Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Deqi-Arawit
Senior Member
Posts: 13704
Joined: 29 Mar 2009, 11:10
Location: Bujumbura Brundi

Re: Game Over!!!!!

Post by Deqi-Arawit » 24 Jan 2020, 02:12

pushkin wrote:
24 Jan 2020, 00:33
"ክብረት ዘይፈትወሉ፡ ንውርደት ዝተፈጥረ" ደኣ ብጀካ ዓጋመ ዝብልኹም ረስሓትን ለመንትን ሰረቕትን ህዝቢ ካሊእ መን ኣሎ ድዩ? ካባኹም እሞ ድማ ካብ ዓጋመ ዝርከብ ክብረት ከ ኣሎ ድዩ? ኣንቱም ረሳሓት ዘርኢ ርግምቲ ከተዛርቡና ድማ። "ኣካልካ ትበተኽ ብቱኽ። ምሳኹም ዘራኽብ ነገር የብልናን ዓጋመ ረሳሓት ፉንፉናት ዘርኢ።
Deqi-Arawit wrote:
24 Jan 2020, 00:18
ቲፎዞታት ወዲ መድሕን በራድ ኣብ ሑሉፍ ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ኣይ ትንበራ። ኣብዘን ዝሓለፋ ፳ ዓመት፣ ጎይታኽንን መድሓኒኽንን ወዲ መድሕን በራድ ኢንታይ ገይሩ፧
ኣንታ ጀልፋፍ, ዓጋመ እንተ ደሊኻ, ነቲ ቱጉምባሓሉ ወዲ መድሕን በራድ ዓባዩ ዓጋመ እያ. ዓጋመ ጥራይ ዘይኮነት, ጾማቂት ስዋ እያ ነይራ.

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: Game Over!!!!!

Post by Zmeselo » 24 Jan 2020, 04:10

እሞ ከም ቀደምና ዘልሓጥሓጥ አይንበል: አብ ታሪኽና ተመርኲስና ሓድነትና ነትርር: ምባል'ሞ እንታይ ነዉሪ ረኺብካሉ? ብጀካ እቲ ስዲ አተዓባብያኻ: ንኹሉ ግልጺ ምግባር? ሽም ኢሳያስ: ሓንሳብ እኳ አይጸወዓን ንሱ:: ዶስ ዋላ: ኢሳያስን Eplfን ሓንቲ ኢዮም: ኢኻ ትብለና ዘለኻ?

ከም በዓል ከማኹም ዕባይ ጽርግያ ግን: ብሰንኪ ግላዊ ጽልእኹም አብ ኢሳያስን ህርፋን ናይ ስልጣን ምጭባጥን (His eminence ኢልካ ነብስኻ ፈጺሙ ዘይደረጃኣ ምሃብ ከምዝሕብሮ) ንኹሉ ታሪኽ ቅያ ተቆናጽቡን: ረስዕዎ ትብሉናን:: ናይ ግልኹም አበርኩቶ ድማ: ንፈልጦ ዘይብልና! ዋላ እንተጸረፍካዮ ንትያትርን ከተምስልን: ንስኻን asswashን ዋላሓንቲ ፍልልይ የብልኩምን!!!

ልዕሊ ኢሳያስ ክንሪኤኩም'ኮ: እንተወሓደ መንነትኩም ክንፈልጥ አለና:: ከም ናትካ ረሳሕ ዝመልሓሶም: ኤርትራ አየድልዩዋን:: አብ ስደትኩም ክትሞቱ ኢኹም:: 2% ከማን ስለዘይትኸፍሉ ድማ: ሬሳኹም ንሃገር ምእታዉ ተኸልኪሉ: ጸዓዱ cremate ጌሮም: ናብ ሓሙኹሽቲ ክቕይርኹም ኢዮም::

ጽቡቕ መገሻ: ንገሃነመ እሳት!!!

