Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

ኣይተ ዘርኣይ "መደብ ትግርኛ እኮ ብዙሕ ኣገዳሲ መደብ ኣይኮነን፣ ዘይጥዓመኩም እንተኾይኑ ብቁፅ ኢልኩም ኪዱ"

Post by Abe Abraham » 28 Jan 2020, 20:19

saveAdna wrote :

ብዛዕባ ውልቀ-ሰባት ምፅሓፍ ብርግፅ ብውልቀይ እውን ከበረታትዕ ኣይደልን፣ ኾይኑ ግን ገለ እዋናት ኣለዉ ክትፅሕፍ ዝገድዱኻ- ልክዕ ከምቲ ናይ ሐዚ ዝበሉ እዋናት፣

- ብመሰረት ካብ ኣብ መሳርሕቱ ዝነበሩ ተጋሩ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ዝረኸብኩዎ ዝደጋገም ሓበሬታ፣ ምኽንያቱ ግልፂ ብዘይኮነ ኩነታት ኣይተ ዘርኣይ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝነበረሎም ዓመታት ኩሎም ንተጋሩ ብምብዳል፣ ንተጋሩ ብምምርሳሕ ናይ ካልኦት ፍቕሪ ንምሽማት ይፅዕር ነይሩ(ብዛዕባ እዚ ቅድሚ ዓመታት ሓደ ወይ ክልተ ግዘ ምፅሓፈይ ይዝክር)።

- ካልእ ተሪፉስ ንሓደ ናይ ዜና እወጃ መደብ ንመንበብቲ ዜና ፍሪላንሰር ጋዜጠኛታት ዝኽፈል መጠን ክፍሊት ገንዘብ እቲ ናይ ትግርኛ ካብቶም ካልኦት ብፍርቂ ዝቐነሰ ክኸውን ገይሩ። በዚ ምኽንያት ናይ ትግርኛ መንበብቲ ዜና ዝኾኑ መናእሰይ ተኣኪቦም "ክፍሊት ይውሕደና ኣሎ፣ ናይ ትራንስፖርት ወፃእና ዝሽፍን እውን ኣይኮነን፣ ብፍሉይ ንብደል ኣለና" ኢሎም ናብኡ ከይዶም ጠሪዖም። መልሲ ኣይተ ዘርኣይ "መደብ ትግርኛ እኮ ብዙሕ ኣገዳሲ መደብ ኣይኮነን፣ ዘይጥዓመኩም እንተኾይኑ ብቁፅ ኢልኩም ኪዱ" ዝብል መልሲ ሂቡዎም። ብርክት ዝበሉ ካብኦም ድማ ብሓደ መዓልቲ ለቒቖም፣ በቲ እዋን ገለ ካብቶም ግዳያት ቓንዝኦም ገሊፆምለይ ኣብዚ እውን ጠቂዐዮ ነይረ።

- ኣይተ ዘርኣይ ኢቲቪ ናይኒ ፍቅር ይልቃልን ጌትነት ኣሸብርን መፃወቲ ክኸውን እዩ ገይሩ። ንሱ ኣብ ዝነበረሉ እዋን ድላዩ ልምዲ ይሃልዎ ትግራዋይ ፈፂሙ ዕቤት ኣይረክብን ነይሩ።

- ንሓደ ተጋዳላይ ኣብ "ምብፃሕ ንኣይተ ገብሩ ኣስራት ናይ ቀረባ ዘመድ ዝኾነ ሰብ ተረኺብካ" ብዝብል ምኽንያት ጥራሕ ብዙሕ በደል ኣብፂሑ፣

- ኣይተ ዘርኣይ ኣብ ትግራይ ምስራሕ ዝፎቱ ኣይኮነን፣ ሓደ እዋን ንህዝቢ ትግራይ "ዓሻኹ" ኢሉ ከምዝገልፆ ሓደ ናይ ቀደም መሳርሕቱ ይገልፅ

ንዝሓለፉ ክልተ ዓሰርተ ዓመታት ኣንፃር ክብሪ፣ ረብሓን ህልውናን ትግራይ ደው ዝበለ ሰብ ከምዝበረ ኩሎም መሳርሕቱ ብዘይ ዝኾነ ኣፈላላይ ብተመሳሰልቲ ቓላት ዝገልፁዎ ሰብ እዩ ነይሩ- ኣይተ ዘርኣይ ኣስገዶም።

Weyane.is.dead
Member+
Posts: 6796
Joined: 19 Oct 2017, 11:19

Re: ኣይተ ዘርኣይ "መደብ ትግርኛ እኮ ብዙሕ ኣገዳሲ መደብ ኣይኮነን፣ ዘይጥዓመኩም እንተኾይኑ ብቁፅ ኢልኩም ኪዱ"

Post by Weyane.is.dead » 28 Jan 2020, 20:22

Buda tplf cannibalizing themselves.
Abe Abraham wrote:
28 Jan 2020, 20:19

Post Reply