Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
pushkin
Member+
Posts: 9536
Joined: 23 Jul 2015, 06:10

ኤርትራውያን የሕዋትና እዮም ትብል ህወሓት!! መግለጺ ተጋሩ

Post by pushkin » 21 Jan 2020, 19:11

ህወሓትን መራሕቲ ህወሓትን ናብ መቃብሮም አብ ዝአትዉሉ ዘለዉ እዋን፣ ካብ ሞት ንምትሳእ ኤርትራውያን የሕዋትና እዮም ምባል ጀሚሮም አለዉ፣ አኼባ ጌሮም መግለፂ አብ ዘውፅሉ እዋን ሽም ህዝቢ ኤርትራ ከይጠቀሱ ውን አይሓልፉን። እቶም ባሃማት ኤርትራውያን ድማ ተጋሩ፣ውድብ ህወሓትን መራሕቲ ህወሓትን የሕዋትና እዮም ይብሉ፣ እቶም ሎሚ ተጋሩ የሕዋትና እዮም ዝብሉ ዘለዉ ኤርትራውያን ድማእ እቶም ንሻዕብያ(ኢሰያስ)ንምውዳቅ ንቃለስ አለና ዝብሉ ዕኪላሎ ውድባትን ደለይቲ ፍትሒ ኢና ባሃልትን እዮም።
.
ህወሓት ግን ሎሚ ንምንታይ እያ ኤርትራውያን የሕዋትና እዮም ትብል ዘላ? እቲ ቀንዲ ምኽንያት እዚ ዝስዕብ እዩ።
.
፩ ሎሚ መራሕቲ ህወሓት አብ ቀብሮም፣ ተስፋ ዝገበሩላ ሓንቲ ነገር እንተላ ፣ አብ ኤርትራ! ህዝቢ ኤርትራ አንፃር ፕሬዝዳንት ኢሰያስ አላዓዒልካ፣ አብ ኤርትራ ከምቲ አብ ኢትዮጲያ ዝለመድዎ ብህወሓታውያን ዝዝወር መግስቲ መስሪትካ፣ ብኤርትራ አቢልካ ትግራይ ውን ካብ ፌደራል መንግስቲ ነፃ አውፂኻ፣ ዳግማይ አራትኪሎ አቲኻ ኢትዮጲያ ትብሃል ሃገር ምግዛእን፣ ምውራርን ሕልሞም ስለ ዝኾነ ጥራሕ እዩ! ስለዚ ህወሓታውያን ኤርትራውያን የሕዋትና እዮም እንተበሉ፣ ድሕሪ መጋርጃ ዘሎ ሕልሞም ካብቶም ባሃማት ኤርትራዋይን ሕቡእ ስለ ዝኾነ ጥራሕ እቶም ባሃማት ኤርትራውያን ውን ተጋሩ ወይ ህወሓታውያን የሕዋትና እዮም ክብሉ ይውዕሉ።
.
እቶም ንፕሬዝዳንት ኢሰያስ አፎርቂ ሓምሳ ዓመት ዝተቃወሙን ሓንቲ ዘየፍረዮን አውራጃውያን ውን፣ አብ አዋሳን ደብረዘይትን ስለ ዘይሰለጦም፣ በቲ ሓድሽ ወለዶ ብስም አግአዝያንን፣ ተጋሩ ደቂ ደቡቡን ሰሜንን ብዝብል ፋንድያ ሓሳቦም አብ ኤርትራ ሓድሽ መንግስቲ ክምስርቱ ሓሲቦም ማይ አርኪብዎም፣ ከም መጠቅለሊ ሽኮር ድማ ብትን ብትን ኢሎም። እዞም ተስፋ ዝቆረፁ ሎሚ ውን ህወሓት ስልጣን ምስ ስአነት ከም ደገፍቲ ህወሓት፣ ነቲ ብዶ/ር አብይ ዝምራሕ ፌደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጲያ ክቃወሙ ይውዕሉን ይሓድሩን፣ ገዝኦም ከየፅረዩ ድማ ገዛ እንዳማቶም ከፅርዩ ይፍትኑ፣ ጋዜጠኛ ታምራት ነገራ ድም እታ ሓቂ ኮፍ አቢሉሎም። ግን ኢሰያስ አብ ኤርትራ ዝደንቆረ ወለዶ ስለ ዝፈጠረ ድንቆርንኦም ካብ ቃልሲ አንፃር ፕሬአዝዳንት ኢሰያስ ናብ ጋዘጤኛታት ኢትዮጲያ ኮይኑ። ኢሰያስ ንደምበ ተቃውሞ ከምይ ይፃወተሉ ዘይታዓዘብካ ደላይ ፍትሕ ሎሚ ውን አብ ዒንኪላሎ ትነብር አለኻ።