Deqi-Arawit wrote:
24 Jan 2020, 00:18
ቲፎዞታት ወዲ መድሕን በራድ ኣብ ሑሉፍ ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ኣይ ትንበራ። ኣብዘን ዝሓለፋ ፳ ዓመት፣ ጎይታኽንን መድሓኒኽንን ወዲ መድሕን በራድ ኢንታይ ገይሩ፧

Deqi-Arawit
Senior Member
Posts: 13704
Joined: 29 Mar 2009, 11:10
Location: Bujumbura Brundi

Re: Game Over!!!!!

Post by Deqi-Arawit » 24 Jan 2020, 04:58

Zmeselo wrote:
24 Jan 2020, 04:10

ኣላ ወይጦ ዶ ክብለካ ወይስ copy and paste.
ሓድነት ማለት ብኣራዳድኣ ትፎዞታት ወዲ መድሕን በራድ, ትዓሚትካን እእዛንካ ኣጽምምካን ነዚ ሰኽራን ዝበለን ቃላት ምድጋም ማለት እየን. ካልእ ትርጉም ማለት የብሉን.

ነቲ ሓድነቱ ኣትሪሩ ናጽነቱ ዝጨበጠ ህዝቢ ኤርትራ ክኣ, ወዲ መድሕን በራድ ስልጣና ንምንዋሕ ከም ሑሱም ባዕዳዊ ገዛኢ, መቓቕልካ ግዛእ ዝብል ስልቲ ተጠቂሙ ኤርትራዊ ብኣውራጃ ብግደበ ዓዲ ተመቒሉ ይርከብ. እሱ ካብ ኮነኸ ወዲ መድሕን በራድን ስዓብቱን ነታ ቃል ሓደነት ትብል ሓረግ ክሽቅጣላ ሞራላዉ ልዕልነት ኣለወን ዶ. እቲ መልሲ ነዘን ቲፎዞ ወዲ መድሕን በራድ ንግደፎ

Deqi-Arawit
Senior Member
Posts: 13704
Joined: 29 Mar 2009, 11:10
Location: Bujumbura Brundi

Re: Game Over!!!!!

Post by Deqi-Arawit » 24 Jan 2020, 05:31

ካልእ ክብሎ ዝደሊ. ስርሒት ፈንቅል ዩኹን ካልኦት ዓበይቲ ወትሃደራዊ ፍጻሜታት, ሰብ ብዝተፋላለየ ተዘክሮታት እያ ተትኣሳስሮ. እዘን ትፎዞታት ወዲ መድሕን ክኣ እሰን ክሽቅጣሉ ከለዋ, ነቲ ፍጻመ ዋጉኡን ክብሩን አግዱላሉ እምበር ኣይውስኻሉን.

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: Game Over!!!!!

Post by Zmeselo » 24 Jan 2020, 05:41

Deqi-Arawit wrote:
24 Jan 2020, 04:58
Zmeselo wrote:
24 Jan 2020, 04:10
እሞ ከም ቀደምና ዘልሓጥሓጥ አይንበል: አብ ታሪኽና ተመርኲስና ሓድነትና ነትርር: ምባል'ሞ እንታይ ነዉሪ ረኺብካሉ? ብጀካ እቲ ስዲ አተዓባብያኻ: ንኹሉ ግልጺ ምግባር? ሽም ኢሳያስ: ሓንሳብ እኳ አይጸወዓን ንሱ:: ዶስ ዋላ: ኢሳያስን Eplfን ሓንቲ ኢዮም: ኢኻ ትብለና ዘለኻ?

ከም በዓል ከማኹም ዕባይ ጽርግያ ግን: ብሰንኪ ግላዊ ጽልእኹም አብ ኢሳያስን ህርፋን ናይ ስልጣን ምጭባጥን (His eminence ኢልካ ነብስኻ ፈጺሙ ዘይደረጃኣ ምሃብ ከምዝሕብሮ) ንኹሉ ታሪኽ ቅያ ተቆናጽቡን: ረስዕዎ ትብሉናን:: ናይ ግልኹም አበርኩቶ ድማ: ንፈልጦ ዘይብልና! ዋላ እንተጸረፍካዮ ንትያትርን ከተምስልን: ንስኻን asswashን ዋላሓንቲ ፍልልይ የብልኩምን!!!

