Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
-
pushkin
- Member+
- Posts: 9536
- Joined: 23 Jul 2015, 06:10
Post
by pushkin » 25 Jan 2020, 06:04
Degnet wrote: ↑25 Jan 2020, 03:51
Ejersa wrote: ↑24 Jan 2020, 08:58
እዛ ጎማ እዚኣ ኣፍታ ማእከል ሮማናት እንድሕር ለየቃፀልናያ፤...ተጋሩ ፈራሓት ኢና ማለት እዩ። ካልኣይ ሓረጉ ብዓባያ እውን ኣይትልወጥን ትእምት እውን ናይ ህዝቢ ኣይትኮንን ።ናይ ሓደ ዓሌትን ጉጅለን ኮይነን ይቅፅላ። ዳሓር ካዓ ደቆም ይወርስወን። ከዚ አብይ አህመድ ላሃለየ ነገራት ነፍጥኖም።ምእንታን ክሕግዘና።እሱ ንእሽተይ ዓመፅ ክንገብር ጥራሕ እዩ ዝደልይ። ካብኡ እዞም ሰባት ፀራሪጉ ልምውሳድ ድሉው እዩ።እንድሕር ፈዚዝና ሓንቲ ቁምነገር ተዘይገበርና መሽረፈት ሓደግዛዕ ተኮይኑ ግን ዎጋ የብልናይ።ልሕብረና የለይ።ባርያ ሓረጉ ኮይና ልዘመናት ንቅፅል ማለት እዩ።
Tefeu resahat,ignorant,you are only worthy of what present says about you,very cheap/eshoken be eshok