-
- Member+
- Posts: 9536
- Joined: 23 Jul 2015, 06:10
Game Over!!!!!
Please wait, video is loading...
-
- Member+
- Posts: 9536
- Joined: 23 Jul 2015, 06:10
Re: Game Over!!!!!
Please wait, video is loading...
-
- Member+
- Posts: 9536
- Joined: 23 Jul 2015, 06:10
Re: Game Over!!!!!
አሜሪካን ሶቭየትን ኣብ ባጽዕ ስርሒት ፈንቅል ተሳቲፍና እንተበላ ሓቀን ፡ኣጽዋራተን 'ኳ ንስርዓት ደርግ ሂበን፡ ወያነ 'ኸ ብሕልሚ ኣብ ባጽዕ ጀነራላት ማሪኽና እንተበለት !
"ብመሽረፈት ኣንበድቢድካ ታሪኽ ኣይስራሕ ኣይስረቅ "
"ብመሽረፈት ኣንበድቢድካ ታሪኽ ኣይስራሕ ኣይስረቅ "
-
- Member+
- Posts: 9536
- Joined: 23 Jul 2015, 06:10
Re: Game Over!!!!!
ጫማ ጽዓዱ ልሒሱ ከይጸገበ ዝሞተ ሕሱር ዓጋመ!!!!
-
- Member+
- Posts: 5279
- Joined: 04 Jun 2013, 22:23
Re: Game Over!!!!!
ኣንታ ናይ ኣካላዊ ዓይነ ስዉርናስ ዝኾነ ምኾነ፡
ናይ ኣእምሮ ስንክልና ዘለዎም ደኣ ገሪሙኒ ኣነ!
The sad thing is that this blind guy has also mental blindness!
ናይ ኣእምሮ ስንክልና ዘለዎም ደኣ ገሪሙኒ ኣነ!
The sad thing is that this blind guy has also mental blindness!
-
- Member+
- Posts: 6387
- Joined: 26 Mar 2015, 08:47
Re: Game Over!!!!!
Please wait, video is loading...
-
- Member+
- Posts: 6387
- Joined: 26 Mar 2015, 08:47
Re: Game Over!!!!!
ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ንቑሕ፣ውፉይን ጽኑዕን ሰብ፣ ካብ ሓጺነ መጺን ከምዝሕይል ኣረጋጊጽዎ'ዩ ኣብ ዝሓለፉ ልዕሊ 20 ዓመታት ውን እንተ ኮነ ንዝገጠመና ዓለማዊ ከበባን ጠገለ ዘይብሉ ውዲትን ናጽነትና ንምምዛዕ ወተሃደራዊ ወራርን እገዳን ፥ ቁጠባውን ፖለቲካውን ዲፕሎማሲያዊ ጸቅጥታትን ብዘገርም ክንምክቶ ዘክኣለና ኣብ ሓርነታዊ ቃልሲ ብዝተጥርየ ጹኑዕ ሓድነትን ብጻይነትን ሓድሕዳዊ ምክብባርንዩ። ነዚ ብጽንዓትን ልዑል ሓሊዮትን ብጻይነትን ዝውንን ጥራይ ዘይኮነ ዕጥቁ ዝገበረ ህዝቢ ኤርትራን መንእስያቱን ካብ ዕሉላት ከዳዓትን መጋበርያታት ጸላእትን ደቂ ሃገር ብዛዕባ ሓድነትን ብጻይነት ሓሊዮትን ትምህርቲ ኣየድሊዮን'ዩ። እዚ ስለ ዝኮነ እቲ ኑጹር ሓቂ ኣብ ምፍጣር ኩሉ መዳያዊ ምዕባለ እቲ ወሳኒ ባህርያዊ ሃብቲ ወይ ፈሰስ ርእሰማል ዘይኮነ፣ ብቐንዱ ሰብ ውን እንኮነ ብጻይነትን ሓድነትን ሓሊዮት መሰረታዊ ሮቋሕን ዘይንቅነቅ ሕላገት ህዝቢ ኤርትራ ብሙኳኑዩ።