ልዕሊ ኢሳያስ ክንሪኤኩም'ኮ: እንተወሓደ መንነትኩም ክንፈልጥ አለና:: ከም ናትካ ረሳሕ ዝመልሓሶም: ኤርትራ አየድልዩዋን:: አብ ስደትኩም ክትሞቱ ኢኹም:: 2% ከማን ስለዘይትኸፍሉ ድማ: ሬሳኹም ንሃገር ምእታዉ ተኸልኪሉ: ጸዓዱ cremate ጌሮም: ናብ ሓሙኹሽቲ ክቕይርኹም ኢዮም::

ጽቡቕ መገሻ: ንገሃነመ እሳት!!!

Deqi-Arawit wrote:
24 Jan 2020, 00:18
ቲፎዞታት ወዲ መድሕን በራድ ኣብ ሑሉፍ ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ኣይ ትንበራ። ኣብዘን ዝሓለፋ ፳ ዓመት፣ ጎይታኽንን መድሓኒኽንን ወዲ መድሕን በራድ ኢንታይ ገይሩ፧
ኣላ ወይጦ ዶ ክብለካ ወይስ copy and paste.
ሓድነት ማለት ብኣራዳድኣ ትፎዞታት ወዲ መድሕን በራድ, ትዓሚትካን እእዛንካ ኣጽምምካን ነዚ ሰኽራን ዝበለን ቃላት ምድጋም ማለት እየን. ካልእ ትርጉም ማለት የብሉን.

ነቲ ሓድነቱ ኣትሪሩ ናጽነቱ ዝጨበጠ ህዝቢ ኤርትራ ክኣ, ወዲ መድሕን በራድ ስልጣና ንምንዋሕ ከም ሑሱም ባዕዳዊ ገዛኢ, መቓቕልካ ግዛእ ዝብል ስልቲ ተጠቂሙ ኤርትራዊ ብኣውራጃ ብግደበ ዓዲ ተመቒሉ ይርከብ. እሱ ካብ ኮነኸ ወዲ መድሕን በራድን ስዓብቱን ነታ ቃል ሓደነት ትብል ሓረግ ክሽቅጣላ ሞራላዉ ልዕልነት ኣለወን ዶ. እቲ መልሲ ነዘን ቲፎዞ ወዲ መድሕን በራድ ንግደፎ
ካብ ናትካ ረሳሕ መልሓስ'ድአ: ወይጦ'ኳ ዊሒዱኒ? :lol:

ንስኻ'ዉን ሕጂ ሕጂ'ኮ: አብታ ሓንቲ ዝኸፈትካያ መስኮት: ን EPLF አምጺኻያ አለኻ:: ግን ነተን ስእለን ለጢፍካዮ ዘለኻ ጀጋኑ: ታሪኸን ንምንጋር ዘይኮነ ነተን ዝወለደአን ደቀን: ርእሰ ምትእማን ዘይብለን ኢልካ ንምቁንጻበን'ዩ እቲ ዕላማኻ:: ሃየ ኢትዮጵያዉያን አጆኹም ሕጂ'ዉን ፈትኑ: ዝብል መልእኽቲ ንምስዳድ ኢዩ:: ኢሳያስ- ኢሳያስ ክትብሉ መሬት ዓሪቡኩም:: ዝሰምዓኩም ግን ስኢንኩም:: ኢሳያስ'ድአ ምስ አሽሓት ምስ መሳርያኦም ዝተዓጥቁ: ክተሓቛቐፍ እንዶ አይራእናዮን?

wegri
Member
Posts: 913
Joined: 23 Feb 2013, 05:49

Re: Game Over!!!!!