.
በቲ በለ በቲ፣ ተጋሩን ኤርትራውያንን የሕዋት ኢና እትብሉ የሕዋት አይኮናን!!! ተጋሩ ሞት ህወሓት ክሳብ ዝጋሃድ ሓውና(የሕውሃትና) አንፃር ህወሓት ዝቃለስ ሰብን ውድብን ጥራሕ እዩ! የሕዋትና ፕሬዝዳንት ኢሰያስን ዶ/ር አብይን ጥራሕ እዮም። ሎሚ ንዓና ንተጋሩ የሕዋትና ዝኾኑ; አንፃር እቲ ብሞትን ድኽነትን ሓሰረ መከራን ህዝብ ትግራይ ዝሕጎስ ውድብ ህወሓት ዝቃለስ ዘቤታዊ ይኹን ግዳማዊ ሓይሊ እዩ። እቲ አብ ወፃኢ ዝነብር ተስፋ ዝቆረፀ እሞ ድማ አንፃር ኢሰያስ ተቃሊሱ ንመራሕቲ ህወሓት ከድሕን ዝቃለስ ሰብ ይኹን ውድብ ንዓና ንተጋሩ ፀላኢና እምበር ሓዋና አይኮነንን!!!
.
ህወሓት ህዝቢ ኤርትራ ሓውና እዩ ኢላ እናበልኩም፣ ነዛ ብማዓር ዝተለወሰት ዕረ ክትበልዕዋ ትደልዩ ባሃማት ኤርትራውያን ሎሚ ውን ልቢ ግበሩ፣ ህወሓት ሓዋን ሓፍታን ገንዘብን፣ስልጣንን፣ሃፍትን እምበር ህዝቢ ሓዋ ኮይኑ አይፈልጥን፣ ህወሓት ህዝቢ ትግራይ እካ ሓዋ ዘይኮናስ ህዝቢ ኤርትራ ሓዋ ክኸውን አይኽእልን። ህወሓት ሓውና ህዝቢ ኤርትራ እትብሎ ዘላ፣ እቲ አብ ኩናት ባድመ “ሕብሪ ዓይንኹም ባህ አይበለናን” ኢላ ብ መለስ ዜናዊ ዘባረረቶ ህዝቢ ዶ አይኮነንን እዩ? ድሕሪ ቀብሪ ህወሓት ግን ህዝቢ ኤርትራ ሓውና እዩ፣ ህዝቢ ትግራይ ብመግዛእቲ ህወሓት እናተገዘአ ግን ሓዋን እቲ አንፃር ህወሓት ዝቃለስ ውልቀሰብን ውድብን ጥራሕ እምበር እቲ ንህወሓት ከድሕን ተጋሩን ኤርትራውያንን የሕዋት ኢና ዝብል ውልቀሰብን ውድብ አይኮነንን!!! እወ ንዓና ንተጋሩ የሕዋትና እቶም አንፃር መራሕቲ ህወሓት ዝቃለሱ ዘለው ፕሬዝዳንት ኢሰያስ አፎርቅን ጠ/ሚ ዶ/ር አብይን እዮም።

Kuasmeda
Member+
Posts: 6387
Joined: 26 Mar 2015, 08:47

Re: ኤርትራውያን የሕዋትና እዮም ትብል ህወሓት!! መግለጺ ተጋሩ

Post by Kuasmeda » 21 Jan 2020, 19:32

Please wait, video is loading...
pushkin wrote:
21 Jan 2020, 19:11

Post by Kuasmeda » 21 Jan 2020, 21:57

Merhano Agame, the pretending Eritrean is one of those with the Hifir meninet!!!
Gurezza wrote:
21 Jan 2020, 21:01

Post Reply