Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
አርትራ-ዓዲ-ጀጋኑ
Member
Posts: 174
Joined: 11 Sep 2018, 17:00

ናይ ረሳ ማለሊት ወግሐ ጸብሐ ኣኸባ ካብ ኩቱር ፍርሒ አዮ። ፈንቕል ትመስክር።

Post by አርትራ-ዓዲ-ጀጋኑ » 02 Feb 2020, 17:29

ከምቲ ኣቦታትና አርትራውያን ናይ ቐደም ዝምስሉዏ'ስ፣ ዝገብር'ሲ ነዲኡ ነይነግር። ያአኢ ህዝቢ አርትራ ብጃህራ ፈኸራን ናይ ፈራ ማለሊት ክደሃል አንድዮ አቲ ሓሳቦም ነሩ፣ ግን ብ ኣንጻሩ ግን ህዝቢን መንግስትን አርትራ ኣሹንካይ'ዶ ናይ ፈራ ማለሊት ፈኸራ ናይቶም ሓያላት ናይ ኣፍሪቃን ሕብረት ሶቨየት አኢና ዝብሉ ዝነበር ሕቖኦም ሰሩ ኣልሚስዎም አዮ። ፈንቕል ትመስክር።