Post by wegri » 24 Jan 2020, 06:06

Deqi-Arayit,

በጃኻ እቲ ሓሶትካ መጠን ግበረሉ። ኢሳያስ ነቲ ዝነበረ ኣውራጃዊ ምምሕዳር ኣጥፊኡ ብ ዞባዊ ምምሕዳር ከም ዝኸውን ኢዩ ገይሩ። ስለዚ ክትሕሱ ከለኻ ዝእመን ሓሶት ሓሱ። ድሓር ከኣ ናይ ኤርትራ ጉዳይ ን ኤርትራውያን ስለ ዝምልከት ናብ ኤርትራውያን ግደፎ፡ ናይ ትግራይ ዓድኻ ጉዳይ እንተ ገበርካ ይሕሸካ። እዚ ዎድሓንካ!
ኣዮኻ ናይና! :mrgreen:

Deqi-Arawit
Senior Member
Posts: 13704
Joined: 29 Mar 2009, 11:10
Location: Bujumbura Brundi

Re: Game Over!!!!!

Post by Deqi-Arawit » 24 Jan 2020, 06:12

Zmeselo wrote:
24 Jan 2020, 05:41

ሱቅ በል ኣምሰሉ ለኽባጥ. ኣነ ኣይኮንኩን ንቀዳማይ ሚኒስተር ዶክቶር ኣቢ ኣሕመድ, ድሕሪ ሕጂ እስኻ ኢኻ ትመርሓና ዝብል ተጠሊዕ. መን ድኣ. ጎይታኻ ወዲ መድሕን በራድ.

ኣብቲ ስእሊ እንተ መጺኢካ ኽኣ. እታ ተጋዳሊት ህዝባዊ ግንባር ሳላ ውድባ መግቢ ኣይስኣነትን, ኣብ ገጻን ኣብ ነብሳን ክኣ ኣንጻባርቕ. እዚ እንታይ ማለት እዩ. እታ ወደብ እቲ ዘድሊ ጠለባት ተማልእ ኣላ ማለት እዩ.

ኣብ ጭፍራ ወዲ መድሕን በራድ እንተ መጺኢካ ክኣ , እቲ ስእሊ ባዕሉ እዛረብ ኣሎ.

Deqi-Arawit
Senior Member
Posts: 13704
Joined: 29 Mar 2009, 11:10
Location: Bujumbura Brundi

Re: Game Over!!!!!

Post by Deqi-Arawit » 24 Jan 2020, 06:16

wegri wrote:
24 Jan 2020, 06:06
Deqi-Arawit wrote:
24 Jan 2020, 04:58
Zmeselo wrote:
24 Jan 2020, 04:10
እሞ ከም ቀደምና ዘልሓጥሓጥ አይንበል: አብ ታሪኽና ተመርኲስና ሓድነትና ነትርር: ምባል'ሞ እንታይ ነዉሪ ረኺብካሉ? ብጀካ እቲ ስዲ አተዓባብያኻ: ንኹሉ ግልጺ ምግባር? ሽም ኢሳያስ: ሓንሳብ እኳ አይጸወዓን ንሱ:: ዶስ ዋላ: ኢሳያስን Eplfን ሓንቲ ኢዮም: ኢኻ ትብለና ዘለኻ?

ከም በዓል ከማኹም ዕባይ ጽርግያ ግን: ብሰንኪ ግላዊ ጽልእኹም አብ ኢሳያስን ህርፋን ናይ ስልጣን ምጭባጥን (His eminence ኢልካ ነብስኻ ፈጺሙ ዘይደረጃኣ ምሃብ ከምዝሕብሮ) ንኹሉ ታሪኽ ቅያ ተቆናጽቡን: ረስዕዎ ትብሉናን:: ናይ ግልኹም አበርኩቶ ድማ: ንፈልጦ ዘይብልና! ዋላ እንተጸረፍካዮ ንትያትርን ከተምስልን: ንስኻን asswashን ዋላሓንቲ ፍልልይ የብልኩምን!!!

ልዕሊ ኢሳያስ ክንሪኤኩም'ኮ: እንተወሓደ መንነትኩም ክንፈልጥ አለና:: ከም ናትካ ረሳሕ ዝመልሓሶም: ኤርትራ አየድልዩዋን:: አብ ስደትኩም ክትሞቱ ኢኹም:: 2% ከማን ስለዘይትኸፍሉ ድማ: ሬሳኹም ንሃገር ምእታዉ ተኸልኪሉ: ጸዓዱ cremate ጌሮም: ናብ ሓሙኹሽቲ ክቕይርኹም ኢዮም::

ጽቡቕ መገሻ: ንገሃነመ እሳት!!!

