Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

ኣስዋሽን ኣይሁዳዊ ጎረቤት ......

Post by Abe Abraham » 23 Jan 2020, 14:03



ከም ዝዝንቶ - ገሊኦም ስኑድ ኣይኮነን ዝብልዎ - ነቢይ ምስልምና መሓመድ ሓደ ወግሐ ጸብሐ ዝታረኾን ጓሓፍ ዝድርብየሉን ኣይሁዳዊ ጎረቤት ኔርዎ ። እዚ መርዛም ጎረቤት ሓደ መዓልቲ ጎሓፍ ምድርባይ የለ ገለ የለ ደሃዩ ምስ ኣጥፈአ እቲ ግዳይ ናይ ብዕልግናኡ " እዚ ሰብ እንታይ ደኣ ወሪድዎ ? ሓሚሙ ዶ ይኸውን ዋላ ሞይቱ ? " ብምባል ሃለዋቱ ክፈልጥ ናብ ገዝኡ ከይዱ ።

ንሕና ድማ ኣስዋሽ ጎሓፋ ( እቲ ጓሓፋ መታን ንጎይቶታ ከም ትሰርሕ ዘላ ንክተእምን ብመልክዕ ስእልታት ልጥፍ-ልጥፍ ኣቢላቶ ትኸይድ ማለት እዩ ! ) ክድርብይ ከሪማን ሓግያን ጥርቅም ክትብል እንከላ ሓሚማ ዶ ዋላ ሞይታ ትኸውን ብምባል ንሻቐል !! :lol: :lol: :lol: :lol: :lol: :lol:



Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ኣስዋሽን ኣይሁዳዊ ጎረቤት ......

Post by Abe Abraham » 23 Jan 2020, 17:23


:lol: :lol: :lol: :lol: :lol:

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ኣስዋሽን ኣይሁዳዊ ጎረቤት ......

Post by Temt » 23 Jan 2020, 17:31

Abe Abraham wrote:
23 Jan 2020, 17:23

:lol: :lol: :lol:
Most hilarious!
:lol: :lol: :lol: :lol: :lol:

Digital Weyane
Member+
Posts: 8533
Joined: 19 Jun 2019, 21:45

Re: ኣስዋሽን ኣይሁዳዊ ጎረቤት ......

Post by Digital Weyane » 23 Jan 2020, 23:04

በሉስቲ ሓዙ፣
ወደኖይ አዋሽ ወዲ ዓድዋ ኡቱ ዝዓበየ ህያብ መለስ ዜናዊ ልዲጂታል ወያነና ኡዩ። ገለ ገለ አባላት ሕወሓት፡ "..ትግራይና ብመንገዲ መረጃ ፎሩም ኡያ ነፃነታ ተግኒ!" እይሎም ተሳሕቲቶም ልወደኖይ አዋሽ አሳሕቲቶሞ እምበይ፡ ኡቱይ ትኽክለኛ መንገዲ ሕሹኽ ዝብሎ ሰብ ተዘግኒ ነይሩ ሀምዚ ሕዚ ፀጉሩ ላፅዩ አብ ሓዘን አይምተቐመጠይ።

Post Reply