥ እንደ ተዋጊ ሆነ እንደ አዋጊ አመራር ሆነን አልተሳተፍንም” በማለት ሁኔታውን ያብራራል።
በዚህም ቴሌ ሳቫኖ ኢትዮጵያዊያን ጀነራሎችን ኤርትራውያን የነጻነት ታጋዮች እንዳልማረኳቸው ለማስመሰል የጠነሰሰውን ሴራ፡ ኢትዮጵያዊውና ወያኔው ሜጀር ጀነራል ብርሃነ ነጋሽ (ወዲ መድህን ) ፉርሽ አድርጎታል።

ተምንጩ ሲቀዳ https://www.bbc.com/tigrinya/news-51374410
ሜጀር ጀነራል ብርሃነ ነጋሽ (ወዲ መድህን ) . . .
እቲ ብጸሓፊ 'ኣይ ምጽዋ' ከም እሙን ምንጪ ዝተሮቕሐን፡ ኣብ ስርሒት ፈንቅል ክልተ ብርጌድ መሪሑ ተሳቲፉ እዩ ዝተባህለ ሜጀር ጀነራል ብርሃነ ነጋሽ'ከ እንታይ ይብል?
ኣድራሽኡ ረኺበ ንወዲ መድህን ደዊለሉ።

ጸሓፊ 'ኣይ- ምጽዋ' ሓለቓ ሓምሳ ታደሰ ቴሌ ሳልቫኖ፡ "ህወሓት ኣብ ስርሒት ፈንቅል ከም ዝተሳተፉ፡ ክልተ ብርጌድ መሪሑ ኣብቲ ስርሒት ንዝወዓለ ንተጋዳላይ ወያነ ወዲ መድህን ሕተቶ። ንሱ ሓቀኛ እዩ ኣይሕሱን እዩ። ህወሓት፡ ኢትዮጵያ ኣፍደገ ባሕሪ ንኸይህልዋ ተዋሲኦም ንኸይበሃሉ ስለ ዝፈርሑ እምበር ውዒሎም እዮም" ከምዝተባሃልኩ ጠቒሰ መልሱ ክሰምዕ ተጸበኹ።

ሜጀር ጀነራል ብርሃነ ነጋሽ፡ "መጀመርታ እዚ ትጠቕሶ ዘለኻ ደራሲ ንዓይ ረኺቡኒ ኣይፈልጥን'ዩ ሓሶት'ዩ። ህወሓት ኣብ ስርሒት ፈንቅል ኣይተሳተፈን። እዚ ትብሎ ዘለኻ ጸሓፊ ጥራይ ዘይኮነ ግን ካልኦት ጸሓፍቲ እውን ህወሓት ኣብ ስርሒት ባጽዕ ተሳቲፉ ክብሉ ጽሒፎም ኣለዉ። እዚ ንታሪኽ ዘይጠቅም ሓሶት እዩ። ነቲ ሓቐኛ ታሪኽ እውን ዘጥፍእ እዩ። ጽቡቕ እውን ኣይመስለንን" ክብል መሊሱለይ።

ኣብ 1968 ኣ.ኢ. ናብ ህወሓት ዝተሰለፈ ሜጀር ጀነራል ብርሃነ ( ወዲ መድህን) ድሕሪ ምትሓዝ ባጽዕ፡ ህወሓት ሰለስተ ክፍለ ሰራዊት መካናይዝድ ኣሃዱ ወዲቡ ምንባሩ ብምሕባር፡ ህዝባዊ ግንባር፡ ንግምባር ደቀምሓረ ንምድምሳስ ምድላዋት ኣብ ዝገብረሉ ዝነበረ እዋን፡ ኣብ መንጎ ክልቲኦም ውድባት ኣብ ሰንዓፈ ብዝተገብረ ምርድዳእ "ካብ መካናይዝድ ህዝባዊ ግንባር ተመኩሮ ንምቕሳም 12 ሰባት ሒዘ ናብ ግንባር ደቀምሓረ ከይደ ነይረ" ይብል።

"ህወሓት ቅድሚኡ ናይ መካናይዝድ ውግእ ብተግባር ኣይጀመርናን ኔርና። እንተኾነ ኲናት ግንባር ደቀምሓረ ከምቲ ዝተሓስበ ስለ ዘይሰለጠ፡ ወዲ ኤፍሬም (ጀኔራል ስብሓት ኤፍሬም) ኪዱ ኣብ ባጽዕ ጽንሑ'ሞ ኣብ ካልኣይ ፈተነ ክንጽውዓኩም ኢና ኢሉ ኣፋንዩና - ናብ ባጽዕ ኬድና፤ ኣብቲ እዋን'ቲ ባጽዕ ኣብ ኢድ ሻዕቢያ ካብ ትኣቱ ዓመት ኣሕሊፋ ነይራ። እቲ ካልኣይ ፈተነ ስለ ዝደንጎየና ግን ናብቲ ኣሃዱና ዝነበረትሉ ናብ ውቕሮ ተመሊስና" ክብል ምስክርነቱ ይህብ።