Deqi-Arawit wrote:
24 Jan 2020, 00:18
ቲፎዞታት ወዲ መድሕን በራድ ኣብ ሑሉፍ ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ኣይ ትንበራ። ኣብዘን ዝሓለፋ ፳ ዓመት፣ ጎይታኽንን መድሓኒኽንን ወዲ መድሕን በራድ ኢንታይ ገይሩ፧
ኣላ ወይጦ ዶ ክብለካ ወይስ copy and paste.
ሓድነት ማለት ብኣራዳድኣ ትፎዞታት ወዲ መድሕን በራድ, ትዓሚትካን እእዛንካ ኣጽምምካን ነዚ ሰኽራን ዝበለን ቃላት ምድጋም ማለት እየን. ካልእ ትርጉም ማለት የብሉን.

ነቲ ሓድነቱ ኣትሪሩ ናጽነቱ ዝጨበጠ ህዝቢ ኤርትራ ክኣ, ወዲ መድሕን በራድ ስልጣና ንምንዋሕ ከም ሑሱም ባዕዳዊ ገዛኢ, መቓቕልካ ግዛእ ዝብል ስልቲ ተጠቂሙ ኤርትራዊ ብኣውራጃ ብግደበ ዓዲ ተመቒሉ ይርከብ. እሱ ካብ ኮነኸ ወዲ መድሕን በራድን ስዓብቱን ነታ ቃል ሓደነት ትብል ሓረግ ክሽቅጣላ ሞራላዉ ልዕልነት ኣለወን ዶ. እቲ መልሲ ነዘን ቲፎዞ ወዲ መድሕን በራድ ንግደፎ
Deqi-Arayit,

በጃኻ እቲ ሓሶትካ መጠን ግበረሉ። ኢሳያስ ነቲ ዝነበረ ኣውራጃዊ ምምሕዳር ኣጥፊኡ ብ ዞባዊ ምምሕዳር ከም ዝኸውን ኢዩ ገይሩ። ስለዚ ክትሕሱ ከለኻ ዝእመን ሓሶት ሓሱ። ድሓር ከኣ ናይ ኤርትራ ጉዳይ ን ኤርትራውያን ስለ ዝምልከት ናብ ኤርትራውያን ግደፎ፡ ናይ ትግራይ ዓድኻ ጉዳይ እንተ ገበርካ ይሕሸካ። እዚ ዎድሓንካ!
ኣዮኻ ናይና! :mrgreen:
ኢሂ ኣንታ ተወጋሪ ከም ስሙ.

ኣነ ኣይኮንኩን "እቶም ዝቃወሙኒ ካብ ፍልይቲ ቦታ እዮም መጺኦም ዝብል ተጠሊዕ." መን ድኣ. ወዲ መድሕን በራድ

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: Game Over!!!!!

Post by Zmeselo » 24 Jan 2020, 06:55

Deqi-Arawit wrote:
24 Jan 2020, 06:12
Zmeselo wrote:
24 Jan 2020, 05:41
Deqi-Arawit wrote:
24 Jan 2020, 04:58
Zmeselo wrote:
24 Jan 2020, 04:10
እሞ ከም ቀደምና ዘልሓጥሓጥ አይንበል: አብ ታሪኽና ተመርኲስና ሓድነትና ነትርር: ምባል'ሞ እንታይ ነዉሪ ረኺብካሉ? ብጀካ እቲ ስዲ አተዓባብያኻ: ንኹሉ ግልጺ ምግባር? ሽም ኢሳያስ: ሓንሳብ እኳ አይጸወዓን ንሱ:: ዶስ ዋላ: ኢሳያስን Eplfን ሓንቲ ኢዮም: ኢኻ ትብለና ዘለኻ?