ብእውጅ ፍልሰት ካብ ሃገር ንዝወጹ መንእስያት ብዝወጽዎ ከይጠፍኡ መጻወቲ ዕሉላት ገበነኛታት ንከይኮኑ ቀሲኖም ሃገሮም እናተመላለሱ ብሉጻት ኮይኖም ንክርከቡ መንግስቲ ምትብባዕ ዝገብር ዘሎን መንእስያት ድማ ንርእዮም ኣሎና ከምቲ ብመጋበርያታት ዝንገሮም ዘይኮነ ከይተሰከፉ ሃገሮም ወለዶም ህዝቦምን ይበጽሑን ይመላለሱን ኣለው። ነዚ ብዝሓየ ንምድራክዩ ድማ ኣብ ኣቲናዮ ዘሎና ሓድሽ መዋእል ንምሕያል ማሕበረ ኮም ንምእላይ መንእስያትን ምሕያል ስፍድራ ቤታትን ኣብ ወጻኢ ዞባ 4 ዞባ መከተን ልምዓትን ብዕቱብ ዝስርሓሉ ዘሎ። ስለዚ ዮም ድማ ጸላእቲ በተን ከም እምኒ ዓረ ዝምትራረን ሓድነት ፥ ብጻይነት ፥ ሓልዮትን ቀዳድ ፈጢሮምን ሰሊኮም ኣቲዮም ንመንእስያት ብዘይ መጸውዒ ታሪክ ክዘርጉ መዝሙር ሓድነትን ብጻይነትን ሓልዮትን እናዘመሩን ንብዓት ሓርገጽ እናነብዑ ካባ ፍሊሊና ነጽብብ ተከዲኖም ንከንቱ እንቅዓ ዝርህጹ።
ስለዚ ኣብዚ ንህንጸት ልምዓትን ሃገር እንረባረበሉ ዘሎና መድረኽ ሓድሽ መዋእል ሰላም ፣ ብጻያዊ ሓልዮት ዝመለለይኡ ባህሊ ሰማእታትና ወሪስና፣ ንሓድሕድና ክንከባበር፣ ክንተባባዕ፣ ዝያዳ ኹሉ ድማ ብዕድመ ንዝንእሱና ኣሕዋት እናሓብሓብና ተሞኩሮና እናቕሰምና፣ ዝያዳና ንኽምዕብሉን ንኽውንጨፉን ካብ ዕሉላት ከዳዓትን ጸላእትን ክጥንቀቁ ክንድርኾም የድሊ። በዚ መንጽር ወትሩ ንቅሓትና ከነሓድስን ከነበርክን መሳርዕና ከነስጥም ማሕበረ ኮማትናን ውዳቤታትናን ከነሓይል ዘለናዬ ሓድሽ መዋእል ሰላም ብድሆታቱን መከተን ድማ ነዚ'ዩ ዘዛካክረና።
-
- Member+
- Posts: 9536
- Joined: 23 Jul 2015, 06:10
Re: Game Over!!!!!
EPLF is so well-informed that after 10 years(Isaias has said earlier in 1978 this "enemy may have more than us weapons and also has many Soldier but after 10 years Dergue would fall enormously" and it did! This holds true to the vulture Weyane
-
- Member+
- Posts: 9536
- Joined: 23 Jul 2015, 06:10
-
- Senior Member
- Posts: 13801
- Joined: 29 Mar 2009, 11:10
- Location: Bujumbura Brundi
Re: Game Over!!!!!
ቲፎዞታት ወዲ መድሕን በራድ ኣብ ሑሉፍ ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ኣይ ትንበራ። ኣብዘን ዝሓለፋ ፳ ዓመት፣ ጎይታኽንን መድሓኒኽንን ወዲ መድሕን በራድ ኢንታይ ገይሩ፧
-
- Member+
- Posts: 9536
- Joined: 23 Jul 2015, 06:10
Re: Game Over!!!!!
"ክብረት ዘይፈትወሉ፡ ንውርደት ዝተፈጥረ" ደኣ ብጀካ ዓጋመ ዝብልኹም ረስሓትን ለመንትን ሰረቕትን ህዝቢ ካሊእ መን ኣሎ ድዩ? ካባኹም እሞ ድማ ካብ ዓጋመ ዝርከብ ክብረት ከ ኣሎ ድዩ? ኣንቱም ረሳሓት ዘርኢ ርግምቲ ከተዛርቡና ድማ። "ኣካልካ ትበተኽ ብቱኽ። ምሳኹም ዘራኽብ ነገር የብልናን ዓጋመ ረሳሓት ፉንፉናት ዘርኢ።
Deqi-Arawit wrote: ↑24 Jan 2020, 00:18ቲፎዞታት ወዲ መድሕን በራድ ኣብ ሑሉፍ ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ኣይ ትንበራ። ኣብዘን ዝሓለፋ ፳ ዓመት፣ ጎይታኽንን መድሓኒኽንን ወዲ መድሕን በራድ ኢንታይ ገይሩ፧