ቅድሚ 12 ዓመታት ብጥሮታ ተፋንዩ ሕጂ ውልቃዊ ህይወቱ ዝመርሕ ዘሎ ሜጀር ጀነራል ብርሃነ ነጋሽ፡
"ኣብ ግንባር ደቀምሓረ'ውን እንተኾነ፡ ተመኩሮ ንኽንድልብን ናይ መካናይዝድ ውግእ ብግብሪ ንኽንዕዘብን እንተዘይኮይኑ ኣብቲ ኲናት ከም ተዋጋእትን መራሕትን ኣይተሳተፍናን" ክብል የብርህ።
“ሓቂ ዚምስክሩ ተጋሩ አለው ግዲ!” ምበልናሞ፡ ስለምንታይ ክሳብ ሕጂ’ከ ትም ቢሎም ኢልና ድማ ሃሰብና። እዙይ ናይ ሓሶት ታሪክ ዝተጻህፈ ብዘመነ መንግስቶም እንዲዩ ነቢሩ። ጋዜጠኛ ቢቢሲ ጸሐፊ እዚ ጽሑፍ እውን አብ ክንዲ ሰራዊት ደርጊ ጥራህ ምባል ሰራዊት ኢትዮጵያ ክብልውን ምተገብኦ፣ እቲ ምንታይ አብ ባጽዕ ዝተሳዕረ ሰራዊት ደርጊ ሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጵያ ስለዝነበረ! :mrgreen:
ጀጋኑ ኤርትራዉያን ተጋደልቲ ድማ ነዚ ይመስሉ!‘ፈንቅል ኢሎምኻ’የ!’ በለ ሙዚቀኛን ስነጥበባዊን ተጋዳላይ ኣልኣዛር ምስግና (ጀሪ)

ንሓቂ ምስ ገለጽና ንሓሶት ነሸቝርራ፣
ፍለጡና በሉ ንሕና ኢና ኤርትራ።
:mrgreen:

Meleket
Member
Posts: 3057
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: የምጽዋው ጥቃት የወዲ መድህን ምስክርነትና የቴሌ ውሸት!

Post by Meleket » 07 Feb 2020, 04:09

kebena05 wrote:
05 Feb 2020, 17:40

ወዳጃችን kebena05 ቢቢሲዎች በዚህ ዘገባቸው ስለኤርትራ የተናገሩት ባልከፋ፡ ነገር ግን ወዲ መድህን የተባለው የአሁኑ የወያኔ ጀነራላቸው “ስለ ሶስቱ የወያኔ የመካናይዝድ ክፍለጦሮች’ የተናገረው አባባል ሓቅነቱ መፈተሽ አለበት፡ ምክንያቱም ወያኔ በርግጥ በዚያን ወቅት ያን ያህል ሰራዊት የመካናይዝድ ሰራዊት ለማደራጀት የሚያስችል ቁመናና መሳሪያ ነበራትን? የሚለው ጥያቄ ራሱ ወዲ መድህን ‘ከዚያ በፊት የመካናይዝድ ውጊያ ብቃት ይሁን ተሞክሮ አልነበረንም’ ከሚለው አባባሉ ጋር ሳይጋጭ አይቀርምና። እውነተኛውን ሁኔታ እንኳ ኤርትራዉያኖቹ ታጋዮች እነ ስብሓት ኤፍሬም በተለይም የመካናይዝድ አዛዦቹ እነ ሮመዳን አውሊያይና ተኪኤ ርእሶም ወዘተ በደንቡ ያውቁታል!

Meleket
Member
Posts: 3057
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: የምጽዋው ጥቃት የወዲ መድህን ምስክርነትና የቴሌ ውሸት!

Post by Meleket » 08 Feb 2023, 02:31

ንኤርትራውያን

ወርሒ ለካቲት ብዘይ ጅግና ተጋዳላይ ጀሪ (ኣልኣዛር ምስግና) . . . 'ፈንቅል ኢሎምኻ'

ወርሒ መጋቢት ብዘይ ጅግና ተጋዳላይ ወዲ ትዅል (ተኽለ ክፍለማርያም) . . . 'ይከኣሎ'

ማዕረግ ዬብለንን! ቢልና ኣሎና ንሕና ኤርትራውያን ደያኑ ማእከልን መስመርን ብኤርትራዊ ጭዉነት ሓበንን ፍናንን! :mrgreen:

Post Reply