ከም በዓል ከማኹም ዕባይ ጽርግያ ግን: ብሰንኪ ግላዊ ጽልእኹም አብ ኢሳያስን ህርፋን ናይ ስልጣን ምጭባጥን (His eminence ኢልካ ነብስኻ ፈጺሙ ዘይደረጃኣ ምሃብ ከምዝሕብሮ) ንኹሉ ታሪኽ ቅያ ተቆናጽቡን: ረስዕዎ ትብሉናን:: ናይ ግልኹም አበርኩቶ ድማ: ንፈልጦ ዘይብልና! ዋላ እንተጸረፍካዮ ንትያትርን ከተምስልን: ንስኻን asswashን ዋላሓንቲ ፍልልይ የብልኩምን!!!

ልዕሊ ኢሳያስ ክንሪኤኩም'ኮ: እንተወሓደ መንነትኩም ክንፈልጥ አለና:: ከም ናትካ ረሳሕ ዝመልሓሶም: ኤርትራ አየድልዩዋን:: አብ ስደትኩም ክትሞቱ ኢኹም:: 2% ከማን ስለዘይትኸፍሉ ድማ: ሬሳኹም ንሃገር ምእታዉ ተኸልኪሉ: ጸዓዱ cremate ጌሮም: ናብ ሓሙኹሽቲ ክቕይርኹም ኢዮም::

ጽቡቕ መገሻ: ንገሃነመ እሳት!!!

Deqi-Arawit wrote:
24 Jan 2020, 00:18
ቲፎዞታት ወዲ መድሕን በራድ ኣብ ሑሉፍ ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ኣይ ትንበራ። ኣብዘን ዝሓለፋ ፳ ዓመት፣ ጎይታኽንን መድሓኒኽንን ወዲ መድሕን በራድ ኢንታይ ገይሩ፧
ኣላ ወይጦ ዶ ክብለካ ወይስ copy and paste.
ሓድነት ማለት ብኣራዳድኣ ትፎዞታት ወዲ መድሕን በራድ, ትዓሚትካን እእዛንካ ኣጽምምካን ነዚ ሰኽራን ዝበለን ቃላት ምድጋም ማለት እየን. ካልእ ትርጉም ማለት የብሉን.

ነቲ ሓድነቱ ኣትሪሩ ናጽነቱ ዝጨበጠ ህዝቢ ኤርትራ ክኣ, ወዲ መድሕን በራድ ስልጣና ንምንዋሕ ከም ሑሱም ባዕዳዊ ገዛኢ, መቓቕልካ ግዛእ ዝብል ስልቲ ተጠቂሙ ኤርትራዊ ብኣውራጃ ብግደበ ዓዲ ተመቒሉ ይርከብ. እሱ ካብ ኮነኸ ወዲ መድሕን በራድን ስዓብቱን ነታ ቃል ሓደነት ትብል ሓረግ ክሽቅጣላ ሞራላዉ ልዕልነት ኣለወን ዶ. እቲ መልሲ ነዘን ቲፎዞ ወዲ መድሕን በራድ ንግደፎ
ካብ ናትካ ረሳሕ መልሓስ'ድአ: ወይጦ'ኳ ዊሒዱኒ? :lol:

ንስኻ'ዉን ሕጂ ሕጂ'ኮ: አብታ ሓንቲ ዝኸፈትካያ መስኮት: ን EPLF አምጺኻያ አለኻ:: ግን ነተን ስእለን ለጢፍካዮ ዘለኻ ጀጋኑ: ታሪኸን ንምንጋር ዘይኮነ ነተን ዝወለደአን ደቀን: ርእሰ ምትእማን ዘይብለን ኢልካ ንምቁንጻበን'ዩ እቲ ዕላማኻ:: ሃየ ኢትዮጵያዉያን አጆኹም ሕጂ'ዉን ፈትኑ: ዝብል መልእኽቲ ንምስዳድ ኢዩ:: ኢሳያስ- ኢሳያስ ክትብሉ መሬት ዓሪቡኩም:: ዝሰምዓኩም ግን ስኢንኩም:: ኢሳያስ'ድአ ምስ አሽሓት ምስ መሳርያኦም ዝተዓጥቁ: ክተሓቛቐፍ እንዶ አይራእናዮን?

ሱቅ በል ኣምሰሉ ለኽባጥ. ኣነ ኣይኮንኩን ንቀዳማይ ሚኒስተር ዶክቶር ኣቢ ኣሕመድ, ድሕሪ ሕጂ እስኻ ኢኻ ትመርሓና ዝብል ተጠሊዕ. መን ድኣ. ጎይታኻ ወዲ መድሕን በራድ.

ኣብቲ ስእሊ እንተ መጺኢካ ኽኣ. እታ ተጋዳሊት ህዝባዊ ግንባር ሳላ ውድባ መግቢ ኣይስኣነትን, ኣብ ገጻን ኣብ ነብሳን ክኣ ኣንጻባርቕ. እዚ እንታይ ማለት እዩ. እታ ወደብ እቲ ዘድሊ ጠለባት ተማልእ ኣላ ማለት እዩ.

ኣብ ጭፍራ ወዲ መድሕን በራድ እንተ መጺኢካ ክኣ , እቲ ስእሊ ባዕሉ እዛረብ ኣሎ.
ናይ ሰላም ሰብ ስለዝኾነ እምበር: ብሓቂ'ዶ ይመርሓና አሎ'ዩ? ዶር አብይ'ከ እንታይ በለ? ንሳ'ኸአ እባ አምጽአያ! "አነ ናይ ኤርትራ ወጻኢ ጉዳይ ኮይነ ከገልግል ኢየ" ኢሉ'ዶ አይበለን? ግን ወጻኢ ጉዳይ ምኒስተር ኮይኑ: ማለት አይኮነን:: ዓሻ ኢኻ ግን! እዚ- hyperboly- ይብልዎ ምዕራባዉያን!

ኩለን ገዳይም ተጋደልቲ ፍርዙናት ኔረን: ኩለን ደቂ ሳዋ ደቀቕቲ ምባል ከአ ሓሶትዩ! ገዳይም ተጋደልቲ: ስእነት መግቢ ኔሩና:: ክሳብ ባዕልና ሃዲንና ንበልዓሉ ጊዜታት ኔሩ: ኢሎም የዕልሉ ኢዮም:: ብስእነት መግቢ ንሳቐ ኔርና ትብል ጓል ሳዋ ግን: ሓንቲ ከማን አይትረክብን:: ብዝኾነ መልክዕ ንኤርትራን ህዝባን ዘቆናጽብ አብዚ ጠቂዕካ: እንታይ ትኸስብ? ኤርትራዉያን ይኹኑ ኢትዮጵያዉያን: ከጣዕቑልካ አይረአናን:: ናይ ብሓቂ: ዉላድ አራዊት!

PS: እቶም ንኢሳያስ ክሳብ ምትንፋስ ዝስእን ዝሓቕፋዎ ዘለዉኸ: ጭፍራ ወዲ መድህን ዲኻ ክትብሎም?

አራዊት ድአ: ይብልዑኻ'ምበር!

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: Game Over!!!!!

Post by Abe Abraham » 24 Jan 2020, 14:25

ኣይተ ኣይተ ፥ " ኣነማ ኡዛ ጌም ኦቦር ዶ ጸዎታ ተወዲኡ ዶ ግዛዕ ዶ ልብል ንግግር ፈጺሙ ለይኣትየኒ "

ኣቶ ኣቶ ፥ " ጫወታ ተኣሊሹ ከ ይኣትየካ ዶ ? "

ኣይተ ኣይተ ፥ " ዋይ ዋዮ ኣነ ሓዊ ፍትለ-ወርቅዮ ! እምበኣር ጫዋታ ተኣሊሹ እዩ ገሌኹም ላብ ገዛኹም ገሌኹም ድማ ላብ ኣብ መቐለ ለሎ ቤት-መኝታኹም ኺዱ እዩ ልበሃል ለሎ ወይኣነ ጎደሎ ። ሕጂስ ኣትዩኒ ካብ እዙይ ዝበለ ምእታይ ብመዶሻ እኳ ለይግነ "

Post Reply